ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከንቲባ ኣዳነች ን21 ዓቕሚ ዘይብሎም ዜጋታት መንበሪ ገዛ ኣረኪበን Desta Jan 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ ን21 ዓቕሚ ዘይብሎም ዜጋታት በዓል ሰለስተ ደብሪ መንበሪ ገዛ ኣረኪበን። ብበዓል መዚ መገዲታት ምምሕዳር እታ ከተማ ብምትሕብባር ኣብ ክፍለ ከተማ ጨርቆስ ዝተሃነፁ ከምዝኾኑ ተገሊፁ። ብተወሳኺ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባንኪ ኣንበሳ ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት መሰረታዊ ኣገልግሎት ባንኪ ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ Desta Jan 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ኣንበሳ ብምኽኒያት ጎንፂ ኣገልግሎት ተቛሪፁለን ካብ መንጎ ዝነበራ ከተማታት ኣብ ሸውዓተ ከተማታት መሰረታዊ ኣገልግሎት ባንኪ ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ማርኬቲንግ እቲ ባንኪ ሙሉጌታ ተክሉ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝበልዎ፥ ሎሚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዘጋጠመ ሰለስተ ሓደጋታት ባርዕ ሓዊ 90 ሚሊየን ብር ዝግመት ንብረት ከምዝዓነወ ተገሊፁ Desta Jan 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከባቢታት ሾላ ገበያ ፣ ኣቃቂን ዮሴፍ ከባቢን ብዘጋጠመ ሓደጋታት ባርዕ ሓዊ 90 ሚሊየን ብር ዝግመት ንብረት ከምዝዓነወ ተገሊፁ። እቲ ሓደጋ ኣብዚ ሰሙን ዘጋጠመ ከምዝኾነ ብምግላፅ፥ ካብዚ ንላዕሊ ጉድኣት ንከየጋጥም ሰብ ሞያ ልዑል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከተማ በራሕለን ከባቢኡን ዳግም ሓይሊ ኤሌክትሪክ ረኺበን Desta Jan 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ከተማ በራሕለን ከባቢኡን ዳግም ሓይሊ ኤሌክትሪክ ረኺበን። ብምኽኒያት እቲ ጎንፂ ኣብ ልዕሊ መሰረተ ልምዓት ብዝበፅሐ ጉድኣት ንልዕሊ ከልተ ዓመት ተቛሪፁ ዝነበረ ኣገልግሎት ከምዝተጀመረ ካብ ናይ ኢትዮጵያ ኤሌክትሪክ ኣገልግሎት ዝረኸብናዮ ሓበሬታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 135 ሺሕ 487 ሜትሪክ ቶን ምግብን ምግቢ ተንከፍ ዘይኮኑ ሓገዛትን ከምኡውን 879 ሺሕን 980 ሊትሮ ነዳዲ ናብ ትግራይ ከምዝተልኣኸ ተገሊፁ Desta Jan 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ክሳብ ሐዚ 135 ሺሕ 487 ሜትሪክ ቶን ምግብን ምግቢ ተንከፍ ዘይኮኑ ሓገዛትን ከምኡውን 879 ሺሕን 980 ሊትሮ ነዳዲ ናብ ትግራይ ከምዝተልኣኸ ተገሊፁ። ዳይሬክተር ርክብ ህዝቢ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስግኣት ሓደጋ ደበበ ዘውዴ ንፋና ብሮድካስቲንግ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ዋግኽምራ ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ቅድሚ በዓል ሰብኣዊ ሓገዝ ይከፋፈል ከምዘሎ ተገሊፁ Desta Jan 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዋግኽምራ ንዝተመዛበሉ 31 ሺሕን 839 ዜጋታት ቅድሚ በዓል ልደት ሰብኣዊ ሓገዝ ይከፋፈል ከምዘሎ ተገሊፁ። ላዕላዋይ ሓላፊ ስራሕ ፕሮግራም ህፁፅ ሓገዝ ኤፍ ኤች ኢትዮጵያ ዳንኤል ጥላሁን ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝበልዎ፥ 5 ሺሕን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ልደት ብሰላም ንኽኽበር ኣድላዪ ምድላው ከምዝተገበረ ፖሊስ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Jan 4, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ልደት ብሰላም ንኽኽበር ኣድላዪ ምድላው ከምዝተገበረ ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ዝቕፅል ቀዳም 29 ታሕሳስ ዝኽበር በዓል ልደት ብሰላም ተኸቢሩ ንኽዛዘም ፖሊስ ዝገበሮ ምድላው ኣመልኪቶም ምክትል ዳይሬክተር ርክብ ህዝቢ እቲ ኮሚሽን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንበዓል ፀገም ምቁርራጥመብራህቲን ማይን ከየጋጥም ዝተዋደደ ግብረ ሓይሊ ተጣይሹ Gebremariam Weldegerima Jan 4, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንበዓል ፀገም ምቁርራጥመብራህቲን ማይን ከየጋጥም ዝተዋደደ ግብረ ሓይሊ ተጣይሹ ናብ ስራሕ ከምዝኣተወ ቤት ፅሕፈት መካየዲ ስራሕ እቲ ምምሕዳር ከተማ ገሊፁ። ምክትል ዋና መካየዲ ስራሕ እቲ ቤት ፅሕፈት ኣይተ ታረቀኝ ወርቅነህ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሶማሊያ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ስትራቴጂያዊ ምሕዝነት ኣጠናኺራ ክትቅፅል ኢያ – ፕሬዚዳንት ሶማሊያ Gebremariam Weldegerima Jan 4, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ታሕሳስ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሶማሊያ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ስትራቴጂያዊ ምሕዝነት ኣጠናኺራ ክትቅፅል ኢያ ክብሉ ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሼኽ ማሕሙድ ገሊፆም። እዋን ስረሖም ዝዛዘሙ በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ሶሊያ ዓብዱልፈታህ ዓብዱላሂ ሓሰን ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ዝግበር ዘይተገበአ ወሰኽ ዋጋ ህዝብን መንግስትን ግቡእ ክትትል ክግበሩሎም ይግባእ – ተወለድቲ ትግራይ Gebremariam Weldegerima Jan 4, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ዝርከቡ ዘይሕጋዊያን ነጋዶ ዝገብሩዎ ዘይተገበአ ወሰኽ ዋጋ ህዝብን መንግስትን ግቡእ ክትትል ክግበሩሎም ከምዝግባእ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝነብሩ ተወለድቲ ትግራይ ገሊፆም። ኣብ ክልል ትግራይ ብዝተፈጠረ ጎንፂ ንልዕሊ ክልተ ዓማውቲ ቀረብ…