Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ትግራይ 8 ሆስፒታላት ሓዊሱ 26 ጣቢያታት ጥዕና መሰረታዊ ኣገልግሎት ምሃብ ጀሚረን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ 8 ሆስፒታላት ሓዊሱ 26 ጣቢያታት ጥዕና መሰረታዊ ኣገልግሎት ምሃብ ጀሚረን። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጥዕና ዶክተር ኣየለ ተሾመ ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፥ እተን ትካላት ጥዕና ኣብ ዝሓለፉ መዓልታት…

ኣብ ክፍለ ከተማ ኣቃቂ ቃሊቲ ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ኣብ ልዕሊ ንብረት ጉድኣት በፂሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ኣብ ክፍለ ከተማ ኣቃቂ ቃሊቲ ፍሉይ ሽሙ ገነት ሼዶች ተባሂሉ ኣብ ዝፅዋዕ ቦታ ብዘጋጠመ ሃንደበታዊ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ኣብ ልዕሊ ንብረት ጉድኣት በፂሑ። ቀትሪ ሰዓት 9፡40 ዘጋጠመ እቲ ሓደጋ÷ ኣብ ልዕሊ 6 ሼዳት ጉድኣት ከምዝበፅሐ…

ሃገራዊ ረብሓ የደንፍዑ ኢዮም ዝተብሃሉ 1 ሺሕን 35 ደረጃታት ፀዲቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢንስቲትዩት ደረጃታት ኢትዮጵያ ብመንፅር ጥዕና፣ ሓለዋ ከባቢን ንግዲ ምቅልጣፍን ርኡይ ኣስተዋፅኦ የበርክቱ ኢዮም ዝበሎም 1 ሺሕን 35 ደረጃታት ኣፅቑ፡፡ እቲ ኢንስቲትዩት ብሄራዊ ደረጃታት ንኸሰናድእ ብዝተውሃቦ ስልጣን መሰረት ዓለም ለኸ ኩነታት…

ጓል 4 ዓመት ሕፃን ዝደፈረ ውልቀ ሰብ ብ20 ዓመት ፅኑዕ ማእሰርቲ ክቕፃዕ ተወሲኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ሳውላ ከተማ ኣብ ልዕሊ ጓል ኣርባዕተ ዓመት ሕፃን ገበን ኣገዲድካ ምድፋር ዝፈፀመ ውልቀ ሰብ ብ20 ዓመት ፅኑዕ ማእሰርቲ ክቕፃዕ ተወሲኑሉ። መተሓባበሪ ዳይነት ቀዳማይ ደረጃ ቤት ፍርዲ ከተማ ሳውላ ሸሪፍ ጂብሪል ከምዝገለፁዎ÷ ተጠርጣሪ…

ናብ ወፃኢ ዕዳጋ ዝቐርብ ቡን ኣብ ውሽጢ ሃገር ብሸርፊ ወፃኢ ንምሻጥ ዘኽእል ረቂቕ መምርሒ ወፂኡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ናብ ወፃኢ ዕዳጋ ዝቐርብ ቡን ኣብ ውሽጢ ሃገር ብሸርፊ ወፃኢ ንምሻጥ ዘኽእል ረቂቕ መምርሒ ኣፈፃፅማ ከምዝወፅአ በዓል መዚ ቡንን ሻሂን፡፡ እቲ ረቂቕ መምርሒ ንተወሳኺ እታወት ዕላዊ ተገይሩ ዘሎ÷ ብመሰረት ኣዋጅ ቁፅሪ 1051/2009 ዓንቀጽ 24…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ መድረኽ ዓለም ኢትዮጵያን ወኪሎም ንዘገልገሉ ኣምባሳደራት ምስጋና ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ መድረኽ ዓለም ኢትዮጵያን ወኪሎም እናገልገሉ ዝፀንሑ ኣምባሳደራት ምስጋና ኣቕሪቦም። እቶም ቀዳማይ ሚነስትር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ÷ “ሃገር ምግልጋል ዕድል፣ ልኡኽቶ ምፍፃም ድማ…

ሩሲያ ንቻይና ተቕርቦ መጠን ፍርያት ጋዝ ክተዕቢ ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ንቻይና ትሸጦ ፍርያት ጋዝ መጠን ቀረብ ክተዕቢ ምዃና ኩባኒያ ኣቕራቢ ነዳዲ ሩሲያ ፕሮም ኣፍሊጡ። ዋና ፈፃሚ ስራሕ እቲ ኩባኒያ ኣሌክስ ሚለር ከምዝሓበሩዎ÷ ኣብቲ ዝተዛዘመ ዓመተ ምህረት ፈረንጂ 2022 ቤጂንግ ካብ ዝሓተተቶ ውዕሊ ነዳዲ፤…

ኣብ ዝተፈላለያ ዩኒቨርሲቲታት መድረኽ ዘተ ምሁራን ይሳለጡ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዩኒቨርሲቲታት ኣርሲ፣ ሰላሌን ደብረ ብርሃን "ግደ ምሁራን ንህንፀት ሃገር" ብዝብል ርእሲ መድረኽ ዘተ ምሁራን ይሳለጥ ኣሎ፡፡ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ኣርሲ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ዘተ ዕላምኡ÷ ከም ሃገር ዘለዉ ዓቕሚታት ፀንቂቕካ ንምጥቃምን ኣብዚ…

ኣብ ልዕሊ ግብረ ራዕዲ ሸኔ እናተወሰደ ዝርከብ ስጉምቲ ከምዝተጠናኸረ እቲ ወፍሪ ዝመርሑ ላዕለዋይ መኮንን ሰራዊት  ምክልኻል ተዛሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ደቡባዊ ኦሮሚያን ኣዋሰንቲ ከባቢታን ዝተዋፈረ ሰራዊት ምክልኻል ኣብ ልዕሊ ትሕዝቶ ግብረ ራዕዲ ሸኔ ዝነበራ ሸውዓተ ጣቢያታት ከልቅቕ ከምዝኸኣለ ነቲ ወፍሪ ዝመርሑ ላዕለዋይ መኮንን ሰራዊት  ምክልኻል ተዛሪቦም። እቲ ወፍሪ ዝመርሑ ላዕለዋይ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ምስ ፕሬዚዳንት ቱርኪ ሬሲፕ ጣይብ ኤርዶሃን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንት ቱርኪ ሬሲፕ ጣይብ ኤርዶሃን ብስልኪ ተዛቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ÷ “ቁልፊ ኣብ ዝኾኑ ጉዳያትን በዓል ብዙሕ ወገን ጉዳያትን ምስ ፕሬዚዳንት…