ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሓዱሽ ዓመት 2023 ንዝተቐበላ ሃገራት ሰናይ ትምኒቶም ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝተፈላለዩ ክፋላት ዓለም ሓዱሽ ዓመት 2023 ንዝተቐበሉ ህዝቢታትን ሃገራትን ሰናይ ትምኒቶም ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት፥ "እቲ…