ቢዝነስ ኮሚሽነር ለሊሴ ነሜ ምስ ኣምባሳደር ቼክ ሪፐብሊክ ኣብ ኢትዮጵያ ዘቲየን Desta Mar 9, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ኮሚሽነር ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኮሚሽነር ለሊሴ ነሜ ምስ ኣምባሳደር ቼክ ሪፐብሊክ ኣብ ኢትዮጵያ ሞርስላቭ ኮሴክ ዘቲየን። ኣብቲ ዘተ፥ ከልቲኣዊ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ንምጥንኻር በምትሕብባር ምስራሕ ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት መልዛቦም ካብቲ ኮሚሽን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተነቢሩ ዝነበረ እግዳት መሬትን መሬት ተንከፍን ተላዒሉ Desta Mar 9, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ለካቲት 30 ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተነቢሩ ዝነበረ እግዳት መሬትን መሬት ተንከፍን ከምዝተልዓለ ቢሮ ምልማዕ መሬትን ምምሕዳርን ኣፍሊጡ። ሓላፊ እቲ ቢሮ ቀንአ ያደታ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝበልዎ፥ እቲ እግዳት ኣብ ኩለን ክፍላተ ከተማ ካብ ትማሊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ጎኒ ንጎኒ ጉባኤ ዓበይቲ ሃገራት ውፅኢታዊ ዘተ ዲፕሎማሲ ኢኮኖሚ ገይሮም-ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ Desta Mar 9, 2023 0 አዲስ አበባ ፣ የካቲት 30 ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ጎኒ ንጎኒ መበል ሓምሻይ ጉባኤ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ዓበይቲ ሃገራት ውፅኢታዊ ዘተ ዲፕሎማሲ ኢኮኖሚ ገይሮም ክብል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር መለስ ኣለም፥ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 2 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር ሃፍቲ ህዝብን ሃገርን ንብኽነት ከምዝተቓልዐ ተገሊፁ Desta Mar 9, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብርኪ ሃገር 2 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር ሃፍቲ ህዝብን ሃገርን ንብኽነት ከምዝተቓልዐ ተገሊፁ። ኣካቢ ብሄራዊ ፀረ ግዕዝይና ኮሚቴ ተመስገን ጥሩነህ፥ ኣብ ዝሓለፉ ኣዋርሕ 759 ሓበሬታታት ነቲ ኮሚቴ ከምዝቐረቡ ተዛሪቦም። ካብዚ እቲ 175…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኲናት ዓድዋ ዓወት ዝተረኸበሉ ወተሃደራዊ ጥበብ ብብርኪ ሰርዓተ ትምህርቲ ክሰናዳእ ኢዩ Desta Mar 9, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኲናት ዓድዋ ዓወት ዝተረኸበሉ ወተሃደራዊ ጥበብ ብብርኪ ሰርዓተ ትምህርቲ ተሰናዲኡ ኣብ ወተሃደራዊ ሰልጠና ክካተት ኢዩ ተባሂሉ። ዋና መምርሒ ሰልጠና ትምህርቲ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣብ ኲናት ዓድዋ ዓወት ዝተመዝገበሉ ወተሃደራዊ ታክቲክን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሄራዊ ኮሚቴ ኣተሓባባሪ ፀረ-ግዕዚይና ዝሰርሖም ስራሕቲን ቀፀልቲ ኣንፈታትን ብዝምልከት ዘተ ይሳለጥ ኣሎ Desta Mar 9, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ኮሚቴ ኣተሓባባሪ ፀረ-ግዕዚይና ዝሰርሖም ስራሕቲን ቀፀልቲ ኣንፈታትን ብዝምልከት ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ዘተ ካብ ፌደራል፣ ክልልን ምምሕዳራት ከተማን ዝተውፃእፅኡ ኣባላት እቲ ኮሚቴ ኣብ ዝተረኸብሉ ኢዩ ዝሳለጥ ዘሎ። ክሳብ ሐዚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ኬንያን ኣብ ከባቢ ዶብ ዘጋጥሙ ስግኣታት ፀፅታ ብሓባር ንምክልኻል ተስማዕሚዐን Desta Mar 9, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ኬንያን ኣብ ከባቢ ዶብ ዘጋጥሙ ስግኣታት ፀፅታ ብሓባር ንምክልኻል ተስማዕሚዐን። ብሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ብርቱካን ኣያኖ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ሓላፍቲ ስራሕ መንግስቲ ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኬኒያ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣቦ መንበርነት ኢኒሼቲቭ ቀርኒ ኣፍሪካ ካብ ኬንያ ተረኪባ Gebremariam Weldegerima Mar 8, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣህመድ ሺዴ ኣቦ መንበርነት ኢኒሼቲቭ ቀርኒ ኣፍሪካ ካብ ኬንያ መዘነኦም ተረኪቦም፡፡ ኣኼባ ሚኒስትራት ገንዘብ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪካ ኣብ ናይሮቢ እናተኻየደ እንትኸውን÷ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ብኢኒሼቲቭ ቀርኒ ኣፍሪካ ዝተሰርሑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማእኸለ ምፍፃም ልኡኽቶ ዞባዊ ልኡኽቶ ካርቱም ዶብ ተሳገርቲ ገበናት ኣብ ምክልኻል ልዑል ግደ እናተዋፅአ ከምዝኾነ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Mar 8, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ማእኸለ ምፍፃም ልኡኽቶ ዞባዊ ልኡኽቶ ካርቱም /ሮክ/ ዶብ ተሳገርቲ ገበናት ብሓባር ኣብ ምክልኻልን ምምካትን ልዑል ግደ እናተዋፅአ ከምዝኾነ ኢንተር ፖል ገሊፁ። ኣባል ሮክ ዝኾነት ኢትዮጵያ ዓለም ለኸ ገበን ፈፂሞም ዝተሰወሩ ገበነኛታት ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ በዓል ዓወት ዓድዋ እንትኽበር ዘይተገበአ ተግባር ኣብ ልዕሊ ዝፈፀሙ ኣካላት ስጉምቲ ተወሲዱ Gebremariam Weldegerima Mar 8, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ በዓል ዓወት ዓድዋ እንትኽበር ዘይተገበአ ተግባር ኣብ ልዕሊ ዝፈፀሙ ኣካላት ሕጋዊ ስጉምቲ ከምዝተወሰነን ካልኦት ስራሕቲ ምርመራ እናተገበሩ ከምዝኾኑን ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ። እቲ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ÷…