ስፓርት ኮኾባት ተፃወትቲ ኩዕሾ እግሪ ብሕልፈት ፔሌ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Dec 30, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮኾባት ተፃወትቲ ኩዕሾ እግሪ ብሕልፈት ብራዚላዊ ኮኸብ ፃዋታይ ፔሌ ዝተሰመዖም ሓዘን እናገለፁ ይርከቡ። ነበር ተፃወትቲ ሃገራዊት ጋንታ ብራዚል ሮናልዶ ሉዊስ ናዛሪዮ ዴሊማን ሮናልዲንሆ ጎቾን ብሕልፈት እቲ ኮኾብ ተፃዋታይ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ 12 ሕዳር ጀሚሩ ልዕሊ 20 ሺሕ ኢትዮያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Dec 30, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ 12 ሕዳር ክሳብ 20 ታሕሳስ 2015 ዓ.ም ኣብ ዘሎ እዋን ልዕሊ 20 ሺሕ ኢትዮያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ካብ ሞንጎ ተመለስቲ 19 ሺሕን 689 ደቂ ተባዕትዮ፣ 2 ሺሕን 673 ደቂ ኣንስትዮን 724 ህፃናትን ሰገናትን…
ቢዝነስ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ሰኑይ ጀሚሩ ናብ ሽረ በረራ ከምዝጅምር ኣፍሊጡ Desta Dec 30, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ሰኑይ ጀሚሩ ናብ ሽረ በረራ ከምዝጅምር ኣፍሊጡ። እቲ መገዲ ኣየር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲይኡ ከምዝገለፆ፥ ናብ መቐለ ዝገብሮ ስሩዕ በረራ ኣብ መዓልቲ ናብ ሰለስተ ክብ ከምዘብሎ ገሊፁ። ድልየትን ቁፅሪን ተጓዓዝቲ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እቲ ስምምዕ ሰላም ዝቆፃፀር፣ ዘረጋግፅን ዘኽብርን ጉጅለ ተልእኾ ተጣይሹ Desta Dec 30, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ እቲ ስምምዕ ሰላም ዝቆፃፀር፣ ዘረጋግፅን ዘኽብርን ጉጅለ ተልእኾ ተጣይሹ። እቲ ጉጅለ ሰለስተ ኣባላት ዘለውዎ እንትኸውን፥ ብመሰረት እቲ ስምምዕ ሰላም ኣፈፃፅማ ስቪልን ወተሃደራዊ ስምምዕን ክከታተል ኢዩ ተባሂሉ።…
ስፓርት ብራዚላዊ ውሩይ ተፃዋታይ ኩዕሶ እግሪ ፔለ ኣብ 82 ዓመት ዕድሚኡ ዓሪፉ Desta Dec 30, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብራዚላዊ ተጻዋቲ ኩዕሶ እግሪ ፔለ፡ ኣብ መበል 82 ዓመቱ ዓሪፉ። ፔለ ኣብ ኩዕሶ እግሪ ኣብ ዝፀንሓሎም 21 ዓመታት ኣብ 1368 ፀወታታት 1 ሺሕን 281 ሸቶታት ኣመዝጊቡ'ዩ። ንሃገሩ ብራዚል ወኪሉ ኣብ ዘካየዶ 92 ግጥማት ድማ 77 ሸቶታት…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣሜሪካ ንታይዋን ናይ 200 ሚሊየን ዶላር መሸጣ ኣፅዋር ኲናት ዕላዊ ገይራ Desta Dec 29, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ንታይዋን ናይ 200 ሚሊየን ዶላር መሸጣ ኣፅዋር ኲናት ፀረ ታንኪ ውዕል ኣፅዲቑ። እቲ ስምምዕነት ናይ ታይዋን ዘርፈ ብዙሕ ናይ ምክልኻል ዓቕሚ ብምጉልባት ዓብዪ ግደ ከምዘበርከት ተገሊፁ። እቲ ውዕል ኣብ መነጎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬትን ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ ኢንስቲትዩትን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእሎም ሰነድ ስምምዕነት ከቲሞም Desta Dec 29, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬትን ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ ኢንስቲትዩትን ኣብ ዝተፈላለዩ ስትራቴጂያዊ ጉዳያት ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእሎም ሰነድ ስምምዕነት ከቲሞም። ኣብቲ ሰነድ ናይ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ኣድማሱ ዳምጠውን ናይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወጋገን ባንኪ ኣብ ሽረ ዲስትሪክት ተወሳኺ ቅርንጫፋት ዳግም ኣገልግሎት ምሃብ ጀሚሩ Desta Dec 29, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ወጋገን ባንኪ ኣብ ሽረ ዲስትሪክት ተወሳኺ ቅርንጫፋት ዳግም ኣገልግሎት ምሃብ ምጅማሩ ኣፍሊጡ። ወጋገን ባንኪ ብምኽኒያት ጎንፂ ኣገልግሎት ተቛሪፁዎም ዝፀንሑ ኣብ ትሕቲ ሽረ ዲስትሪክት ዘርከቡ፥ ዓድዋ፣ ኣክሱም፣ ዕዳጋ ኣክሱም፣ ሶሎዳ፣ ዓዲ ኣቡን፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናይ ኢጋድ ዋና ፀሓፊ ወርቅነህ ገበየሁ ናብ መቐለ ኣቲዮም Desta Dec 29, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ኢጋድ ዋና ፀሓፊ ወርቅነህ ገበየሁ ናብ መቐለ ኣቲዮም። እቶም ዋና ፀሓፊ ኣብ ኢትዮጵያ ኲናት ደው ንምባል ብመሰረት ዝተገበረ ስምምዕነት ዝተጣየሸ ሓበራዊ ናይ ክትትልን መረጋገፅን ስርዓት ንምጅማር ኢዮም ናብ መቐለ ኣምሪሖም። ኣብ መንጎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ናይ ዲጂታል ትራንስፎርሜሽን መጀመሪ መርሃ ግብሪ ይካየድ ኣሎ Desta Dec 29, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ናይ ዲጂታል ትራንስፎርሜሽን(ስማርት ሲቲ) መጀመሪ መርሃ ግብሪ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መርሃ ገብሪ ናይ ኣዲስ ኣበባ ምምሕዳር ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌዴራለን እታ ከተማን ተረኺቦም።…