Fana: At a Speed of Life!

ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሓዱሽ ዓመት 2023 ንዝተቐበላ ሃገራት ሰናይ ትምኒቶም ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝተፈላለዩ ክፋላት ዓለም ሓዱሽ ዓመት 2023 ንዝተቐበሉ ህዝቢታትን ሃገራትን ሰናይ ትምኒቶም ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት፥ "እቲ…

ነበር ርእሰ ሊቃነጳጳሳት ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ሮማ ፖፕ ቤኔዲክት ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር መበል 16 ርእሰ ሊቃነጳጳሳት ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ፖፕ ቤኔዲክት ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም። ነበር ርእሰ ሊቃነጳጳሳት ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ቤኔዲክት ብዝሓደሮም ሕማም ኣብ መበል 95 ዕድሚኦም ሎሚ መዓልቲ ከምዝዓረፉ ተገሊፁ።…

ማእኸል ልምዓት ኢትዮ ሳይበር ታለንት ዘሰልጠኖም ተምሃርኡ የመርቕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ማእኸል ልምዓት ኢትዮ ሳይበር ታለንት ዘሰልጠኖም ተምሃርኡ የመርቕ ኣሎ። እቲ መርሃ ግብሪ ምረቓ ኣብ ሳይንስ ሙዚየም  ይካየድ ከምዘሎ ተሓቢሩ። እቶም  ኣብቲ ማእኸል ዝስልጥኑ ዝነበሩ 62 መናእሰይ ዝተፈላለዩ ሓለፍቲ ስራሕ መንገስቲን…

ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ምስ ተወከልቲ ህዝብን ኣመራርሓን ክልል ኦሮሚያ ይዛተ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ምስ ተወከልቲ ህዝብን ኣመራርሓን ክልል ኦሮሚያ ይዛተ ኣሎ። እቲ ዘተ ኣብ ቀፃሊ ክግበር ዝተሓሰበ ዘተ ናይ ተሳተፍቲ ምልላይን ኣተኣኻኽባ ኣጀንዳን ዝጠመተ ከምዝኾነ ኦ ቢ ኤን ፀብፂቡ። ኮሚሽነር ዘገየ ኣስፋው እቲ ዘተ…

ኣገልግሎት ጥዕና ንኹሉ ንምብፃሕ መርሃ ግብሪ መድሕን ጥዕና ብዝበለፀ ተበፃሒ ንምግባር ምርብራብ ይግባእ-ኣይተ ደመቀ መኮነን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ጥዕና ንኹሉ ንምብፃሕ መርሃ ገብሪ መድሕን ጥዕና ብዝበለፀ ተበፃሒ ንምግባር ምርብራብ ይግባእ መክትም ቀዳማይ ሚኒስተርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ገሊፆም። ብሔራዊ ቤት ምኽሪ ኣገልግሎት መድሕን ጥዕና ማሕበረሰብ ለኸ…

ሰሜን ኮሪያ ናብ ክልል ባሕሪ ጃፓን ሚሳኤል ከምዘወንጨፈት ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰሜን ኮሪያ ናብ ክልል ባሕሪ ጃፓን ሚሳኤል ከምዘወንጨፈት ተገሊፁ። ወተደራዊ ሰብ መዚ ጃፓን ከምዝበልዎ፥ ካብ ፒዮንግያንግ ናብ ሸነኽ ደቡባዊ ኣንፈት ናብ እትርከብ ክልል ህዋንግሄ ዝተወንጨፈ ሚሳኤል ተወንጨፍቲ ሓፂር ርሕቐት ሚሳኤላት ከምዝኾኑ…

ጎስጓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ኣብ ክልል ሃረሪ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጎስጓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ኣብ ክልል ሃረሪ ተጀሚሩ። እቲ ጎስጓስ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ኦርዲን በድሪ ኢዮም ኣጀሚረምዎ። ጎስጓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ፥ ኣብ ምፍራይ ዘይነበራ ኢንዳስትሪታት ናብ ስራሕ ዝኣትዋሉ፣ ዘፍሪያ ዝነበራ ድማ መጠን…

ክሪስቲያኖ ሮናልዶ ንኣል-ናስር ፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ፖርቹጋላዊ ኣጥቃዒ ኩዕሶ እግሪ ክርስቲያኖ ሮናልዶ ንኣል-ናስር ሱዕዲ ዓረብ ፈሪሙ እቲ ወዲ 37 ዓመት ካብ ማንችስተር ዩናይትድ ድሕሪ ምፍልላዩ ናብ ኣል ናስር ንምፅንባር ምውሳኑ ይዝከር። ብመሰረት እዚ ኣብታ ጋንታ ንክልተ ዓማውቲ ዘፅንሖ…

ልዕሊ 166 ሚሊየን ብር ዝግመት ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ጉምሩክ ኮሚሽን ልዕሊ 166 ሚሊየን ብር ዝግመት ናውቲታት ኮንትሮባንድ ከምዝሓዘ ኣፍሊጡ። እቶም ናውቲታት ካብ 14 ክሳብ 20 ታሕሳስ 2015 ዓ.ም ኢዮም ተታሒዞም። ካብ መንጎ እቶም ዝተትሓዙ፥ ኣልባሳት፣ ነዳዲ፣ እንስሳት፣…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ንኣምባሳደራት ሹመት ሂበን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ንኣምባሳደራት ሹመት ሂበን። ብመሰረት እዚ፦ ኣይተ ኡመር ሁሴን ኦባ ኣይተ ተፈሪ ፍቅሬ ቡሳ ኣምባሳደር ተስፋዬ ይልማ ሳቦ ኣምባሳደር ማህሌት ኃይሉ ጓዴ ኣምባሳደር ሰኢድ መሐመድ ጅብሪል…