ሚድሮክ ኢንቨስትመንት ግሩፕ ኣብ ቦረና ብድርቂ ንዝተጎድኡ ወገናት ዝኸውን ደገፍ 40 ሚሊየን ብር ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚድሮክ ኢንቨስትመንት ግሩፕ ኣብ ቦረና ብድርቂ ንዝተጎድኡ ወገናት ዝኸውን ደገፍ 40 ሚሊየን ብር ገይሩ።
ኣቦ መንበር ሚድሮክ ኢንቨስትመንት ግሩፕ ሼይኽ መሓመድ ሁሴን ዓሊ ኣል-ኣሙዲን ኣብ ቦሮና ብዘጋጠመ ደርቂ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም።…