Fana: At a Speed of Life!

ክሪስታል ፓላስ ተዓዋቲት ፅዋዕ ኮሙዩኒቲ ሽልድ ኮይና

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ክሪስታል ፓላስ ኣብ ታሪኻ ንፈለማ እዋን ንቨርፑል ብምስዓር ተዓዋቲት ፅዋዕ ኮሙዩኒቲ ሽልድ ኮይና። ልዒል ንሕንሕ ኣብ ዝተርኣየሉ ኣብ ስታዲየም ዌምብሌይ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ፍፃመ ክሪስታል ፓላስ ንሊቨርፑል ብመፍለዪ ቅላዕ ብምስዓር ኢያ ፅዋዕ…

ፀወታ ፍፃመ ኮሙዩኒቲ ሺልድ …

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሻምፒዮን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ዝኾነት ጋንታ ሊቨርፑል ኣብ ፀወታ ፍፃመ ኮሙዩኒቲ ሺልድ ምስ ተዓዋቲት ፅዋዕ ኤፍኤ ካፕ ጋንታ ክሪስታል ፓላስ ዝገብረኦ ንሕንሕ ትፅቢት ይግበረሉ። ብኣርነ ስሎት ትምራሕ ሊቨርፑል ኣብ ስታዲየም ዌምብሌይ ምስ ክሪስታል…

ብሓሳብ ናይ ምዝርራብ ባህሊ ንኽጉልብት ፖለቲከኛታት ልምዶም ሰኒዶም ከቕርቡ ይግባእ – ተስፋዬ በልጅጌ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሓሳብ ናይ ምዝርራብ ባህሊ ንኽጉልብት ፖለቲከኛታት ልምዶም ሰኒዶምም ብመፅሓፍ ኣሰናዲኦምን ንዝቕፅል ወለዶ ከቐምጡ ይግባእ ኢሎም ዋና ተፀዋዒ መንግስቲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ተስፋዬ በልጅጌ (ዶ/ር)። "ኢትዮጵያዊ ዴሞክራሲ ፍለጋ" ብዝብል ርእሲ…

ስርዓት ዲጂታል መለለዪ መንነት ማሕበራዊን ኢኮኖሚያዊን ተሳትፎ ደቂ ኣንስትዮ ንምዕባይ ቁልፊ ግደ ኣለዎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ስርዓት ዲጂታል መለለዪ መንነት ማሕበራዊን ኢኮኖሚያዊን ተሳትፎ ደቂ ኣንስትዮ ንምዕባይ ቁልፊ ግደ ኣለዎ ኢሉ ብሄራዊ ፕሮግራም መለለዪ መንነት፡፡ "ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያ ካበይ ናበይ" ብዝብል ሓሳብ ኣብ መድረኽ ትሩፋት ለውጢ ዝኾና ደቂ ኣንስትዮ…

ታንዛኒያ ወደብ ኣልቦ ሃገራት ተረባሕነት ወደብ ንምዕባይ ቆራፅ ኢየ ኢላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምብራቕ ኣፍሪካዊት ሃገር ታንዛኒያ ወደብ ኣልቦ ሃገራት ተረባሕቲ  ወደብ ዳሬ ሰላም ንምግባር ቆራፅ ኢየ ኢላ፡፡ ታንዛኒያ ኣብ 3ይ ጉባኤ ኣብ ምዕባይ ዝርከባ ቢ ባሕሪ ዘይብለን ሃገራት ሕቡራት መንግስታት÷ በሪ ባሕሪ ዘይብለን ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪካ…

ደቂ ኣንስትዮ ኣካላ ኢኮኖሚ፣ ማሕበራዊን ፖለቲካዊን እንድሕር ዘይኮይነን ኩለመዳይ ለውጢ ኣይመፅእን – ኣይተ ኣደም ፋራህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ደቂ ኣንስትዮ ኣካላ ኢኮኖሚ፣ ማሕበራዊን ፖለቲካዊን እንድሕር ዘይኮይነን ኩለመዳይ ለውጢ ኣይመፅእን ኢሎም ብመዓርግ ም/ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ም/ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣደም ፋራህ፡፡ ኣይተ ኣደም…

ናይ ለውጢ ትሩፋት ዝኾና ደቂ ኣንስትዮ ኣመራርሓታት መድረኽ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ናይ ለውጢ ትሩፋት ዝኾና ደቂ ኣንስትዮ ኣመራርሓታት መድረኽ ኣብ ሳይንስ ሙዚዬም ይካየድ ኣሎ፡፡ ብሚኒስቴር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ዝተሰናደአ እቲ መርሃ ግብሪ “ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያ ካበይ ናበይ” ብዝብል ሓሳብ ኢዩ እናተኻየደ ዝርከብ፡፡…

ኣብ ልምዓት ወሰን ሩባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣስተዋፅኦ ንዘበርከቱ ኣካላት ኣፍልጦ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ልምዓት ወሰን ሩባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዕዙዝ ኣስተዋፅኦ ንዘበርከቱ ኣካላት መርሃ ገብሪ ኣፍልጦ ተዋሂቡ፡፡ እቲ ኣፍልጦ ኣብ ልምዓት ኮሪደር 4 ኪሎ እንጦጦ፣ ማእኸል እፅዋት ጉለሌን ስራሕቲ ልምዓት ወሰን ሩባ እንጦጦ - ወዳጅነት ኣደባባይ -…

ዘላቒ ሰላም ዝረጋገፅ ኩሎም መዳርግቲ ኣካላት ብሓባር እንትሰርሑ እዩ – ኣይተ መሓመድ እድሪስ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ዘላቒ ሰላም ዝረጋገፅ ኣካላት ሓይልታት ፀጥታ ሓዊሱ ኩሎም መዳርግቲ ኣካላት ብሓባር እንትሰርሑ እዩ ኢሎም ሚኒስትር ሰላም መሓመድ እድሪስ። ሚኒስትሪ ሰላም ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ዝረኣዩ ፀገማት ናብ ጎንፂ ከይዓቢ ንምትራፍ ዝዓለመ መድረኽ ዘተ…

ልምዓት ኮሪደርን ገምገም ሩባን ኣዲስ ኣበባ ምብራኽ ዘመን ዘብስሩ እዮም – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ልምዓት ኮሪደርን ገምገም ሩባን ኣዲስ ኣበባ ሓዱሽ ምዕራፍ ታሪክ ዝኸፈቱ፣ ደረጅኡ ዝሓለወ ወጋሕታን ምብራኽ ሓዱሽ ዘመን ዘብስሩ እዮም ኢሎም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ኣብ…