Fana: At a Speed of Life!

ዝነኣዱ ባህላዊ ክብሪታትን ትውፊታትን ኢትዮጵያ ንህብረ ብሄራዊ ሓድነት ምሕላው ይግባእ – ወ/ሮ ሸዊት ሻንካ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ዝርከቡ ዝነኣዱ ባህላዊ ክብሪታትን ትውፊታትን  ንህብረ ብሄራዊ ሓድነት ምሕላው ይግባእ  ኢለን ሚኒስትር ባህሊን ስፖርትን ወ/ሮ ሸዊት ሻንካ። ኢትዮጵያ ብዙሓት ባህላዊ፣ ታሪካዊን ኪነ ጥበባዊን ፀጋታት ከምዘለውዋ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ መርሃ ግብሪ መኽፈቲ ኤክስፖ ኣቪዬሽን 2026 ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ኣብ ዝተረኸብሉ መበል 90 ዓመት ክብረ በዓል ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ምኽንያት ብምግባር ዝተዳለወ መርሃ ግብሪ መኽፈቲ ኤክስፖ ኣቪዬሽን 2026 ተኻይዱ።…

ማንቼስተር ዩናይትድ ንኮቢ ማይኑ ሓዱሽ ውዕል ንምቕራብ ድልዊ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ማንቼስተር ዩናይትድ ንኮቢ ማይኑ ንብዙሕ ዓማውቲ ኣብቲ ጋንታ ንምፅናሕ ዘኽእል ሓዱሽ ውዕል ንምቕራብ ድልዊ ከምዝኾነ ገሊፁ። ወዲ 20 ዓመት እንግሊዛዊ ኣብ 2023 ዓ.ም.ፈ ካብ ኣካዳሚ ማንቼስተር ዩናይትድ ናብ ዓብዪ ጋንታ ማንቼስተር ዩናይትድ…

ንዘላቒ ዕብየት ምልማዕ ሃፍቲ ማዕድናትን ነዳድን…

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ግቡእ ልምዓት ሃፍቲ ማዕድናትን ነዳድን ንዘላቒ ዕብየት ወሳኒ ምዃኑ ክኢላታት እቲ ዓውዲ ይገልፁ። ምስ ፋና ሚዲያን ኮርፖሬሽንን ፃንሒት ዝገበሩ ዩኒቨርስቲ ወላይታ ሶዶ ኣብ ክፍሊ ፊዚክስ መምህር ጌትነት ኣስራት (ዶ/ር) ከምዝበልዎ፤ ሃፍቲ…

ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ልዕሊ 377 ሚሊየን ዶላር ኢንቨሰትመንት ምስሓብ ተኻኢሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ 2018 ዓ.ም ልዕሊ 377 ሚሊየን ዶላር ኢንቨሰትመንት ምስሓብ ተኻኢሉ ኢሉ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ። ኣብቲ ኮርፖሬሽን ሓላፊ መምርሒ ኮሚኒኬሽን ኮርፖሬት ኣይተ ጳውሎስ በለጠ ንፋና ዲጂታል ከምዝበልዎ፥…

ኣመራርሓን ኣባላትን ህዝባዊ ትካል ፋኖ ኣምሓራ ኣብ ስራሕቲ ልምዓት ኣዲስ ኣበባ ዑደት ኣሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣመራርሓን ኣባላትን ህዝባዊ ትካል ፋኖ ኣምሓራ(ኣፋሕድ)  ኣብ ስራሕቲ ልምዓት ኣዲስ ኣበባ ዑደት ኣሳሊጦም። ኣብ መንጎ መንግስቲ ክልል ኣምሓራን ህዝባዊ ትካል ፋኖ ኣምሓራ(ኣፋሕድ)ን ክካየድ ዝፀንሐ ከይዲ ደርድር ተዛዚሙ ኣብ ቀረባ እዋን ስምምዕነት…

ኣብ ቀረብ ዘርኢ ግብርና ዝረኣዩ ፀገማት ንምፍታሕ ጠመተ ሂብካ ይስራሕ ኣሎ- ንጉሴ ደቻሳ (ፕ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ቀረብ ዘርኢ ግብርና ዝረኣዩ ፀገማት ንምፍታሕ ጠመተ ሂብካ ይስራሕ ኣሎ ኢሎም ዋና ዳይሬክተር  ኢንስቲትዩት ምርምር ግብርና ንጉሴ ደቻሳ(ፕ/ር)። እቲም ዋና ዳይሬክተር ንፋና ዲጂታል ከምዝበልዎ፥ እቲ ኢንስቲትዩት ኣብ ቀደብ ዘርኢ ግብርና ዘለዉ…

ምንቅስቓስ ናይ ውሽጢን ወፃኢን ሓይሊታት ስግኣት ዝምክቱ ምውፋራት ተወጊኖም – ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ምንቅስቓስ ናይ ውሽጢን ወፃኢን ሓይሊታት ስግኣት ዝምክቱ ምውፋራት ተወጊኖም ኢሉ፡፡ ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ገምጋን ኣፈፃፅማ ቀዳማይ መንፈቕ ዓመት በጀት ዓመት 2018  ስትራቴጂክ ኣመራርሓ እቲ…

ሲዳማ ቡናን መቻልን ዓወት ቀኒዑወን

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 16 ሰሙን መርሃ ግብሪ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ መሪሕ እቲ ሊግ ሲዳማ ቡና ንኢትዮጵያ ቡና 3 ን 0 ስዒራ፡፡ ቀትሪ ሰዓት 10 ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተገበረ ፀወታ ሲዳማ ቡና ዝተዓወተትለን ሸቶታት ብለስ ናጎ፣ ዮሴፍ…

ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጀርመን ጆአን ዋድፉል ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር)ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጀርመን ጆአን ዋድፉል ተዛቲዮም፡፡ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ከምዝበሉዎ÷ ኢትዮጵያን ጀርመንን ዘለወን ኩለመዳይ ምትሕብባር 120 ዓመታት ከምዘቑፀረ ኣዘኻኺሮም፡፡ ኣብ…