ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምዝገባ መረፅቲ ብዕሊ ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Mar 7, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ን7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ምዝገባ መረፅቲ ሎሚ መዓልቲ ብዕሊ ተጀሚሩ፡፡ ምዝገባ መረፅቲ ምጅማሩ ስዒቡ ደማ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ዜጋታት ናብ መረፃ ጣቢያታት ብምኻድ ናይ መረፃ ካርዲ እናወሰዱ ይርከቡ፡፡ ኣብቲ ከይዲ ምዝገባ 18…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 10 ሺሕን 934 ሕፁያት ኣብ መረፃ ንምውድዳር ቀሪቦም Gebremariam Weldegerima Mar 6, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ካብ ዝተመዝገቡ 47 ፓርቲታት 10 ሺሕን 934 ሕፁያት ኣብ መረፃ ንምውድዳር ቀሪቦም ኢሉ፡፡ ኣካቢት እቲ ቦርድ ሜላትወርቅ ሃይሉ ኣብ ዝሃበኦ ጋዜጣዊ መግለፂ÷ ካብ ፅባሕ 28 ለካቲት ጀሚሩ ንሓደ ወርሒ ዝፀንሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ብፈተናታት ፀኒዓ ጠጠው ክትብል ዝኸኣለት ብሰራዊትና ተጋድሎ ኢዩ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ Gebremariam Weldegerima Mar 6, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ብፈተናታት ፀኒዓ ጠጠው ክትብል ዝኸኣለት ብሰራዊትና ተጋድሎ ኢዩ ኢሎም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ፡፡ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ከባቢ ጃንሜዳ ኣብ ቀረባ እዋን ዝተመረቐ ሙዚየም ሰራዊት ምክልኻ ምስ ጎብነዩ ኣብ…
ቴክኖሎጂ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽንን ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስን ብምትሕብባር ንምስራሕ ተሰማሚዖም mizan mekonen Mar 6, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽንን ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ኢትዮጵያን ብምትሕብባር ንምስራሕ ተሰማሚዖም፡፡ እተን ትካላት ኣብ ዘካየድኦ ናይ ሓደ ሚሊየን ብር ሽልማት ዘለዎ ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ውድድር ሙዚቃ ከካይዳ እየን።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፅባሕ ኣብ መስቀል ኣደባባይ ንዝሳለጥ መርሃ ግብሪ ኢፍጣር ንተሽከርከርቲ ዝዕፀዉ መገዲታት Gebremariam Weldegerima Mar 6, 2026 0 ፅባሕ ኣብ መስቀል ኣደባባይ ንዝሳለጥ መርሃ ግብሪ ኢፍጣር ንተሽከርከርቲ ዝዕፀዉ መገዲታት… ብተኸተልቲ እምነት እስልምና ኣብ መስቀል ኣደባባይ ምስ ዝካየድ ዓብዪ መርሃ ግብሪ ኢፍጣር ተተሓሒዙ ዝተወሰኑ መገዲታት ንተሽከርከርቲ ክዕፀዉ ኢዮም። ብመሰረት እዚ፡- - ካብ መገናኛ ናብ መስቀል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሮግራም ጥምረት ንፅሬት ሆስፒታላት ኢትዮጵያ ኣወሃህባ ኣገልግሎት ጥዕና ንምምሕያሽ ጠቓሚ ኢዩ – ዶ/ር መቅደስ ዳባ Gebremariam Weldegerima Mar 6, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሮግራም ጥምረት ንፅሬት ሆስፒታላት ኢትዮጵያ ኣወሃህባ ኣገልግሎት ጥዕና ንምምሕያሽ ጠቓሚ ኢዩ ኢለን ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ፡፡ 4ይ ዙር መርሃ ግብሪ ምሃብ ኣፍልጦ ጥምረት ንፅሬት ሆስፒታላት ኢትዮጵያ ተኻይዱ፡፡ ዶ/ር መቅደስ…
ቢዝነስ ኢትዮ ቴሌኮምን ኤሪክሰንን ዲጂታል መሰረተ ልምዓት ንምጥንኻር ተፈራሪሞም mizan mekonen Mar 5, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮ ቴሌኮም ኔትወርክ መስፋሕፍሕ ንምክያድ ዲጂታላዊ መሰረተ ልምዓትን ንምዕባይን ናብ ልዑል ብርኪ ንምግባርን ዘኽእል ስምምዕነት ምስ ኩባንያ ኤሪክሰን ተፈራሪሙ። እቲ ስምምዕ ኣብ ጎድኒ ኣብ ባርሴሎና ዝካየድ ዘሎ ጉባኤ ዓለም ለኸ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ብዓወት ንኽዛዘም መንግስቲ ኣድላዩ ኩሉ ደገፍ ክገብር እዩ – ኣፈ ጉባኤ ታገሰ mizan mekonen Mar 5, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መንግስቲ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ብዓወት ንምዝዛም ዘድሊ ኩሉ ድጋፍ ክገብር እዩ ኢሎም ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ። "ዳይነትን ዲሞክራሲን ንዕውትነት ትካላትን፤ ዕውት ህንፀት ሃገረ መንግስቲን" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ኣዲስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 6ይ ሃገራዊ ጎደና ኢፍጣር ቀዳም ክካየድ እዩ mizan mekonen Mar 5, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) 6ይ ሃገራዊ ጎደና ኢፍጣር ቀዳም ኣብ ኣደባባይ መስቀል ክካየድ እዩ ኢሉ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ። መርሃ ግብሪ ሃገራዊ ጎደና ኢፍጣር "ነጃሺ ለሀገር" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ክካየድ እዩ። ሓላፊ ቤት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ዞባዊ ውህደት ሓይሊ ዘለዋ እጃም እናዓበየ መፂኡ – ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር) mizan mekonen Mar 5, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ኣብ ዞባዊ ውህደት ሓይሊ ዘለዋ ግደ እናዓበየ መፂኡ ኢሎም ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር)። ኢትዮጵያ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ኬፕ ታውን እናተካየደ ዘሎ ጉባኤ ኢነርጂ ኣፍሪካ ጎና ጎኒ ብባንኪ ዓለምን ባንኪ ልምዓት…