ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምደባ ተምሃሮ ዩኒቨርሲቲ ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Feb 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ናብ ዩኒቨርሲቲ መእተዊ ነጥቢ ዘምፅኡ ተምሃሮ ምደባ ዩኒቨርሲቲ ዕላዊ ከምዝኾነ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ፡፡ ኣብ ዘበነ ትምህርቲ 2014 ዓ.ም ሃገር ለኸ ፈተና 12 ክፍሊ ወሲዶም 50 ሚኢታዊን ልዕሊኡን ዘምፅኡን ተምሃሮ÷ንሚኒስቴር ትምህርቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብቀይሕ ባሕሪ እናተጓዙ ዝነበሩ 383 ኢትዮጵያዊያን ፍልሰተኛታት ካብ ሞት ምድሓን ተኻኢሉ Gebremariam Weldegerima Feb 12, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብቀይሕ ባሕሪ ኣቢሎም ናብ የመን እናተጓዙ ዝነበሩ 383 ኢትዮጵያዊያን ፍልሰተኛታት ካብ ሞት ከድሕን ከምዝኸኣለ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጅቡቱ ኣፍሊጡ። ኢትዮጵያዊያን ፍልሰተታት ፅዒኖም ናብ የመን ኣብ ምጉዓዝ ዝነበሩ ዘይሕጋውያን ጃልባታ ኣዘዋወርቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝገበሮ ስራሕቲ ተግባራዊ ልምምድ ዕጀባን ፀጥታን ብዓወት ምዝዛሙ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Feb 12, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ኣብ ዋና ዋና መገዲታት ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝገበሮ ስራሕቲ ተግባራዊ ልምምድ ዕጀባን ፀጥታን ብዓወት ምዝዛሙ ኣፍሊጡ። ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ድሕሪ ሒደት መዓልቲታት ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምደባ ተምሃሮ ዩኒቨርሲቲ ካብ ሎሚ ፍርቂ ለይቲ ጀሚሩ ዕላዊ ክግበር ኢዩ -ሚኒስቴር ትምህርቲ Gebremariam Weldegerima Feb 12, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምደባ ተምሃሮ ዩኒቨርሲቲ ካብ ሎሚ ፍርቂ ለይቲ ጀሚሩ ዕላዊ ከምዝግበር ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ። ኣብ 2014 ሃገር ለኸ ፈተና 12 ክፍሊ ወሲዶም 50 ሚኢታዊን ልዕሊኡን ዘምፅኡ፣ ነቲ ሚኒስቴር ተፀዋዕቲ ኣብ ዝኾኑ ናይ መንግስቲ ዩኒቨርስቲታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መርሃ ግብሪ መጀመሪ ካልኣይ ምዕራፍ መኣዲ ንሃገር ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Feb 12, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ መጀመሪ ካልኣይ ምዕራፍ መኣዲ ንሃገር ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ዝተረኸባሉ ተኻይዱ። መርሃ ግብሪ ምትእኽኻብ እቶት ካልኣይ ምዕራፍ መኣዲ ንሃገር÷ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ዝርከቡ ክሳብ ሕዚ ተበፃሒ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኤክስፖርት ስርናይ ኢትዮጵያ ጋህዲ ክንገብር ክኢልና – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ Gebremariam Weldegerima Feb 12, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)”ኤክስፖርት ስርናይ ኢትዮጵያ ጋህዲ ክንገብር ክኢልና” ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ÷ ሎሚመዓልቲ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ባሌ ተረኺቦም ኤክስፖርት ፍርያት ስርናይ ኢትዮጵያ ኣጀሚሮም። ነዚ ኣመልኪቶም ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምትእስሳርን ትሕብብርን ንግዲ ኢትዮጵያን ፓኪስታንን ንምጥንኻር ይስራሕ ኣሎ-ኣምባሳደር ጀማል በክር Desta Feb 11, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ፓኪስታን ጀማል በክር ምትእስሳርን ትሕብብርን ንግዲ ኢትዮጵያን ፓኪስታንን ንምጥንኻር ይስራሕ ከምዘሎ ገሊፆም። እቶም ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ምስ ቴሌቪሽን ፓኪስታን “PTV World” ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፥ ክልቲአን ሃገራት…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ቻይና ሓዱሽ ማዕቐብ ኣንቢራ Desta Feb 11, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ቻይና ሓዱሽ ማዕቐብ ከምዘንበረት ተገሊፁ። እቲ ማዕቐብ ዝተነበረ ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር ኣሜሪካ(ፔንታጎን)”ስለላ” ኢዩ ኢሉ ዝጠርጠሮ ተንሳፋፊ ጓንቲ ቻይና ብሚሳኤል ወቒዑ ድሕሪ ምውዳቑ ኢዩ ተባሂሉ። ብመሰረት እዚ ምስ…
ቢዝነስ ኣብ ዝሓለፈ 6 ኣዋርሕ ልዕሊ 1 ሺሕ ብርኪታት ምፅዳቖም ተገሊፁ Desta Feb 11, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፈ 6 ኣዋርሕ 1 ሺሕን 435 ብርኪታት ምፅዳቖም ኢንስቲትዩት ደረጃታት ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ካብ መንጎ እቶም ዝፀደቑ 268 ቅድመ ሐዚ ዘይተዳለዉን ኣብዚ ሐዚ እዋን ተዳሊዮም ዝቐረቡን ሓደሽቲ ብርኪታት ከምዝኾኑ ዳይሬክተር ዳይሬክቶሬት ጉዳያት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ 100 ዘመናዊ ኣብቶቡሳት ትራንስፖርት ከተማ ስራሕ ኣጀሚረን Desta Feb 11, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ 100 ዘመናዊ ኣብቶቡሳት ትራንስፖርት ከተማ ስራሕ ኣጀሚረን። እተን ከንቲባ ፀገም ትራንስፖርትን መገዲን ንምቕራፍ እቲ ምምሕዳር ከተማ ጠመተ ሂቡ ይሰርሕ ከምዘሎ ተዛሪበን። 200 ዝተረፋ ኣብቶቡሳት…