መንግስቲ ሙሉእ ዓቕሙ ብምጥቃም ሰብኣዊ ደገፍ ተበፃሒ ንክኸውን ዝሰርሖ ዘሎ ስራሕ ዝነኣድ ከምዝኾነ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ብምኽኒያት ጎንፂን ተፈጥሮኣዊ ሓደጋታትን ንዝተጎድኡ ዜጋታት ሙሉእ ዓቕሙ ብምጥቃም ሰብኣዊ ደገፍ ተበፃሒ ንክኸውን ዝሰርሖ ዘሎ ስራሕ ዝነኣድ ከምዝኾነ ተገሊፁ።
ዳይሬክተር ቢሮ ጉዳያት ምትሕብባር ሰብኣዊ ደገፍ(ኦቻ)ን ክፍሊ ኣተኣኻኻቢ…