ሚኒስትር ሕርሻ ምስ ተወካሊ ዓለም ለኸ ትካል ፈንድ ልምዓት ሕርሻ ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ሕርሻ ግርማ ኣመንቴ ምስ ተወካሊን ዳይሬክተርን ዓለም ለኸ ትካል ፈንድ ልምዓት ሕርሻ ኣብ ኢትዮጵያ ማዊራ ቺቲማ ተዛቲዮም።
ኣብቲ እዋን ዘተ ብዓለም ለኸ ፈንድ ልምዓት ሕርሻ ዝተሳለጡ ስራሕቲን ብዝተረኸቡ ውፅኢታትን ከምኡ እውን ኣብ ቀፃሊ…