ቢዝነስ ኢትዮጵያ ብብርኪ ኣፍሪካ ይሳለጡ ኣብ ዘለዉ ኢኮኖሚያዊ ኣኼባታት ትሳተፍ ኣላ Desta Dec 2, 2022 0 ኣዲስ ኣበበ፣ 23 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ብብርኪ ኣፍሪካ ይሳለጡ ኣብ ዘለዉ ኢኮኖሚያዊ ኣኼባታት ትሳተፍ ኣላ። እቶም ኣኼባታት፥ ትካል ዞባታት ኢኮኖሚ ኣፍሪካን መበል ሓምሻይ ሲምፖዚየም ኢኮኖሚ ሕብረት ኣፍሪካን ኢዮም። ኣብቲ ሲምፖዚየም ዓውዲ ትራንስፎርሜሽን ኢንዱስትሪ…
ስፓርት ኣትሌት ለተሰንበት ግደይ ሰንበት ኣብ ዝካየድ ውድድር ማራቶን ቫሌንሲያ ትፅቢት ይግበረላ Gebremariam Weldegerima Dec 2, 2022 0 ኣዲስ ኣበበ፣ 23 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ወናኒት ክብረ ወሰን ዓለም ደቂ ኣነስትዮ ኣትሌት ለተሰንበት ግደይ ሰንበት ኣብ ዝካየድ ውድድር ማራቶን ቫሌንሲያ ክትዕወት ኢያ ዝብል ልዑል ግምት ተዋሂቡዋ። ጓ 24 ዓመት ኣትሌት ለተሰንበት÷ ኣብ 5 ሺሕ ሜትሮ ርሕቐት 14 ደቒቕ 06 ሴኮንድ፣ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጋዜጠኛ ሽፈራው ታደለ ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዩ Desta Dec 2, 2022 0 ኣዲስ ኣበበ፣ 23 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ሰራሕተኛ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ጋዜጠኛ ሽፈራው ታደለ ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዩ። ጋዜጠኛ ሽፈራው ካብ ወላዲቱ ወ/ሮ ፅጌ ሽፈራን ወላዲኡ ኣይተ ታደለ ጉልማን ኣብ ዞባ ደቡብ ምዕራብ ሸዋ ወረዳ ዳዎ ጣቢያ ኡልማ ቡሳ 14 ጥቅምቲ 1975…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፅገና ኮር ሳይት ሽረ እንትዛዘም ብዙሓት ከባቢታት ትግራይ ኣገለግሎት ቴሌኮም ክረኽቡ ኢዮም-ኢትዮ ቴሌኮም Desta Dec 2, 2022 0 ኣዲስ ኣበበ፣ 23 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፅገና ኮር ሳይት ሽረ እንትዛዘም ብዙሓት ከባቢታት ትግራይ ኣገለግሎት ቴሌኮም ክረኽቡ ኢዮም ክብል ኢትዮ ቴሌኮም ገሊፁ። ዋና ኣፈፃሚት ስራሕ ኢትዮጵያ ቴሌኮም ፍሬህይወት ታምሩ ምስ ቴሌቪዥን ፋና ኣብ ዝነበረን ፃንሒት፥ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ በዝነበረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዩኒቨርሲቲታት ብሽም መምህራንን ቴክኒካል ሓገዝቲን ዝተጋወሐ ቅዋም ካብ ኣፍልጦኡ ወፃእ ከምዝኾነ ማሕበር መምህራን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Dec 2, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዩኒቨርሲቲታት ኢትዮጵያ ብሽም መምህራንን ቴክኒካል ሓገዝቲን ዝተጋወሐ ቅዋም ካብ ኣፍልጦኡ ወፃእ ከምዝኾነ ማሕበር መምህራን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ማሕበር ንግዜኢ ኣብ ዝለኣኾ መግለፂ÷ ማሕበር መምህራን ኢትዮጵያ ካብ ቅድመ መደበኛ ክሳብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሶማሊያ ንኣልሸባብ ኣብ ምድኻም ዓቃቢ ሰላም ኢትዮጵያ ዝገበሮ ኣስተዋፅኦ ዕዙዝ ከምዝኾነ ገሊፃ Gebremariam Weldegerima Dec 2, 2022 0 ኣዲስ ኣበበ፣ 23 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንልሸባብ ኣብ ምድኻምን ምጥፋእን ግደ ዓቃቢ ሰላም ኢትዮጵያ ዕዙዝ ከምዝኾነ ዋና ኣዛዚ መበል 34 ብርጌድ ብሔራዊ ሰራዊት ሶማሊያ ጄኔራል ዓሊ መሓመድ ገሊፆም፡፡ ጄኔራል ዓሊ መሓመድ ምስ ኣመራርሓን ኣባላት ሰራዊትን 7ይ ሞተራይዝድ ሻለቃ ኣኽባሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝተወደበ ሌብነት ንምውጋእ ዝተጣየሸ ብሄራዊ ኮሚቴ ፀረ ግዕዝይና ስርሑ ጀሚሩ – መንግስቲ Gebremariam Weldegerima Dec 2, 2022 0 ኣዲስ ኣበበ፣ 23 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተወደበ ሌብነት ንምውጋእ ዝተጣየሸ ብሄራዊ ኮሚቴ ፀረ ግዕዝይና ስርሑ ከምዝጀመረ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። እቲ ብሄራዊ ኮሚቴ÷ ምሕደራ መሬትን ኣባይቲን መንግስቲ፣ ዘፈር ፀጥታን ፍትሒ፣ ዘፈር ፋይናንስ፣ ስርዓት እቶትን ጉምሩኽን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዓወት ዲፕሎማሲ ኣብ ፈተና ብዝበለፀ ምስፋሕ ዘኽእል ስራሕቲ ዲፕሎማሲ ክሰርሕ ኢዩ Desta Dec 2, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዓወት ዲፕሎማሲ ኣብ ፈተና ብዝበለፀ ምስፋሕ ዘኽእል ስራሕቲ ዲፕሎማሲ ከምዝሰርሕ ገሊፁ። ኣብ መላእ ዓለም ዝርከቡ ኣምባሳደራት ፌዴሪኢ ካብ 9 ክሳብ 27 ታሕሳስ 2015 ዓ.ም ስልጠና ከምዝወሃቡ ተሓቢሩ። ኣቐባሊ ቃል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዋና ዳይሬክተር ኣገልግሎት ድሕንነት ፋይናንስ ኣይተ ቴዎድሮስ በቀለ ሓዊሱ ብገበን ግዕዚይና ዝተጠርጠሩ ሰብ መዚ ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም Desta Dec 2, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ዳይሬክተር ኣገልግሎት ድሕንነት ፋይናንስ ኣይተ ቴዎድሮስ በቀለ ሓዊሱ ብገበን ግዕዚይና ዝተጠርጠሩ ሰብ መዚ ኣብ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ብሄራዊ ኮሚቴ ፀረ ግዕዚይና ኣፍሊጡ። ኣብ ቀረባ እዋን ዝተጣየሸ እቲ ኮሚቴ ብዕሊ ስራሕ ምጅማሩ ዝጠመተ መግለፂ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ጋምቤላ ገበን ግዕዚይና ንምክልኻል ዘኽእል ኮሚቴ ተጣይሹ Desta Dec 2, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ጋምቤላ ገበን ግዕዚይና ንምክልኻል ዘኽእል ኮሚቴ ተጣይሹ። እቲ ክልላዊ ኮሚቴ ሸውዓተ ኣባላት ዝሓቖፈ ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ኣብ ዝተፈላለዩ መሓዉራት ብዝተወደበ መገዲ ዝፍፀም ገበን ግዕዚይና ብምክልኻል ናብ ሕጊ በምቕራብ ተሓተት ንክኾኑ…