ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ምስ ፕሬዚዳንት ፈረንሳይ ማክሮን ኣብ ፓሪስ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Feb 8, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንት ፈረንሳይ ኢማኑኤል ማክሮን ኣብ ፓሪስ ተዛቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ኣውሮፓ ዝገብሩዎ ዑደት ካብ ጣሊያንን ማልታን ቀፂሉ ፈረንሳይ ፓሪስ ኣቲዮም። ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘውፅኡዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደራትን መዳርግቲ ኣካላትን ሃገራት ኣውሮፓ ስራሕቲ ልምዓት ኢትዮጵያ ከምዝድግፉ ገሊፆም Desta Feb 7, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለዩ ኣምባሳደራትን መዳርግቲ ኣካላትን ሃገራት ኣውሮፓ ትልሚን ስራሕቲ ልምዓትን ኢትዮጵያ ከምዝድግፉ ገሊፆም። ሚኒስትር ግብርና ዶክተር ግርማ ኣመንቴ፥ ምስ ኣምባሳደራት ሃገራት ዴንማርክ፣ ኖርዌይ፣ ኔዘርላንድን ሕብረት ኣውሮፓንን ኤጀንሲ ትሕብብር…
ስፓርት ትፅቢት ዝግበረሉ ፀወታ ጋንታታት ቅዱስ ጊዮርጊስን ኢትዮጵያ ቡናን ዝቕፅል ቀዳማ ክካየድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Feb 7, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ መበል 12 ሰሙን ተስተኻኻሊ መርሃ ግብሪ ፀወታ ጋንታታት ቅዱስ ጊዮርጊስን ኢትዮጵያ ቡናን ዝቕፅል ቀዳም ኣብ ስታዲየም ድሬዳዋ ክካየድ ኢዩ። ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ 2015 ዓ.ም÷ ካብ ዝተቛረፀሉ መበል 12…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣርባዕተ ፋብሪካታት ሽኮር ልዕሊ 506 ሺሕ ኩንታል ሽኮር ከምዘፍረያ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Feb 7, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣርባዕተ ፋብሪካታት ሽኮር 506 ሺሕን 121 ኩንታል ሽኮር ከምዘፍረያ ግሩፕ ኢንዱስትሪ ሽኮር ኢትዮጵያ ኣፍሊጡፁ። እቲ ፍርያት ንሕብረተሰብ እናተኸፋፈለ ከምዝኾነ ዋና ሓላፊ ርክብ ህዝቢን ተሳትፎን እቲ ግሩፕ ረታ ደመቀ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንህንፀት ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ልዕሊ 876 ሚሊየን ብር ኣታዊ ተኣኪቡ Gebremariam Weldegerima Feb 7, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ንህንፀት ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ዝውዕል ልዕሊ 876 ሚሊየን ብር ኣታዊ ከምዝተኣከበ ቤት ፅሕፈት መተሓባበሪ ፕሮጀክት ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ገሊፁ። ዳይሬክተር ርክብ ህዝቢ እቲ ቤት ፅሕፈት ኣይተ ሃይሉ ኣብርሃም ከምዝገለፁዎ÷…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ማልታ ተዛቲዮም Desta Feb 7, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ማልታ ሮበርት አቤላ ተዛቲዮም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ሎሚ ንጎሆ ብቀዳማይ ሚኒስትር ማልታዕላዊ ስነስርዓት ኣቀባብላ ተገይሩሎም። እቶም መራሕቲ፥ …
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብ1 ነጥቢ 4 ቢሊየን ብር ዝህነፅ ህንፃ ሓፈሻዊ መምርሒ እዚ ኮማንዶን ኣየር ወለድን እምነ ኹርናዕ ህንፀት ተነቢሩ Gebremariam Weldegerima Feb 7, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብ1 ነጥቢ 4 ቢሊየን ብር ዝህነፅ ህንፃ ሓፈሻዊ መምርሒ እዚ ኮማንዶን ኣየር ወለድን እምነ ኹርናዕ ህንፀት ተነቢሩ። እቲ ህንፃ ኣብ ውሽጢ 400 መዓልቲታት ከምዝዛዘም ዝተሓበረ እንትኸውን÷ ሎሚ መዓልቲ እምነኹርናዕ ናይ ምንባርን ስነ-ስርዓት ክታም…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ቱርኪ ሎሚ እውን ብኻሊእ ራዕዲ መሬት ተወቒዓ Gebremariam Weldegerima Feb 7, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2015(ኤፍ ቢ ሲ)ቱርኪ ሎሚ እውን 5 ነጥቢ 7 ሬክተር ስኬል ብዝተመዝገበ ኻሊእ ምንቅጥቃጥ መሬት ተወቒዓ። እቲ ናይ ሎሚ ወጋሕታ ሓደጋ ኣብ ምብራቓዊ ክፋል እታ ሃገር ዘጋጠመ ኢዩ፡፡ ኣብዚ ሰሙን ኣብ ቱርኪን ሶሪያን ዘጋጠሙ ሓደጋታት ክሳብ ሕዚ ልዕሊ 5 ሺሕ ሰባት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ቻይናን ንሓገዝ ህፁፅ ምግቢ ዝውዕል ስምምዕነት 161 ሚሊየን ብር ተፈራሪመን Gebremariam Weldegerima Feb 7, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2015(ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ቻይናን ንሓገዝ ህፁፅ ምግቢ ዝውዕል ስምምዕነት 161 ሚሊየን ብር ተፈራሪመን። እቲ ስምምዕነት÷ ሚኒስትር ዲኤታ ገንዘብ ወይዘሮ ሰመሪታ ሰዋስውን ኣብ ኤምባ ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ኣማኻሪ ንግዲን ኢኮኖሚን ንግ ዪሃንግ ከቲሞምዎ። እቲ ሓገዝ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣብ ትግራይ ዝተማልአ ኣገልግሎት ባንኪ ምሃብ ጀሚሩ Desta Feb 7, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣብ ትግራይ ዝተማልአ ኣገልግሎት ባንኪ ምሃብ ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ኮርፖሬት ኮሚኒኬሽን ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣይተ ኣልሰን ኣሰፋ ንፋና ብሮድካስቲንክ ኮርፖሬት ከምዝገለፅዎ፥ ኣብቲ ክልል ኣጋጢሙ ብሰንኪ ዝነበረ ፀገም…