ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትካላት ንብሄራዊ ኮሚሽን ዘተ ክድግፋ ይግባእ ተባሂሉ Desta Jan 31, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካላት ንብሄራዊ ኮሚሽን ዘተ ብፍሉይ ኩነታት ክድግፋ ይግባእ ተባሂሉ። ኣብ ቀረባ እዋን ናብ ዘተ ክኣቲ ኢዩ ዝተብሃለ እቲ ኮሚሽን፥ ክሳብ ሐዚ ዝነበሮ ከይዲን ተቐባልነትን እወንታዊ ከምዝኾነ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ዘዘራረቦም ኮሚሽነራት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊን ከተማዊን ዛዕባ ዝጠመተ ዘተ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተሳሊጡ Desta Jan 31, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እዋናዊ ሃገራዊን ከተማዊን ዛዕባ ዝጠመተ ዘተ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተሳሊጡ። ኣብቲ መድረኽ ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣደም ፋራህና ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ ተረኺቦም። ኣብ መድረኽ ዘተ፥ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ድሕሪ ለውጢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማዕረ ዕድልን ሙሉእ ተሳታፋይነትን ጉዱኣት ኣካል ንኽረጋገፅ ትኹረት ተዋሂቡ እናተሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ Desta Jan 31, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ማዕረ ዕድልን ሙሉእ ተሳታፋይነትን ጉዱኣት ኣካል ንኽረጋገፅ ትኹረት ተዋሂቡ እናተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስቴር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ገሊፁ። ዓለም ለኸ መዓልቲ ስጋ ደዌ ኣብ ኢትዮጵያ ንመበል 24 ግዘ፤ ብብርኪ ዓለም ንመበል 69 ግዘ ብብርኪ…
ጥዕና ኮምፒተር ኣብ ሕቚፊ ምቕማጥ ምንካይ መጠን ዘርኢ ወዲ ተባዕታይ የስዕብ-ተመራመርቲ Desta Jan 31, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምንካይ መጠን ዘርኢ ወዲ ተባዕታይ ጠንቅታት መኻንነት ደቂ ተባዕትዮ ከምዘስዕብ ተመራመርቲ ገሊፆም። እቶም ተመራመርቲ ከምዝገለፅዎ፥ ጠንቂ ምንካይ መጠን ዘርኢ ወዲ ተባዕታይ እንተወሓደ ሓሙሽተ ምኽንያታት ኢዮም። ንሳቶም ድማ፥ ልዕሊ ዓቐን ርጉዲ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሄራዊ ጉባኤ ሃረሪ ስሩዕ ጉባኤኡ ምክያድ ጀሚሩ Desta Jan 31, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ጉባኤ ሃረሪ 6ይ ዙር 2ይ ዓመት 1ይ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ÷ ርዕሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ኣይተ ኦርዲን በድሪ፣ ኣፈ ጉባኤ ብሄራዊ ጉባኤ ክልል ሃረሪ ኣይተ ሙህየዲን አህመድን ምክትል ኣፈ -ጉባኤ ወይዘሮ ዚነት ዩሱፍን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብምክትል ሚኒስትር ፍትሒ ቱርኪ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት ስራሕ ገይሩ Desta Jan 31, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምክትል ሚኒስትር ፍትሒ ቱርኪ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት ስራሕ ገይሩ። ኣብ ሞንጎ መንግስታት ኢትዮጵያን ቱርኪን ዘሎ ክልተኣዊ ምትሕብባር ሕጊን ፍትሒን ኣብ ዝጠናኸረሉ ኩነታት ንምዝታይ ኢዩ ብምክትል ሚኒስትር ፍትሒ መንግስቲ ቱርኪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 80 ገበን ተንከፍ ጉዳያት ተንቲኑ ምውዝዑ ኣገልግሎት ድሕንነት ፋይናንስ ገሊፁ Desta Jan 31, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፈ ቀዳማይ ፈረቓ ዓመት ዘጋጠሙ 1 ሺሕን 360 ዘጠራጥሩ ጉዳያት መበገሲ ብምግባር 80 ገበን ተንከፍ ጉዳያት ፈልዩን ተንቲኑንንዝምልከቶም ኣካላት ምውዝዑ ኣገልግሎት ድሕንነት ፋይናንስ ገሊፁ። ካብ እቶም ዝቐረቡ ኣጠራጠርቲ ዛዕባታት እቲ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ መስጊድ ፓኪስታን ብዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ህይወት 59 ሰባት ሓሊፉ Desta Jan 31, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰሜናዊ ግዝኣት ፓኪስታን ከተማ ፔሻዋር ኣብ ውሽጢ መስጊድ ብዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ቦምብ ብውሑዱ ሕይወት 59 ሰባት ምሕላፉ ተገሊፁ፡፡ መጥቃዕቲ ዝተፈፀመሉ መስጊድ÷ ኣብ ጥቓ ልዑል ሓለዋ ዝግበረሉ ዋና ቤት ዕዮ ፖሊስ እታ ሃገር ከምዝርከብ ተሓሩ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እቶት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ፌዴራል ብ28 ነጥቢ 9 ሚኢታዊ ወሲኹ – ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን Desta Jan 30, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)እቶት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ፌዴራል ምስ ዝሓለፈ ዓመት ኣፈፃፅማ እንትነፃፀር ብ28 ነጥቢ 9 ሚኢታዊ ከምዝወሰኸ ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ ገሊፀን። ገምጋም ኣፈፃፅማ ትልሚ ሽዱሽተ ወርሒ ዓውዲ ማክሮ ኢኮኖሚ ቀዳማይ ሚኒትር ኣቢይ ኣሕመድን…
ቴክኖሎጂ ኢትዮ-ቴሌኮም ሰለስተ ዝተፈላለዩ ኣገልግሎታት ኣጀሚሩ Desta Jan 30, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ-ቴሌኮም ሰለስተ ዝተፈላለዩ ኣገልግሎታት ኣጀሚሩ። እቶም ኣገልግሎታት ክላውድ፣ ስትሪሚንግ ሙዚቃን ማዕኸን ሓበሬታ ሞባይል ቴሌ ድራይቭን እንትኾኑ፥ ምስ መዳርግቲ ኣካላት ስምምዕ ብምፍፃም ከምዝተጀመሩ ተገሊፁ። እቲ ትካል ቴሌ ድራይቭ፣ እልፍ…