Fana: At a Speed of Life!

ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ። ኣፈ-ጉባኤ ወይዘሮ ፋንቱ ተስፋዬ ኣብ ዝገበርኡ መኽፈቲ መደረ፥ እቲ ጉባኤ ስምምዕነት ሰላም ኣብ ዝተገበረሉን ውሕስነት ምግቢ ዜጋታት ንምርግጋፅ ብብርኪ ሃገር ሙሉእ መኣዲ ኣብ ዝተጀመረሉን መክያዱ…

ኣብ ዓለም ለኸ ጉባኤ ምሕደራ መርበብ ሓበሬታ ንምስታፍ ኣጋይሽ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ተተኣናግዶ መበል 17 ኣብ ዓለም ለኸ ጉባኤ ምሕደራ መርበብ ሓበሬታ ንምስታፍ ኣጋይሽ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። ላዕለዋይ ልኡኽ ጉዳያት ቴክኖሎጂ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣማንዲፕ ሲንጊህ ጊሊን ሚኒስትር ኢንፎርሜሽንን ዲጂታላይዜሽንን…

ኣፍሪካዊት ሃገር ሞሮኮ ንቤልጂም 2 ን 0 ብምስዓር ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 22 ውድድር ፅዋዕ ዓለም ኣፍሪካዊት ሃገር ሞሮኮ ንቤልጂም 2 ን 0 ብምስዓር ተዓዊታ። ኣብ ምድብ ሽዱሽተ ዝርከባ ሃገራዊ ጋንታታት ቤልጂየምን ሞሮኮን ተራኺበን ሞሮኮ 2 ን 0 ብዝኾነ ውፅት ብምዕዋት መሪሕ እቲ ምድብ ክትከውን ክኢላ።…

ምክትል ዋና ፀሓፊ ውሕመ ኣብ ጉባኤ ምሕዳራ መርበብ ሓበሬታ ንምስታፍ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ዋና ፀሓፊ ኢኮኖሚያዊን ማሕበራዊን ጉዳያት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ሊ ጁንሁዋ ኢትዮጵያ ኣብ ተሰናድኦ ዓለም ለኸ ጉባኤ ምሕዳራ መርበብ ሓበሬታ ንምስታፍ ሎሚ መዓልቲ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ምክትል ዋና ፀሓፊ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዓለም ለኸ…

ኣብ ደቡብ ኮሪያ ሄሊኮፕተር ተሓምሺሻ ሕይወት ህይወት ሓሙሽተ ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ደቡብ ኮሪያ ደኒ ግዝኣት ያንግያንግን ጋንግዎን ዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ንምጥፋእ ዝተዋፈረት ሄሊኮፕተር ተሓምሺሻ ሕይወት ህይወት ሓሙሽተ ሰባት ሓሊፉ። እታ ሄሊኮፕተር ኣብ ምብራቓዊ ጠረፍ ባሕሪ ግዝኣት ያንግያንግን ጋንግዎን ከምዝተሓምሸሸት…

ድሕሪ ስምምዕነት ሰላም ናብ ክልል ትግራይ 32 ሺሕ ሜትሪክ ቶን እኽሊ ተበፃሒ ከምዝተገበረ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መንጎ መንግስቲ ፌደራልን ህወሓትን ዝተበፅሐ ሰምምዕ ሰላም ሲዒቡ ክሳብ ሐዚ፤ 32 ሽሕ ሜትሪክ ቶን ምግቢን ልዕሊ 360 ሽሕ ሊትሮ ነዳዲን ናብ ክልል ትግራይ ተበፃሒ ከምዝተገበረ ኮምሽነር ኣነራርሓ ስራሕ ስግኣትን ሓደጋ ኢትዮጵያ ዶክተር ሺፈራው…

ካብ ኣላማጣ-ቢሶበር ያሎ ከልዋን ዘሎ ፅገና መሰረተ ልምዓት ኤሌክትሪክ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ጉድኣት በፂሑዎ ዝነበረ መሰረተ ልምዓት ኤሌክትሪክ ኣላማጣ-ቢሶበር ያሎ ከልዋን ፅገናኡ ከምዝተዛዘመ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ክልል ዓፋር ኣፍር ኣፍሊጡ። ፈፃሚ ስራሕ እቲ ኣገልግሎት ያሲን ዓሊ፥ ካብ ኣላማጣ - ቢሶበር ያሎ ከልዋን ዘሎ ማእኸላይን…

ዲፕሎማሰኛታት እዋኑ ዘገናዘበ፣ ብብልሓት ዝምራሕ ስራሕቲ ዲፕሎማሲ ከሳልጡ ይግባእ – ኣይተ ደመቀ መኮንን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ኢትዮጵያ ኣብ ውሽጢ ፅዕንቶ ዲፕሎማሲ ከምዝኾነት ብምግንዛብ ዲፕሎማሰኛታት እዋኑ ዘገናዘበ፣ ብብልሓት ዝምራሕ ስራሕቲ ዲፕሎማሲ ከሳልጡ ይግባእ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ገሊፆም፡፡ ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም…

ኣብ ፀወታ ፅዋዕ ዓለም ስዑዲ ዓረብ ብፖላንድ 2 ን0 ተሳዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ናይ ሎሚ መዓልቲ መርሃ ግብሪ ፅዋዕ ዓለም ሃገራዊት ጋንታ ፖላንድ ንስዑዲ ዓረብ 2 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና…

ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ ንሜካናይዜሽን ሕርሻ ዘገልግሉ መሳርሒታት ንዓማዊሉ ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ ንሜካናይዜሽን ሕርሻ ዘገልግሉ መሳርሒታት ንዓማዊሉ ሂቡ። እቶም መሳርሒታት ካብ ባንኪ ልምዓት ጀርመን ዝረኸቦ ደገፍ ገንዘብ ዝተዓደጉ እንትኾኑ፥ ንዓማዊል ሊዝ ፋይናንስ ዘቕረቦም ዓፀድቲን መኸድቲን እኽሊ ከምዝኾኑ ተሓቢሩ።…