ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 1 ሺሕ 124 ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Nov 25, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታ ዝነበሩ 1 ሺሕ 124 ዜጋታት ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። እቶም ዜጋታት ሎሚ መዓልቲ ብዝተገበሩ በረራታት ከምዝተመለሱ ካብ ቤት ፅሕፈት ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። ብቕድሚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ምስ ዓለም ለኸ መሓዙት ተቐራሪቡ ንምስራሕ ቆራፅ ኢዩ – ሰመሪታ ሰዋሰው Gebremariam Weldegerima Nov 25, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ምስ ዓለም ለኸ መሓዙት ተቐራሪቡ ንምስራሕ ቆራፅ ከምዝኾነ ሚኒስትር ዲኤታ ገንዘብ ሰመሪታ ሰዋሰው ገሊፀን። ኣብ ሞንጎ መንግስቲን ዓለም ለኸ መሓዙት ምትሕብባር ልምዓት ኣብ ጉዳያት ኢኮኖሚ፣ ማሕበራዊን ዳግመ ህንፀትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮነን ኣፍሪካ ንምርግጋፅ ልምዓት ኢንዱስትሪ ጠመተ ንክትህብ ፃውዒት ኣቕሪቦም Desta Nov 25, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ኣፍሪካ ንምርግጋፅ ልምዓት ኢንዱስትሪ ጠመተ ንክትህብ ፃውዒት ኣቕሪቦም። ኣይተ ደመቀ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኒጀር ኣብ ዝተሳለጠ መበል 17 ፍሉይ ኣኼባ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ምግቢ ሓዊሱ መሳርሒታት ሕክምና ናብ ክልል ትግራይ ከምዘብፀሐ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Nov 25, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 15 ሕዳር 2022 ጀሚሩ 2 ሺሕን 400 ሜትሪክ ቶን ምግቢን 100 ሺሕ ሊትሮ ነዳዲ ናብ ክልል ትግራይ ከምዘብፀሐ ኣፍሊጡ። 250 ቶን መሳርሒታት ሕክምና ብመዳይ ሎጅስቲክስ ናብቲ ክልል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬትን ኮሚሽን ፀረ ግዕዚይና ኢትዮጵያን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ከቲሞም Desta Nov 25, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬትን ኮሚሽን ፀረ ግዕዚይና ኢትዮጵያን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ከቲሞም። ኣብቲ ሰነድ፥ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣይተ ኣድማሱ ዳምጠውን ኮሚሽነር ኮሚሽን ፀረ ግዕዚይና ኢትዮጵያ ዶክተር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናብ ትግራይ ክሳብ ሐዚ ልዕሊ 17 ሺሕ ሜትሪክ ቶን ሓገዝ መግቢ ከምዝተልኣኸ ውሕመ ኣፍሊጡ Desta Nov 25, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ናብ ትግራይ ክሳብ ሐዚ ልዕሊ 17 ሺሕ ሜትሪክ ቶን ሓገዝ መግቢ ከምዝተልኣኸ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣፍሊጡ። ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ኢትዮጵያ ከምዝሓበሮ÷ መንግስቲ ኢትዮጵያን መሓዙት ኣካላትን ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ፀገም ንዝርከቡ…
ስፓርት ሃገራዊት ጋንታ ኢራን ንዌልስ መዘናኣ ብምስዓር ዓወት ቀኒዑዋ Gebremariam Weldegerima Nov 25, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢራን ንዌልስ መዘናኣ 2 ን 0 ብምስዓር ዓወት ቀኒዑዋ። ኣብ ካልኣይ ዙር ናይ ምድብ ፀወታ ፅዋዕ ዓለም÷ ዌልስን ኢራንን ዝተራኸባ እንትኾና ኢራን ተዓዊታ ክተወፅእ ክኢላ። ሮዝቤህ ቼስሚንን ራሚን ረዛይን ኣብ መዛዘሚ እቲ ፀወታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ልዕሊ ደቂ ኣኒስቲዮ ዝበፅሕ መጥቃዕቲ ኣብ ምክልኻል ኩሎም ኣካላት ብምትሕብባር ክሰርሑ ይግባእ- ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ Desta Nov 25, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልዕሊ ደቂ ኣኒስቲዮ ዝበፅሕ መጥቃዕቲ ኣብ ምክልኻል ኩሎም ኣካላት ብምትሕብባር ክሰርሑ ይግባእ ክብላ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን። “ጓል ኣነስተይቲ አኽበል ኣብ ልዕሊኣ ዝበፅሕ መጥቃዕቲ እውን እከላኸል” ብዝብል መሪሕ ቃል መርሃ ግብሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉድኣት ዝበፅሖም መሰረተ ልምዓታት ኤሌክትሪክ ናይ ምፅጋን ስራሕ እናቐፀለ ከምዝኾ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Nov 25, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምኽንያት ኲናት ጉድኣት ዝበፅሖም ላዕለዎትን ማእኸለዎትን መስመራት መሰረተ ልምዓት ኤሌክትሪክ ናይ ምፅጋን ስራሕ እናቐፀለ ከምዝኾን ዲስትሪክት ጎንደር ገሊፁ። ዳይሬክተር እቲ ዲስትሪክት ኣይተ ሞገስ ኣበራ ÷ እቲ ስራሕቲ ፅገና መስመር ብሰለስተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ምስ ላዕለዎት ኣመራርሓ ክልል ህዝቢታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ እነዛተየ ይርከብ Gebremariam Weldegerima Nov 25, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ኢትዮጵያ ምስ ላዕለዎት ኣመራርሓ ክልል ህዝቢታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ሚዛን ኣማን እነዛተየ ይርከብ። ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን ሙሉጌታ ኣጎ ኣብቲ መድረኅ ኣብ ዘስምዑዎ መደረ÷ ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ድሌት ኣብ…