ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ደቡብ ሱዳን ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ክሊ ሰላምን ፀፅታን ብሓባር ከምእትሰርሕ ገሊፃ Desta Nov 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ደቡብ ሱዳን ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ክሊ ሰላምን ፀፅታን ብሓባር ከምእትሰርሕ ገሊፃ። ላዕለዎት መኮንናት ጄኔራል ሓበሬታ ክልቲአን ሃገራት ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ሰላምን ፀፅታን ተዛቲዮም። ደቡብ ሱዳን ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ክሊ ሰላምን ፀፅታን…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሺ ጂንፒንግ ቻይና ንሰላምን ምርግጋዕን ዓለም ምስ ሰሜን ኮሪያ ብምውዳድ ንምስራሕ ቁርፀኛ ከምዝኾነት ገሊፆም Desta Nov 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ቻይና ሺ ጂንፒንግ፥ ሃገሮም ንሰላምን ምርግጋዕን ዓለም ምስ ሰሜን ኮሪያ ብምውዳድ ንምስራሕ ቁርፀኛ ከምዝኾነት ገሊፆም ሰሜን ኮሪያ ሓያሎ ቁፅሪ ዘለዎም ሚሳኤላት ምውንጫፋ ስዒቡ ንመራሒ እታ ሃገር ኪም ጆንግ ኡን መልእኽቶም ኣመሓላሊፎም።…
ስፓርት ኣውስትራሊያ ኣብ ልዕሊ ቱኒዚያ 1 ን 0 ተዓዊታ Desta Nov 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኳታር ኣብ ዝካየድ ዘሎ መበል 22 ዋንጫ ዓለም ኣውስትራሊያ ኣብ ልዕሊ ቱኒዚያ 1 ን 0 ተዓዊታ። ብመሰረት እዚ ኣውስትራሊያ ካብቲ ምድብ ናብ ቀፃሊ ዞር ናይ ምሕላፍ ተስፋኣ ክብ ክብል ገይራ ኣላ። ብሕታዊት ሸቶ ኣውስትራሊያ ሚቸል ዱክ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ 110 ፓምፕታት ማይ ንክልል ሶማሌ ኣበርኪቱ Desta Nov 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ 110 ፓምፕታት ማይ ንክልል ሶማሌ ኣበርኪቱ። ኣብቲ ክልል መርሃ ግብሪ ትሩፋት ሌማት መፋለጢ መድረኽ ተኻይዱ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ሚኒስትር መስኖን ከባቢ ቆላን ኢንጂነር አይሻ መሃመድ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤን ካልኦት…
ቢዝነስ ባንኪ ኣቢሲኒያ 3 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር ዝተፃረየ ከስቢ ከምዝረኸበ ኣፍሊጡ Desta Nov 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ኣቢሲኒያ 3 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር ዝተፃረየ ከስቢ ከምዝረኸበ ኣፍሊጡ። እቲ ባንኪ መበል 26 ዓመታዊ ስሩዕን መበል 13 ህፁፅን ሓፈሻዊ ጉባኤ ሰብኣክሲዮን ኣብ ኣዲስ ኣበባ የሳልጥ ኣሎ። ኣቦ መንበር ቦርድ ዳይሮክተራት እቲ ባንኪ ኣይተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርሲቲ ወላይታ ሶዶ 234 ተምሃሮ ኣመሪቑ Desta Nov 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ወላይታ ሶዶ ብዝተፈላለዩ ሞያታት ዘሰልጠኖም 234 ተምሃሮ ኣመሪቑ። ብሕክምናን ጥዕናን ብቀዳማይም ካልኣይን ዲግሪ ዝሰልጠኑ ከምዝኾኑ ካብቲ ዞባ ኮሚኒኬሽን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። ካብ መንጎ እቶም ተመረቕቲ እተን 111 ደቂ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ፅሩይ መስተ ማይ ተበፃሒ ናይ ምግባር ስራሕ ተጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ተገሊፁ Desta Nov 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ብምኽኒያት ኲናት ካብ መረበቶም ተመዛቢሎም ኣብ መዓስከር ተመዛበልቲ ንዝርከቡ ዜጋታት ፅሩይ መስተ ማይ ተበፃሒ ናይ ምግባር ስራሕ ተጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን ገሊፁ። ኣብቲ ክልል ጣቢያታት መፃረዪ ማይ ፅገና…
Uncategorized ኔይማር ብምኽንያት ጉድኣት ካብ ክልቲኦም ኣብ ክልቲኦም ናይ ምድብ ፀወታታት ከምዘይስለፍ ተረጋጊፁ Gebremariam Weldegerima Nov 25, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ተፃዋታይ ክፍሊ ምጥቃዕ ሃገራዊት ጋንታ ብራዚል ኔይማር ጁኒየር ብምኽንያት ጉድኣት ኣብ ክልቲኦም ናይ ምድብ ፀወታታት ከምዘይስለፍ ተረጋጊፁ። ኔማር ትማሊ ምሸት ብራዚል ምስ ሰርቢያ ኣብ ዝገበረቶ ፀወታ ብዘጋጠሞ ጉድኣት ዓካሪቶ ኢዩ ካብ ምድብ ፀወታ…
ቢዝነስ ካብ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ 175 ኪሎ ግራም ወርቂ ናብ ብሔራዊ ባንኪ ከምዝኣተወ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Nov 25, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ኣብ ውሽጢ ሓደ ወርሒ 175 ኪሎ ግራም ወርቂ ናብ ብሔራዊ ባንኪ ከምዝኣተወ ግብረ ሓይሊ ቁፅፅር መዓድን እቲ ክልል ኣፍሊጡ። እቲ ግብረ ሓይሊ÷ ካብ 1 ጥቅምቲ ክሳብ 15 ሕዳር 2015 ዓ.ም ዘሎ ኣፈፃፅማ ስራሕ ገምጊሙ…
ስፓርት ኣፍሪካዊት ሃገር ሴኔጋል ንኳታር ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ Gebremariam Weldegerima Nov 25, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍሪካዊት ሃገር ሴኔጋል ንኳታር 3 ን 1 ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ። ኣብ ካልኣይ ዙር ናይ ምድብ ፀወታ ፅዋዕ ዓለም ሃገራውያን ጋንታት ኳርን ሴኔጋልን ዝተራኸባ እንትኾና÷ ኣሰናዳኢት ሃገር ስዕረት ኣተኣናጊዳ። ኣብ ኳታር ስታዲየም ኣልቱማም ኣብ…