ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መርሃ ግብሪ ምጥያሽ ሃገር ለኸ ቤት ምኽሪ መናእሰይ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Apr 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ ምጥያሽ ሃገር ለኸ ቤት ምኽሪ መናእሰይ ተኻይዱ፡፡ እቲ መርሃ-ግብሪ፥ "ቤት ምኽሪ መናእሰይ ኢትዮጵያ ንድምፂ መናእሰይ” ብዝብል መሪሕ ቃል ኢዩ ተኻይዱ። ሚኒስትር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር)ን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝተፈላለዩ ዞባታን ከተማታትን ክልል ኦሮሚያ ድሕሪ ለውጢ ዝተረኸበ ዓወት ክቕፅል ንምግባር ዝዓለመ ሰልፊ ድጋፍ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Apr 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ዞባታን ከተማታትን ክልል ኦሮሚያ ድሕሪ ለውጢ ዝተረኸበ ዓወትን እቲ ዓወት ክቕፅል ንምግባርን ዝዓለመ ሰላማዊ ሰልፊ ድጋፍ ተኻይዱ። ብመሰረት እዚ ነበርቲ ምምሕዳር ከተማ ሸገር፣ ከተማታት ጅማ፣ ኣሰላ፣ ያቤሎ፣ ኣዳማ፣ ሻሸመኔ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ድሕሪ ለውጢ ዝተረኸበ ዓወትን እቲ ዓወት ክቕፅል ንምግባርን ዝዓለመ ሰልፊ ድጋፍ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Apr 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ድሕሪ ለውጢ ዝተረኸበ ዓወትን እቲ ዓወት ክቕፅል ንምግባርን ዝዓለመ ኣብ መላእ ክልል ኦሮሚያ ሰልፊ ድጋፍ ተኻይዱ። ተሳተፍቲ እቲ ሰልፊ ድጋፍ፥ ድሕሪ ለውጢ ኣብ ዘለዉ 5 ዓመታት ኣብ ክልል ኦሮሚያ ብመዳይ ፖለቲካ፣ ኢኮኖሚ፣ ማሕበራዊን ካልኦት…
Uncategorized ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ጥንታዊ ቤተ-መንግስቲ ፋሲለደስ ዑደት ገይሮም Gebremariam Weldegerima Apr 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ከተማ ጎንደር ዝርከብ ጥንታዊ ቤተ-መንግስቲ ፋሲለደስ ዑደት ገይሮም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብቲ እዋን ዑደት÷ "ኣብዚ ቦታ ኣቦታትና ዝሰርሑዎ ኣዚዩ ዘደንቕ ጥበብን ናይ ኢድ ስራሕን ይረአ" ኢሎም፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ድሕሪ ለውጢ ዝተረኸቡ ዓወታት ንምቕፃል ዝዓለመ ሰልፊ ደገፍ ፅባሕ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ክካየድ ኢዩ Desta Apr 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ድሕሪ ለውጢ ዝተረኸቡ ዓወታት ንምቕፃል ዝዓለመ ሰልፊ ደገፍ ፅባሕ ኣብ መላእ ከባቢታት ክልል ኦሮሚያ ከምዝካየድ ቢሮ ኮሚኒኬሽን ኦሮሚያ ኣፍሊጡ። ሓላፊ እቲ ቢሮ ኣይተ ሃይሉ ኣዱኛ፥ እቲ ሰልፊ ዝካየደሉ ምኽኒያት ድሕሪ 24 መጋቢት 2010 ዓ.ም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓለም ለኸ ሕብረት ቴሌኮሙኬሽን ንኢትዮጵያ ዝህቦ ደገፍ ንከጠናኽር ተሓቲቱ Desta Apr 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ሕብረት ቴሌኮሙኬሽን ንኢትዮጵያ ዝህቦ ደገፍ ብዝበለፀ ንከጠናኽር ተሓቲቱ። ኣብ ጄኔቫ ቀዋሚ ተወካሊ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ፀጋአብ ከበበው ምስ ዋና ፀሓፊ ሕብረት ዓለም ለኸ ቴሌኮሙኬሽን ዶሬን ቦግዳን ማርቲን ዘቲዮም፡፡ ኣብቲ ዘተ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስነ ስርዓት ሽልማት ደቂ ኣኒስቲዮ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተሳሊጡ Desta Apr 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ ስርዓት ሽልማት ደቂ ኣኒስቲዮ ኣፍሪካ 2023 ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተሳሊጡ። እቲ ስነ ስርዓት ኣብ ሆቴል ሸራተን ኣዲስ ከምዝተኻየደ ተገሊፁ። ኣብዚ ዓመት ዝሓሸ ኣፈፃፅማ ንዘመዝገባ በቢከባቢአን እወንታዊ ፅዕንቶ ዘሕደራ ምዃነን ተገሊፁ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማስተር ካርድ ፋውንዴሽን ንካልኣይ ዙር መርሃ ግብሪ ኢትዮጵያ ዝውዕል ልዕሊ 630 ሚሊየን ዶላር ኣፅዲቑ Desta Apr 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ማስተር ካርድ ፋውንዴሽን ንካልኣይ ዙር መርሃ ግብሪ ኢትዮጵያ ዝውዕል ልዕሊ 630 ሚሊየን ዶላር ኣፅዲቑ። ፕሬዚዳንት እቲ ፋውንዴሽን ሪታ ሮይን ካልኦት ኣባላት ኣመራርሓ ቦርድን ኣብ ዝሓለፉ ኣርባዕተ መዓልታት ኣብ ኢትዮጵያ ገምጋም መርሃ ግብሪ…
ቢዝነስ ኣብ ዝቕፅሉ 3 ኣዋርሕ ልዕሊ 7 ነጥብ 7 ሚሊየን ኩንታል ዘመናዊ ድኹዒ ናብ ውሽጢ ሃገር ክኣቲ ኢዩ Desta Apr 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝቕፅሉ 3 ኣዋርሕ ልዕሊ 7 ነጥብ 7 ሚሊየን ኩንታል ዘመናዊ ድኹዒ ናብ ውሽጢ ሃገር ከምዝኣቱ ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዴኤታ እቲ ሚኒስቴር ሶፊያ ካሳ (ዶ/ር) ከምዝበልኦ ፥ ኣብ ዘበነ ምህርቲ 2015/16 ዓ.ም 12 ነጥቢ 8…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከንቲባ ኣዳነች ን150 ዓቕሚ ዘይብሎም ፣ ኣረጋውያንን ኣካል ጉዱኣትን ከምኡውን 50 ብምኽኒያት ልምዓት ካብ መረበቶም ንዝለዓሉ ሰባት ዝተሃነፁ መንበሪ ኣባይቲ… Desta Apr 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ ን150 ዓቕሚ ዘይብሎም ፣ ኣረጋውያንን ኣካል ጉዱኣትን ከምኡውን 50 ብምኽኒያት ልምዓት ካብ መረበቶም ንዝለዓሉ ሰባት ዝተሃነፁ መንበሪ ኣባይቲ ኣረኪበን። እተን ከንቲባ፥ እንሰርሖ ስራሕቲ ንነበርቲ ኣዲስ…