Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ክልል ትግራይ ልዕሊ 7 ሺሕ ሜትሪክ ቶን ምግቢን 364 ሜትሪክ ቶን መድሓኒትን ከምዝተኸፋፈለ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ልዕሊ 7 ሺሕ ሜትሪክ ቶን ምግቢን 364 ሜትሪክ ቶን መድሓኒትን ከምዝተኸፋፈለ ብሄራዊ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ኣፍሊጡ። እቲ ኮሚሽን ስምምዕነት ሰላም ስዒቡ ናብ ትግራይ ዝኣትዉ ዝተፈላለዩ ቀረባት ሰብኣዊ ሓገዛት…

ስርዓት ፍትሒ ድሕሪ ፖለቲካዊ ለውጢ ዘለዎ ነባራዊ ኩነታት ብዝብል ቴማ ልዝብ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስርዓት ፍትሒ ኢትዮጵያ ድሕሪ ፖለቲካዊ ለውጢ ዘለዎ ነባራዊ ኩነታት ብዝብል ቴማ ልዝብ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ኣብ ስርዓት ፍትሒ ዝረአዩ ፀገማት እዋናዊ ኩነታን ቀፃሊ ጉዕዞን ዝድህስሱ መፅናዕታዊ ፅሑፋት ይቐርቡ ኣለዉ። ኩነታት ፍትሒ…

ኣብ ራብዓይ መዓልቲ ውዕሎ መበል 22 ፅዋዕ ዓለም ኣርባዕተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ናይ ሎሚ መዓልቲ መርሃ ግብሪ መበል 22 ፅዋዕ ዓለም ኣርባዕተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም። ብመሰረት እዚ 7 ሰዓት ኣብ ምድብ ሽዱሽተ ዝተደልደላ ሃገራት ሞሮኮን ክሮሺያን ክፃወታ ኢየን። ብተመሳሳሊ ኣብቲ ምድብ ዝርከባ ሃገራዊ ጋንታታ ቤልጂምን…

ብምኽንያት ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ህይወት ክልተ ህፃናት እንትሓልፍ ኣብ ሓደ ሰገን ድማ ጉድኣት ኣካል ኣጋጢሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ህይወት ክልተ ህፃናት እንትሓልፍ ኣብ ሓደ ሰገን ድማ ጉድኣት ኣካል ከምዘብፀሐ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ሓዊን ስግኣት ሓደጋን ኣፍሊጡ። በዓል ሞያ ርክብ ህዝቢ እቲ ኮሚሽን ንጋቱ ማሞ ከምዝገለፁዎ÷…

ዴንማርክን ቱኒዚያን ብማዕረ ውፅኢት ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዴንማርክን ቱኒዚያን ብማዕረ ውፅኢት ባዶ ብባዶ ተፈላሊየን። ነዚ ስዒቡ ነጥቢ ተማቒለን ኣለዋ። መበል 22 ዋንጫ ዓለም ኣብ ኳታር ይካየድ ምህላዉ ይፍለጥ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana…

8 ፋብሪካታት ሽኮር ናብ ውልቀ ትካላት ንምዝውዋር ዝወፅአ ጨረታ ንሓደ ወርሒ ተናዊሑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስት 8 ፋብሪካታት ሽኮር ናብ ውልቀ ትካላት ንምዝውዋር ዝወፅአ ጨረታ ንሓደ ወርሒ ከምዘናወሖ ኣፍሊጡ። መንግስቲ ኣብ ዝሓለፈ መወዳእታ ዓመት ፋብሪካታት ሽኮር ናብ ውልቀ ንምዝውዋር ጨረታ ከምዘውፀአ ይዝከር። ቅድሚ ሕዚ እቲ ጨረታ ከም…

ኣብ ኢንዶነዥያ ብዘጋጠመ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ብውሑዱ 160 ሰባት ሞይቶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢንዶነዥያ ደሴት ጃቫ ብዘጋጠመ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ብውሕዱ 160 ሰባት ከምዝሞቱ ተገሊፁ። ካልኦት ብኣማኢት ዝቑፀሩ ድማ ከምዝተጎድኡን ሰብ መዚ እታ ሃገር ኣፍሊጦም። እቲ 5 ነጥቢ 6 ማግኒቱዩድ ዝዓቐኑ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ንብዙሓት መንበሪ…

ንሰራዊት ምክልኻል ዝምጥን ኣዋጅ ክወፅእ ይገባእ – ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሰራዊት ምክልኻል ዝምጥን ርእሱ ዝኸኣለ ኣዋጅ ሰራዊት ምክልኻል ክወፅእ ከምዝገባእ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ገሊፆም። ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻየደ 5ይ ባይቶ ወከልቲ ስሩዕ ኣኼባ÷ ኣዋጅ ሰራዊት ምክልኻል ንምምሕያሽ ንሰራዊት ምክልኻል ዝምጥን ርእሱ…

ኢትዮ ፌሪስ ትካል ትራንስፖርት ባሕሪ ተጣይሹ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ፌሪስ ትካል ትራንስፖርት ባሕሪ ተጣይሹ። እቲ ትካል ኣገልግሎት ትራንስፖርተን ሎጂስቲክስን ባሕሪ ኢትዮጵያን ትካል ተራንስፖርት ጣና ሃይቂን ብምውሃድ ኢዮም ኣጣይሸምዎ። መርሃ ግብሪ ምጥያሽ እቲ ትካል በዝምልከት ኣብ ባህርዳር ተሳሊጡ።…

ምጥንኻር ዓቕሚ ገንዘብ ደቂ ኣንስቲዮ ንምርግጋፅ ማዕርነት ሰርዓተ ፆታ የኽእል-ኢጋድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምጥንኻር ዓቕሚ ገንዘብ ደቂ ኣንስቲዮ ንምርግጋፅ ማዕርነት ሰርዓተ ፆታ የኽእል ክብል ኢጋድ ገሊፁ። እቲ ትካል ንምርግጋፅ ማዕርነት ሰርዓተ ፆታን ንምጉልባት ተሳትፎ ደቂ ኣኒስትዮን የኽአል ኢዩ ዝበሎ ፈተነ ፕሮግራም ዕላዊ ገይሩ።…