ኢትዮጵያ ኣብ 2050 ዓ.ም.ፈ መጠን ምስዳድ “በካሊ” ጋዝ ናብ ባዶ ንምውራድ ትልሚ ብምውፃእ ትሰርሕ ኣላ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ 2050 ዓ.ም.ፈ መጠን ምስዳድ “በካሊ” ጋዝ ናብ ባዶ ንምውራድ ትልሚ ነዊሕ እዋን ብምውፃእ ትሰርሕ ኣላ ከብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ነዚ ዝበሉ ኣብ ግብፂ ሻርም ኤል ሼክ ኣብ ዝካየድ ዘሎ…