ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርሲቲ ወሎ 1 ሺሕን 394 ተምሃሮ ኣመሪቑ Desta Nov 12, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ወሎ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ትምህርቲ ዘሰልጠኖም 1 ሺሕን 394 ተምሃሮ ኣመሪቑ። እቶም ተምሃሮ ብስሩዕ፣ ክረምታዊን ርሕቐትን ትምህርቲ ዝተኸታተሉ ከምዝኾኑ ተገሊፁ። ኣብ ኮምቦልቻ ቴክኖሎጂ ኢንስቲቲዩት ዓውዲ ኢንጅነሪንግ ዘሰልጠኖም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትሕቲ ዲስትሪክት ሽረ ዝነበሩ 7 ዘፈራት ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ስረሖም ጀሚሮም Desta Nov 12, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትሕቲ ዲስትሪክት ሽረ ዝነበሩ 7 ዘፈራት ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ስረሖም ከምዝጀመሩ ተገሊፁ። እቶም ዕላዊ ስርሖም ዝጀመሩ ዘፈራት ባንኪ ንግዲ ማይካድራ፣ ሑመራ፣ ቃፍታ ፣ ኣውሮራ፣ ዳንሻ፣ ዓዲ ረመፅን ከተማ ንጉስን ምዃኖም ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣብ ትግራይ ዝለፍዑ ዝራእቲ ብምእካብ ንህዝቢ የገልግል ኣሎ Desta Nov 12, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣብ ትግራይ ዝለፍዑ ዝራእቲ ብምእካብ ንህዝቢ የገልግል ኣሎ። ኣብ ፅኑዕ ህዝባዊ ሰረት ዝተሃንፀን ካብ ዝኾነ ይኹን ነገር ሃገሩን ህዝባን ዘቐደመን ሰራዊት ኣብ ትግራይ ምስ ህዝቢ ብምዃን ኣብ እግሪ ምትካልን ስራሕተሪ ልምዓትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሕሉፍ ዝረአናዮ ዓንቀፍቀፍ ከይዲ ሰላም ከይድገም – ዶ/ር ኣብርሃም በላይ Gebremariam Weldegerima Nov 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)”ኣብ ሕሉፍ ዝረአናዮ ዓንቀፍቀፍ ከይዲ ሰላም ከይድገም” ክብሉ ሚኒሰስትር ምክልኻል ዶክተር ኣብርሃም በላይ ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር ኣብ ማሐበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ÷ ውሳነ ሰብ ከምዘድልዮን ኣርሒቑ ዝጥምት መሪሕነት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ተመስገን ጥሩነህን ናይ ሶማሊያ መዘነኦምን ዞባዊ ድሕንነት ክልቲአን ሃገራት ብሓባር ንምርግጋፅ ተፈራሪሞም Gebremariam Weldegerima Nov 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዳይሬክተር ጄነራል ብሔራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ተመስገን ጥሩነህ ምስ ሶማሊያ መዘነኦም ማሃድ ሳላድ ተዛቲዮም፡፡ ክልቲኦም ወገናት ኣብ ልውውጥ ሓበሬታ፣ ግብረ ራዕዲ ኣብ ምውጋእ ከምኡ እውን ኣብቲ ዞባ ዘላቒ ሰላም ንምዕሳልን ድሕንነት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናብ ክልል ትግራይ ዝወስዱ ኩሎም ኮሪደራት ንቀረብ ሰብኣዊ ሓገዝ ክፍቲ ተገይሮም – ኮሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ Gebremariam Weldegerima Nov 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ናብ ክልል ትግራይ ዝወስዱ ኩሎም ኮሪደራት ንቀረብ ሰብኣዊ ሓገዝ ክፍቲ ከምዝተገበሩ ኮሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ኣፍሊጡ። ትካላት ሰብኣዊ ሓገዝ ብኣየርን ብምድሪን ሰብኣዊ ሓገዝ ከቕርቡ ከምዝኽእሉ እውን ገሊፁ። ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ ቤት ፅሕፈት ቆንስላ ጄነራል ኢትዮጵያ ኣብ ዱባይ ዑደት ገይሮም Gebremariam Weldegerima Nov 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ ቤት ፅሕፈት ቆንስላ ጄነራል ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዱባይ ዑደት ገይሮም። ኣይ ደመቀ መኮንን ኣብ ዑደቶም÷ እቲ ቤት ፅሕፈት ቆንስላ ጄነራል ንዜጋታት ዝህቦ ኣገልግሎት፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ትማሊ ዝተኸፈት ዓለም ለኸ ኤክስፖ ቴክኖሎጂንን መዓድንን ጎብንዮም Desta Nov 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ትማሊ ዝተኸፈት ዓለም ለኸ ኤክስፖ ቴክኖሎጂንን መዓድንን ጎብንዮም። እቲ ኤክስፖ ትማሊ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኣብ ዝተረኸቡሉ ኣብ ኣዳራሽ ሚሊኒየም ከምዝተኸፈተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ፈላማይ ርባዕ ዓመት ካብ ዳያስፖራ 1 ነጥቢ 3 ቢሊየን ዶላር ተረኺቡ Desta Nov 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ህዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፈላማይ ርባዕ ዓመት 2015 ዓ.ም ካብ ዳያስፖራ 1 ነጥቢ 3 ቢሊየን ዶላር ተረኺቡ። እቲ ዲያስፖራ ናብ ኢትዮጵያ ካብ ዝለኣኾ ሸርፊ ወፃኢ ከምዝተረኸበ ኢዩ ተገሊፁ። ብተወሳኺ ልዕሊ 2 ሚሊየን ዶላር ተቐማጢ ሸርፊ ወፃኢ ከምዝተረኸበ ካብ…
ቢዝነስ ሚኒስቴር ዕደና ምዘና ዕደናን ቤተ ፈተነ ምርምርን ንምህናፅ ዘኽእል ስምምዕነት ከቲሙ Desta Nov 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ዕደና ምዘና ዕደናን ቤተ ፈተነ ምርምርን ንምህናፅ ዘኽእል ስምምዕነት ምስ ኤስ ጂ ኤስ ግሩፕ ከቲሙ። እቲ ቤተ ፈተነ ብ2 ነጥቢ 6 ቢሊየን ብር ከምዝህነፅ ሚኒስትር ዕደና ታከለ ኡማ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ገሊፆም። እቲ ማእኸል፥ ፀገም…