ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ Desta Nov 10, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ፈላማይ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ። ኣብቲ ጉባኤ ተወከልቲ ክልልት ይሳተፉ ኣለዉ። ናይ 100 መዓልታት ትልምን ኣፈፃፅምኡን በምቕራብ ክፀድቕ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ። ትልሚ 2015 ዓ.ም ብዘምልከት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣገልግሎት ሕድሳት ታሴራ ተጀሚሩ Desta Nov 10, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተቛሪፁ ዝነበረ ኣገልግሎት ሕድሳት ታሴራ ተጀሚሩ። ምስቲ ኣገልግሎት ብምዝማድ ዝነበሩ ፀገማት ብምእራም ሎሚ መዓልቲ ዳግም እቲ ሕድሳት በዕሊ ተጀሚሩ ኣሎ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓለም ለኸ ኤክስፖ ዕደና ተኸፊቱ Desta Nov 10, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ኤክስፖ ዕደና"Mintex” ኣብ ኣዳራሽ ሚሌኒየም ተኸፊቱ። እቲ ኤክስፖ ካብ ካብ ሎሚ ጀሚሩ በክሳብ 3 ሕዳር 2015 ዓ.ም ከምዝፀንሕ ተገሊፁ። ልዕሊ 270 ኩባኒያታት ውሽጢ ዓዲን ከምዝሳተፉ ተሓቢሩ። ካብ ወፃኢ ዝመፅኡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ላዕለዎት ኣመራርሓ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ኣብ እዋናዊ ዛዕባ ዝጠመተ ዘተ የካይዱ ኣለዉ Desta Nov 10, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ኣመራርሓ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ኣብ እዋናዊ ዛዕባ ዝጠመተ ዘተ የካይዱ ኣለዉ። ኣብቲ ዘተ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ኣሻድሊ ሀሰንን ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት ኣመራርሐ ክልልን ዞባታትን ተረኺቦም። እቲ ዘተ፥ መንግስቲ ኢትዮጵያ ምስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስምምዕ ሰላም ንኢትዮጵያ ዲፕሎማሲያዊ ዓወት ዝሃበ ኢዩ- ምሁራት Desta Nov 10, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)እቲ ስምምዕ ሰላም ንኢትዮጵያ ዲፕሎማሲያዊ ዓወት ከምዝሃባ ምሁራት ሕግን ፖለቲካዊ ሳይንስን ገሊጾም። ውሽጣዊ ዘይምርድዳእ ንግዳማዊ ተቓላዕነት ከምዘሳጥሕ ዘመላኸቱ እቶም ምሁራት፡ እቲ ዝተበጽሐ ስምምዕ ካብ ተቓላዕነት ከም ዝንኪ ገሊፆም። ተንታኒ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሓላፊ ኤጀንሲ ሓበሬታን ድሕንነትን ሶማሊያ ዝተመርሐ ልኡኽ ዕላዊ ዑደት ንምግባር ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዩ Gebremariam Weldegerima Nov 9, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዳይሬክተር ጀነራል ኤጀንሲ ሓበሬታን ድሕንነትን ሶማሊያ ማሀድ ሞሓመድ ዝተመርሐ ልኡኽ ዕላዊ ዑደት ንምግባር ናብ ኣዲስ ኣበባ ከምዝኣተወ ብሄራዊ ኣገልግሎት ድሕንነትን ሓበሬታን ኣፍሊጡ። እቲ ልኡኽ ንክልተ መዓልቲ ዑደት ስራሕ ኣብ ዓለም ለኸ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምክትል ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ኦፕሬሽን ዲቪዥን ኤፍ ቢ ኣይ ኣብ ኢትዮጵያ ፖሊስ ፌደራል ፓሊስ ዑደት ስራሕ ገይሮም Gebremariam Weldegerima Nov 9, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ኦፕሬሽን ዲቪዥን ኤፍ ቢ ኣይ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ፖሊስ ፌደራል ፓሊስ ዑደት ስራሕ ገይሮም። ኣብቲ ዑደት÷ ኣፈፃሚት ጉዳይ መንግስቲ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ትሬሲ ኣን ጃኮብሰን ተረኺበን፡፡ ኮሚሽነር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ኣብ ክልላት ኣምሓራን ትግራይን ልዕሊ 342 ሚሊየን ብር ሰብኣዊ ሓገዝ ምግባሩ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Nov 9, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ኣብ ክልላት ኣምሓራን ትግራይን ካብ 20 ጥቅምቲ 2015 ዓ.ም ልዕሊ 342 ሚሊየን ብር ሰብኣዊ ሓገዝ ምግባሩ ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ርክብ ህዝቢ እቲ ኮሚሽን ኣይተ ደበበ ዘውዴ ንፋና ብሮድካስቲንግ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብምኽንያት ኲናት ተፈናቒሎም ዝነበሩ ልዕሊ 140 ሺሕ ወገናት ናብ መረበቶም ምምላስ ጀሚሮም Gebremariam Weldegerima Nov 9, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምኽንያት ኲናት ተፈናቒሎም ዝነበሩ ልዕሊ 140 ሺሕ ወገናት ናብ መረበቶም ምምላስ ከምዝጀመሩ ዞባ ሰሜን ጎንደር ኣፍሊጡ። ተፀዋዒ ቤት ፅሕፈት ምክልኻል ሓደጋን ውሕስና ምግቢን ዞባ ሰሜን ጎንደር ከምዝገለፆ÷ ኣብቲ ዞባ ካብ ዝተፈላለዩ ወረዳታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክልል ጋምቤል ንተፈፃምነት ስምምዕነት ሰላም ብቖራፅነት ከምዝሰርሕ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Nov 9, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ጋምቤል ንተፈፃምነት ስምምዕነት ሰላም ብቖራፅነት ከምዝሰርሕ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኡሞድ ኡጁሉ ገሊፆም፡፡ ላዕለዎት ኣመራርሓ ክልል ጋምቤላ ኣብ ትልሚ መሰረታዊ ጭብጥታትን ተፈጻምነት ሰምምዕነት ሰላም ተዛትዮም፡፡ ላዕለዎት ኣመራርሓ…