Fana: At a Speed of Life!

ስልጠና ዲፕሎማታት ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እዋናዊ ዛዕባ ዝጠመተ ስልጠና ዲፕሎማታት ተጀሚሩ። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ብርቱካን ኣያኖ ኣብ ዝገበርኡ መደረ፥ ኢትዮጵያ ዝተፈላለዩ ፅዕንቶታት ዲፕሎማሲ ምዃና ሓቢረን። ስለዝኾነ ዲፕሎማታት ዝዋኑ ዘገናዘበ ስራሕ…

ርእሳነ ምምሕዳር ክልላት ብሕልፈት ብሕልፈት ኣርቲስት ዓሊ ቢራ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሳነ ምምሕዳር ክልላት ብሕልፈት ብሕልፈት ኣርቲስት ዓሊ ቢራ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም። ርእሳነ ምምሕዳር ክልላት ኦሮሚያ፣ ኣምሓራ፣ ደቡብን ብሕልፈት ኣርቲስት ዓሊ ቢራ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም፡፡ እቶም ርእሳነ ምምሕዳር ኣብ መልእኽቶም÷…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ብሕልፈት ኣርቲስት ዓሊ ቢራ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ብሕልፈት ኣርቲስት ዓሊ ቢራ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዘውፅኡዎ መግለፂ ሓዘን÷ “ሕልፈት እቲ ፍሉጥ ድምፃዊ ንኢትዮጵያውያን ጉድኣት ኢዩ” ኢሎም። “ብዜማታቱ ሕብረት፣ ናፅነትን…

ድምፃዊ ዓሊ ቢራ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ክብሪ ዶክተር ኣርቲስት ዓሊ ቢራ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዩ። ልዕሊ 50 ዓመታት ኣብ ኢንዱስትሪ ሙዚቃ ዝፀንሐ ድምፃዊ ዓሊ ቢራ÷ ብዝሓደሮ ሕማም ብሕክምና እናተሓገዘ ከምዝፀንሐ ይፍለጥ፡፡ ትማሊ ኣጋግዘ ድማ ካብዛዐ ዓለም ብሞት…

ኣብ ማራቶን ሶዌቶ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓወት ቀኒዑዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ሶዌቶ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ማራቶን ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓወት ቀኒዑዎም። ብደቂ ተባዕትዮ ዳባ ኤፋ 2 ሰዓት 18 ደቒቕን 58 ሴከንድን ብምእታው ቀዳማይ ዝወፅአ እንትኸውን÷ ጋዲሳ በቀለ 2 ሰዓት 19 ደቒቕ 58 ሰከንድ…

ኣውሮፕላን ተጓዓዝቲ ታንዛኒያ ኣብ ቃላይ ቪክቶሪያ ተሓምሺሻ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)49 ሰባት ኣሳፊራ እናተጓዓዝ ዝነበረት ኣውሮፕላን ታንዛኒያ ኣብ ቃላይ ቪክቶሪያ ከምዝተሓምሸሸት ተገሊፁ። ካብ ዳሬሰላም ናብ ከተማ ቡኮባ እናተጓዓዘት ዝነበረት እታ ኣውሮፕላን÷ ኣውሎ ንፋስን ከቢድ ዝናብን ከመዘጋጠማን ንምሕምሻሻ ምኽንያት…

ጉባኤ ለውጢ ንብረት ኣየር ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ግብፂ ሻርም ኣል ሼክ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ለውጢ ንብረት ኣየር ሃገራት ኣፍሪካ ትኹረት ዝገበረ ጉባኤ ለውጢ ንብረት ኣየር ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ግብፂ ሻርም ኣል ሼክ ይሳለጥ ኣሎ። ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ኣብ ዝካየድ ጉባኤ÷ ሃገራት ኣፍሪካ ምሰ ለውጢ ንብረት ኣየር ንምልማድን…

ስምምዕት ሰላም ኣብዛ ሃገር ሰላም ንምዕሳልን ልምዓት ንምርግጋፅን መሰረት ዘቐምጥ እዩ ክብል ክልል ሃረሪ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስምምዕት ሰላም ኣብዛ ሃገር ሰላም ንምዕሳልን ልምዓት ንምርግጋፅን መሰረት ዘቐምጥን መንግስትን ህዝብን ገፁ ሙሉእ ንሙሉእ ናብ ልምዓት ንኸዙሩ ዕድል ዝፈጥርን እዩ ክብል ክልል ሃረሪ ገሊፁ፡፡ ኣብ ሞንጎ መንግስቲ ኢትዮጵያን ህወሓትን ዝተበፅሐ…

ብብርኪ ኣዲስ ኣበባ መርሃ ግብሪ ምፍላጥ “ረብሓ ሌማት” ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብርኪ ኣዲስ ኣበባ መርሃ ግብሪ ምፍላጥ "ረብሓ ሌማት" ኣብ ኣዳራሽ ሚሊኒየም ተኻይዱ። ካብዚ ብተወሳኺ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብምገባ ተምሃሮን ኣተኣላልያ ርስሓትን ብብርኪ ዓለም ተሸላሚ ንኽኸውን ኣስተዋፅኦ ንዝነበሮም ትካላትን ውልቀሰባትን…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ልኡኾምን ግብፂ ኣትዮም

አዲስ አበባ፣ ጥቅምት 27፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ልኡኾምን ግብፂ ሻርም ኣል-ሼይክ ኣትዮም። ኣብ ጉባኤ ለውጢ ንብረት ኣየር ውድብ ሕቡራት መንግስታት ንምሰታፍ ኢዮም ቀዳማይ ሚኒስትርን ልኡኾምን ናብ ግብፂ ዘምርሑ፡፡ እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦…