Fana: At a Speed of Life!

ሃገር ኣብ ፅኑዕ ሰረት ምንባር ሓላፍነት እዚ ትውልዲ ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕልሚን ባህጊን ኣቦታትና ብምብሳር ሃገር ኣብ ፅኑዕ ሰረት ምንባር ሓላፍነት እዚ ትውልዲ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ምጅማር 270 ሜጋ ዋት ምፍልፋል ሓይሊ ካልኣይ ተርባይን ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ…

ፕሮቶኮል መሰል ደቂኣንስትዮ ኣፍሪካ ኣብ መላእ ኣፍሪካ ክትግበር ይግባእ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሮቶኮል መሰል ደቂኣንስትዮ ኣፍሪካ ብመላእ ኣፍሪካውያን ደቂኣንስትዮ ክትግበር ይግባእ ክብላ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን። ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ኣብ ትዊተር ሒሳበን ኣብ ዘመሓላለፍኦ መልእኽቲ፥ ኣብ ኣፍሪካ መሰል ደቂኣንስትዮ ትኹረት ጌሩ…

ምዝገባ ሕጋዊ ሰነድ ዘይብሎም ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ዜጋታት ወፃኢ ተናዊሑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምዝገባ ሕጋዊ ሰነድ ዘይብሎም ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ዜጋታት ወፃኢ ክሳብ 13 ነሓሰ 2014 ዓ.ም ከምዝተናወሐ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ኣፈኛ እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር መለስ ኣለም ኣብ ዝሃብዎ ሰሙናዊ መግለፂ፥ መንግስቲ ኢትዮጵያ ምዝገባ…

ስነ ስርዓት ምጅማር ምፍልፋል ሓይሊ ካልኣይ ተርባይን ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ ስርዓት ምጅማር 270 ሜጋ ዋት ምፍልፋል ሓይሊ ካልኣይ ተርባይን ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ይካየድ ኣሎ። ሎሚ ዝጅመር ምፍልፋል ሓይሊ ካልኣይ ተርባይን ዩኒት 9 ኢዩ። 270 ሜጋ ዋት ምፍልፋል ሓይሊ ዘኽእል ኢዩ። ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ…

ኣትሌት ወርቅውሃ ጌታቸው ኣብ ዳይመንድ ሊግ ሞናኮ ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ትማሊ ለይቲ ኣብ ዝነበረ ውድድር መሰናክል 3 ሺሕ ሜትሮ ዳይመንድ ሊግ ሞናኮ ኣትሌት ወርቅውሃ ጌታቸው ተዓዊታ። እታ ኣትሌት ነቲ ውድድር ብ9 ደቒቓን 6 ሰከንድን 19 ማይክሮ ሰከንድን ብምዝዛም ኢያ ቀዳመይቲ ወፂኣ። ኣትሌት ዘርፌ ወንድማገኝ ድማ…

ኩባንያ ዎዳ ሜታልስ ናብ ኢንደስትሪ ፓርክ ንኸዓቢ ስምምነት ተፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ኩባንያ ዎዳ ሜታልስ ናብ ኢንደስትሪ ፓርክ ንኸዓቢ ዘኽእሎ ስምምዕነት ተፈራሪሙ። ብመሰረት እቲ ስምምዕነት÷ ኩባንያ ዎዳ ሜታልስ ኣብ ከተማ ሰበታ ሕዚ ዝርከበሉ 18 ነጥቢ 9 ሄክታር መሬት ትሕዝቶ ናብ 100 ሄክታር…

1 ሺሕን 19 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ብሰለስተ ዙር ብዝተገበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስራሕ ብሓፈሻ ቁፅሮም 1 ሺሕን 19 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ተመለስቲ ግቡእ ሓገዝን ክንክንን ብምግባር ናብ ዝተሰናደአሎም ግዚያዊ መዕረፊ ክኸዱ ከምዝተገበረ…

ውድድር ሱፐር ሊግ ኣፍሪካ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኮንፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኣፍሪካ ፓትሪስ ሞትሴፔ ምስ ፊፋ መዘነኦም ጂያኒ ኢንፋንቲኖ ብምዃን ውድድር ሱፐር ሊግ ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ ዕላዊ ገይሮም። እቲ ውድድር ዕላዊ ኣብ ዝኾነሉ እዋን ቀዳማይ ሚኒስትር ታንዛኒያ ቃሲም ማጃሊዋ ተረኺቦም፡፡…

ኣብ ጋምቤላ ፀገማት ፀፅታ ንምፍታሕ ልዝብ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ፀፅታ ክልል ጋምቤላ ኣብቲ ክልል ዝረአዩ ፀገማት ፀፅታ ንምፍታሕ ኣብ ዘኽእል ኩነታት ልዝብ ይካየድ ኣሎ። ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ኡመድ ኡጁሉ÷ ውዳበ ቤት ምኽሪ ፀፅታን ታሐተዎት ኣቢያተ ምኅሪ ፀፅታን ብግቡእ ምጥንኻር ኣብ…

ምርምር ድሕንነት ሳይቨር ንምስላጥ ስምምዕነት ተፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምርምር ድሕንነት ሳይቨር ኢትዮጵያ ንምሕላው ኣብ ሞንጎ ምምሕዳር ድሕንነት መርበብ ሓበሬታን ሸሞንተ ዩኒቨርሲታት ኢትዮጵያን ስምምዕነት ተፈሪሙ፡፡ እቲ ስምምዕነት ክታም ጥራሕ ዘይኮነስ ኣብ ቀፃሊ ድሕንነት ሳይቨር ሃገር ብምሕላው ከምኡ እውን ወለዶ…