Fana: At a Speed of Life!

ዩኒቨርሲቲ ጂግጂጋ  ን30 ሶማሊያውያን ተምሃሮ ናፃ ዕድል ትምህርቲ ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ጂግጂጋ  ን30 ሶማሊያውያን ተምሃሮ ናፃ ዕድል ትምህርቲ ሂቡ። ኣመሓዳሪ ግዝኣት ደቡብ ምዕራብ ሶማሊያ  ኣሲስ ላፍታግሪን ምስ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ፣ ፕሬዚዳነት ዩንቨርስቲ ጅግጅጋ ዶክተር በሺርን ዓበይቲ ዓዲ…

ኤክስፖ ቴክኖሎጂ ኣፍሪካ ኣብ ዝቕፅል ጳጉሜ ኣብ ኢትዮጵያ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤክስፖ ቴክኖሎጂ ኣፍሪካ ካብ 2 ክሳብ 4 ጳጉሜ 2014 ዓ.ም ኣብ ኢትዮጵያ ከምዝካየድ ተገሊፁ። ጆርካ ኤቨንትስን ኤቲኤክን ብሓባር ዘሰናድእዎ እቲ ኤክስፖ÷ ኩባኒያታት ቴክኖሎጂ ኣፍሪካ፣ ኣውሮፓ፣ ኤስያንን ሰሜን ኣሜሪካን ክሳተፉሉ ኢዮም ተባሂሉ።…

ሓደጋ ውሕጅ ብምክልኻል ዝናብ ኣብ ዝሓፅሮም ከባቢታት ናብ ረብሓ ክውዕል ይግባእ – ዶ/ር ኢንጂነር ሃብታሙ ኢተፋ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓደጋ ውሕጅ ብምክልኻል ብፍላይ ሕፅረት ዝናብ ኣብ ዘለዎም ከባቢታት ናብ ረብሓ ክውዕሉ ምግባር ከምዝግባእ ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጂነር ሃብታሙ ኢተፋ ገሊፆም። ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን ኣብ ከይዲ ስራሕቲ ቅድመ መጠንቀቕታን ቅድመ…

ውሕመ ንጎንፂ እስራኤልን ፍልስጤምን ዘላቒ መፍትሒ ክወሃብ ሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ንጎንፂ እስራኤልን ፍልስጤምን ዘላቒ መፍትሒ ክወሃብ ሓቲቱ። ፍሉይ ኣተሓባባሪ ከይዲ ሰላም ማእኸላይ ምብራቕ ውሕመ ቶር ዌንስላንድ፥ ኣብ መንጎ ከልቲአን ሃገራት ትማሊ ዝተገበረ ስምምዕነት ደው ምባል ተዂሲ ዘተኣማምን…

“ኤፍ.ቢ.ኣይ” ኣብ መንበሪ ገዛ ትራምፕ ሃንደበታዊ ፍተሻ ከምዝገበረ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ምርመራ ኣሜሪካ (ኤፍ ቢ ኣይ)ፍሎሪዳ ኣብ ዝርከብ መንበሪ ገዛ ነበር ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ሃንደበታዊ ፍተሻ ከምዝገበረ ተገሊፁ፡፡ ኣካላት ፍትሒ ክሳብ ሕዚ ነቲ ሃብደበታዊ ፍተሻ ኣመልኪቶም ዝሃቡዎ ርኢቶ የለን ተባሂሉ፡፡ እቲ…

ከተማታትና ሓምለዎት ውቁባትን ፅሩያትን ብምግባር ንነበርተን ምቹኣት ንምግባር ይስራሕ ኣሎ-ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከተማታትና ሓምለዎት ውቁባትን ፅሩያትን ብምግባር ንነበርተን ምቹኣት ንምግባር ይስራሕ ኣሎ ክብላ ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ ገሊፀን። መርሃ ግብሪ ርኽክብ ጓሓፍ እተን ከተማታት ናብ ፍሪያት ንምቕያር ዘገልግል ማሽን መጥሓን…

ስሩዕ ጉባኤ ክልል ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ህዝብታት ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ስሩዕ ጉባኤ ክልል ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ህዝብታት ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ቤት ምኽሪ፥ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ መደባት ኣፈፀምቲ ኣካላት፣ ፀብፃብ ላዕለዋይ ቤት ፈርዲን ዋና ኢዲተርን ከምኡውን ትልሚ በጀት ዓመት 2015ን ካልኦት ኣዋጃትን መርሚሩ ከፅድቕ ኢዩ…

ኬኒያውያን ፕሬዚዳንታዊ መረፃ የካይዱ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኬኒያውያን ፕሬዚዳንታዊ መረፃ ሎሚ መዓልቲ የካይዱ ኣለዉ። ኣብቲ ፕሬዚዳንታዊ ምርጫ፥ ነበር ፕሬዚዳንት ኡሁሩ ኬንያታ ዝትክኡ ኣርባዕተ ሕፁያት ቀሪቦም። ይኹን እንበር ኣብቲ ምርጫ፥  ምክትል ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ዊሊያም ሩቶን ነበር ቀዳማይ…

ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፈ ሓደ ወርሒ ፀፅታን ድሕንነትን ኣብ  ምሕላው ዕውት ስራሕ ከምዝተስርሐ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፈ ሓደ ወርሒ ፀፅታን ድሕንነትን ኣብ  ምሕላው ዕውት ስራሕ ከምዝተስርሐ ላዕለዎት ኣመራርሣ ገሊፆም። ኣማኻሪ ብሄራዊ ድሕንነት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣምባሳደር ሬድዋን ሁሴን፥ ኣብቲ ወርሒ መሰል  ብሰላም ምንባር ዜጋታት ኣብ ሓደጋ…

998 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ብሰለስተ ዙር ብዝተገበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስራሕ ብሓፈሻ ቁፅሮም 998 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ናብ ሃገሮም ካብ ሞንጎ ዝተመለሱ 985 ደቂ ተብዕትዮን ሓንቲ ጓል ኣንስተይቲን ከምዝኾኑ ተገሊፁ፡፡…