Fana: At a Speed of Life!

ኣፈፃፅማ ስራሕ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ቀዳማይ ሚኒትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝተረኸቡሉ ተገምጊሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈፃፅማ ስራሕ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ቀዳማይ ሚኒትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝተረኸቡሉ ተገምጊሙ። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር÷ ንኣመራርሓታት እታ ከተማ ብምርካብ ኣፈፃፅማ በጀት ዓመት 2014 ዓ.ምን ኣፈፃፅማ ርብዒ ዓመት 2015 ዓ.ም ገምጊሞም።…

ኢትዮጵያን ሱዳንን ኣብ ክሊ ዘይሕጋዊ ዝውውር ሰባትን ፀፅታን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ዘተ ኣሳሊጠን

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ሱዳንን ኣብ ክሊ ዘይሕጋዊ ዝውውር ሰባትን ፀፅታን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ዘተ ተሳሊጡ። ላዕለዎት ወተሃደራዊ ኣመራርሓ ከልቲአን ሃገራት ኣብ ከተማ መተማ የውሃንስ ብምርኻብ እቲ ቀጣና ናይ ሰላምን ልምዓትን ኮሪደር ንምግባርን…

ኣብ ክልል ደቡብ 29 ጥሪ ንዝካየድ ህዝበ ውሳኔ ምዝገባ መረፅቲ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሔራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ብሄር ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ደቡብ ዝርከባ ሽዱሽተ ዞባታትን ሓሙሽተ ፍሉያት ወረዳታትን 29 ጥሪ 2015 ዓ.ም ህዝበ ውሳኔ ከምዘካይድ ገሊፁ። እቲ ቦርድ ነዚ ዕላማ ኣብ ዘውፀኦ ግዘ ሰለዳ መሰረት ብምግባር…

ድሕሪ ስምምዕነት ሰላም ብጎንፂ ንዝተጎድኡ ልዕሊ 8 ነጥቢ 3 ሚሊየን ዜጋታት ዝተማልአ ፈላማይ ዙር ደገፍ ከምዝተገበረ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣2015( ኤፍ ቢ ሲ)ድሕሪ ስምምዕነት ሰላም ብጎንፂ ንዝተጎድኡ ልዕሊ 8 ነጥቢ 3 ሚሊየን ዜጋታት ዝተማልአ ፈላማይ ዙር ደገፍ ከምዝተገበረ ብሄራዊ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስግኣት ሓደጋ ገሊፁ። ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን ኣምባሳደር ሽፈራው ተ/ማሪያም መስ ትካላት ኣቕረብቲ ደገፍ…

ሃገራዊት ጋንታ ኣርጀንቲና ኣብ ርእሰ ከተማኣ ቦነስ ድሙቕ ኣቀባብላ ተገይሩላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሾ እግሪ ኣርጀንቲና ናብ ርእሰ ከተማኣ ቦነስ ኣይረስ እንትትበፅሕ ድሙቕ ኣቀባብላ ተገይሩላ። ብኣማኢት ኣሽሓት ዝቑፀር ህዝቢ ኣርጀንቲና ናብ ጎደናታት ቦነስ ኣይረስ ብምውፃእ ድሙቕ ኣቀባብላ ገይሩላ። ኣብ ዝሓለፈ ሰንበት…

ናፃ ንግዲ ቀጠና ድሬዳዋ ኣብ መዓልቲ ልዕሊ 150 ናይ ፅዕነት ተሸከርከርቲ የስተኣናግድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ናፃ ንግዲ ቀጠና ድሬዳዋ ንምስላጥ ዝተሃነፀ ዘበናዊ ደረቕ ወደብ ኣብ መዓልቲ ልዕሊ 150 ናይ ፅዕነት ተሸከርከርቲ እናተኣናገደ ከምዝርከብ ትካል ኣገልግልሎት ትራንስፖርት ባሕሪን ሎጂስቲክስን ገሊፁ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ንኢትዮጵያን…

ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ኣብ ቀጠና ወፍሪ ናይ ዝርከቡ ክፋላት ሕብረተሰብ ዝባፅሑ ዝራእቲ ኣኪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል መበል 22 ክፍለ ሰራዊት ኣብ ቀጠና ወፍሪ ናይ ዝርከቡ ክፋላት ሕብረተሰብ ዝባፅሑ ዝራእቲ ኣኪቦም። መራሒ ህንፀት ስነ-ልቦና እቲ ክፍለ ሰራዊት ሻምበል ኣዲሱ ኣለማየሁ÷ ቅድሚት ንህዝቢን ንሃገርን ዝብል መግለፂ እቲ ትካል…

ባንኪ ኢንተርናሽናል ኣንበሳን ወጋገንን  ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ትግራይ ኣገልግሎት ምሃብ ጀሚሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ኢንተርናሽናል ኣንበሳን ወጋገንን  ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ትግራይ ኣገልግሎት ምሃብ ጀሚሮም። ባንኪ ኢንተርናሽናል ኣንበሳ ኣብ ሽረ አንዳስላሰን ከባቢኡን ኣገልግሎት ምሃብ ምጅማሩ ኣፍሊጡ። ብተመሳሳሊ ባንኪ ወጋገን ኣብ ኣላማጣን ጥሙጋን…

ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ሽረ፣ ኣላማጣን ኮረምን ኣገልግሎት ምሃብ ምጅማሩ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ነግዲ ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ሽረ፣ ኣላማጣን ኮረምን ኣገልግሎት ምሃብ ምጅማሩ ኣፍሊጡ። እተን ባንኪታት ዝተገበረ ስምምዕነት ሰላም ስዒቡ ካብ ውሽጢ ዓዲን ወፃእን ዝለኣኽ ገንዘብ ናይ ቕባልን ምቕማሽን ኣገልግሎት ምሃብ ምጅማሩ ካብቲ ባንኪ…

ከተማ ዓብደራፊዕ ዳግም ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ረኺባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከተማ ዓብደራፊዕ ድሕሪ ክልተ ዓመት ትማሊ ምሸት ዳግም ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ረኺባ። ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ከምዝበሎ፥ እታ ከተማ ስራሕቲ ፅገና ማእኸላይ ታሕተዋይ መስመር ብምዝዛሙ ኢያ ተረባሒት ኣገልግሎት ኮይና። እዋናዊ ሓበሬታ…