ግብረ ራዕዲ ሸኔ ዝመሸገሉ ከባቢታት ብመፅናዕቲ ብምፍላይ ስጉምቲ ምድምሳስ ይካየድ ኣሎ-ሓላፊ ወፍሪ ክፍለ ሰራዊት
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ሸኔ ዝመሸገሉ ከባቢታት ብመፅናዕቲ ብምፍላይ ስጉምቲ ምድምሳስ ይካየድ ኣሎ ሓላፊ ኣብቲ ከባቢ ዝተዋፈረ ክፍለ ሰራዊት ገሊፆም።
ኣብ ዞባ ቀሌም ወለጋ ኣብ ልዕሊ ግብረ ራዕዲ ሸኔ ዘየዳግም ስጉምቲ ዝወሰድ ዘሎ ክፍለ ሰራዊት፥ ዕጡቓት እቲ…