ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ስለሺ ምስ ልዕሊ 50 ሰብ ሃፍቲ ኣሜሪካ ዘቲዮም Desta Oct 19, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ስለሺ በቀለን ሚኒስትር ገንዘብ ኢዮብ ተካሊኝን ምስ ልዕሊ 50 ሰብ ሃፍቲ ኣሜሪካ ዘቲዮም። እቶም ሰብ ሃፍቲ፥ ኢትዮጵያ ካብ ኣገዋ ምውፅኣ ዘስዕቦ ፅዕንቶ ኣብሪሆም። ብኣሽሓት ዝቑፀራ ደቂ ኣኒስቲዮ ኣልቦ ስራሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ኣዋርሕ ኣብ ኢትዮጵያ ዝተፈተኑ ልዕሊ 1 ሺሕን 600 መጥቃዕቲታት ሳይበር ምፍሻል ተኻኢሉ Desta Oct 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ኣዋርሕ ኣብ ኢትዮጵያ ዝተፈተኑ ልዕሊ 1 ሺሕን 600 መጥቃዕቲታት ሳይበር ምፍሻል ከምዝተኽኣለ ምምሕዳር ድሕንነት መረብ ኢንፎርሞሽን ኣፍሊጡ።። ትካላት ተመሳሳሊ መጥቃዕቲ ኣብ ዘጋጠመን እዋን ብ933 ናፃ መስመር ስልኪ ነቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ክልተ ቦይንግ 787 ድሪምላይነር ኣውሮፕላናት ንምእታው ኣብ ምድላው ይርከብ Gebremariam Weldegerima Oct 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ቀፃሊ ተወሰኽቲ ክልተ ቦይንግ 787 ድሪምላይነር ኣውሮፕላናት ንምእታው ኣብ ምድላው ከምዝርከብ ገሊፁ። ቦይንግ 787 ድሪምላይነር ኣውሮፕላን ኣብ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ንፈለማ እዋን በረራ ዝጀመረሉ 10ይ ዓመት ተኸቢሩ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትሕቲ ሰራዊት ምክልኻል ዝርከባ ከተማታት ትግራይ ሰብኣዊ ሓገዝ ንምስላጥ ይስራሕ ኣሎ – መንግስቲ Gebremariam Weldegerima Oct 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ሰብኣዊ ኣቕርቦትን ኣገልግሎትን ኣብ ምጅማር ኣመልኪቱ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ መግለፂ ሂቡ። ሰራዊት ምክልኻል ኣብ ክልል ትግራይ ኣብዚ ሰሙን ዝተወሰኑ ከተማታት ከምዝተቖፃፀረ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣዲስ ኣበባ ብፕሮግራም ምገባ ተምሃሮ ዝበለፀ ተመክሮ ተዓዊታ Desta Oct 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣዲስ ኣበባ ብፕሮግራም ምገባ ተምሃሮ ዝበለፀ ተመክሮ መበል ሻምናይ ስምምዕነት ግሎባል ፖሊሲ ምግቢ ከተማ ሚላን ዘላቒ ኣመጋግባን ስነ ምግብን ዓውዲ ተዓዊታ። ኣዲስ ኣበባ እቲ ሽልማት፥ ብብርኪ ዓለም ምስ 133 ከተማታት ተወዳዲራ ከምዝረኸበቶ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ መድረኽ ዘተ ሓይሊ ምክልኻል ኣፍሪካ-ህንዲ ትሳተፍ ኣላ Desta Oct 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ብሚኒስትር ምክልኻል ፌዴሪኢ ዶክተር ኣብረሃም በላይ ዝምራሕ ልኡኽ ኣብ መድረኽ ዘተ ሓይሊ ምክልኻል ኣፍሪካ-ህንዲ ይሳተፍ ኣሎ። ዶክተር ኣብርሃም፥ እቲ ዘተ ክልቲአን ሃገራት ኣብ ዓውዲ ምክልኻል ትሕብብረን ንምጥንኻር ዘኽአል ኣጋጣሚ ከምዝፈጥር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ካብ ሓሙሽተ ዝተሓረዩ ከባቢታት ኢንቨስትመንት ሓንቲ ንምግባር ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ Desta Oct 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) 18 ክሳብ 19 ጥሪ 2015 ዓ.ም ብቐንዱ ኣብ ዓውዲ ልምዓት ትሕዝቶ መሬት ኢትዮጵያ ካብ ሓሙሽተ ዝተሓረዩ ከባቢታት ኢንቨስትመንት ሓንቲ ንምግባር ይስራሕ ከምዘሎ ኮርፖሬሽን ልምዓትን ባንኪን መሬት ፌዴራል ኣፍሊጡ። "ኢንቨስት ኦሪጅንስ" ዝተብሃለ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብኣይተ ዑመር ሑሴን ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ፎረም ምግቢ ዓለም ይሳተፍ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Oct 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ሕርሻ ኣይተ ዑመር ሑሴን ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ሮም እናተኻየደ ዝርከብ ፎረም ምግቢ ዓለም ይሳተፍ ኣሎ። ፎረም ምግቢ ዓለም ኣብ ጣሊያን ከተማ ሮም ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 17 ክሳብ 21 ጥቅምቲ 2022 ዝፀንሕ መድረኽ እንትኸውን÷…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝተፈላለዩ ረቀቕቲ ኣዋጃት ናብ ቀዋሚ ኮሚቴ ፕላንን ልምዓትን መሪሑ Desta Oct 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ዝተፈላለዩ ረቀቕቲ ኣዋጃት ናብ ቀዋሚ ኮሚቴ ፕላንን ልምዓትን መሪሑ። እቲ ቤት ምኽሪ ሎሚ መዓልቲ ፈላማይ ስሩዕ ኣኸብኡ ኣሳሊጡ። ኣብቲ ዘካየዶ ኣኼባ ቶም ረቀቕቲ ኣዋጃት ብዝምልከት ካብ ኣባላት እቲ ባይቶ ሕቶታት…
ቢዝነስ ኢትዮ-ቴሌኮም ሓዱሽ ዲጂታል ማእኸል መውሃቢ ኣገልግሎት ምትግባሩ ኣፍሊጡ Desta Oct 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ-ቴሌኮም ሓዱሽ ዲጂታል ማእኸል መውሃቢ ኣገልግሎት(Cloud based Contact center Solution) ምትግባሩ ኣፍሊጡ። ዋና ኣፈፃሚት ስራሕ እቲ ኩባኒያ ፍሬህይወት ታምሩ፥ እቲ ማእኸል ንዓማዊል ዝሓሸ ኣገለግሎት ዝወሃበሉ ኢዩ ኢለን።…