ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብጀነሬሽን ኣንሊሚትድ ናብ ዓለም ለኸ ውድድር ዝቐርቡ ጉጅለታት ተፈሊዮም Gebremariam Weldegerima Apr 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብጀነሬሽን ኣንሊሚትድ ናብ ዓለም ለኸ ውድድር ዝቐርቡ ክልተ ጉጅለታት ከምዝተፈለዩ ሚኒቴር ስራሕን ክእለትን ኣፍሊጡ። ብኣተሓባባርነት ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ዝተሰናደአ ውድድር መናእሰይ ፈጠራ ሓሳብ ፀገም ፈታሒ ስራሕ ጀነሬሽን ኣንሊሚትድ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብምኽንያት ከቢድ ክረምታዊ ዝናብ ዝፈጥር “ላሊና” ዝፍጠር ሓደጋ ውሕጅ ንምክልኻል ምድላው ይግባእ – ኣይተ ደመቀ መኮንን Gebremariam Weldegerima Apr 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምኽንያት ከቢድ ክረምታዊ ዝናብ ዝፈጥር "ላሊና" ዝፍጠር ሓደጋ ውሕጅ ንምክልኻል ምድላው ምግባር ከምዝግባእ ምክትል ቀዳማይ ሚኒትር ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣተሓሳሲቦም። ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒትር ጉዳያት ወፃኢን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ምስ ደቡብ ኮሪያ መዘነኦም ኪም ዋን ጁንግ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Apr 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዲኤታ ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ምስ ደቡብ ኮሪያ መዘነኦም ኪም ዋን ጁንግ ተዛቲዮም። ኣምባሳደር ሬድዋን ኣብ ዘተኦም፥ ኢትዮጵያ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 1963 ጀሚሩ ምስ ደቡብ ኮሪያ ጥቡቕ ርክብ ከምዝነበራ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብምሃብን ብምክፋልን ወለዶ ምህናፅ ይከኣል ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ Desta Apr 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምሃብን ብምክፋልን ወለዶ ምህናፅ ከምዝከኣል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ቤተ መፃሕፍቲ ኣብርሆት ኣብ ዝተኻየደ መርሃ ግብሪ ርኽክብ መፃሕፍቲ ተዛሪቦም። ኣብ ስነ-ስርዓት እቲ ርኽክብ ዝተረኸቡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዋና ኦዲተር ፌዴራል ፀብፃባቱ ብፅሬትን እዋኑ ዝሓለወን ንኸቕርብ ተሓቲቱ Gebremariam Weldegerima Apr 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ዕዮ ዋና ኦዲተር ፌዴራል ኣፈፃፅማ ፀብፃብ ትልሙ ብፅሬትን እዋኑን ንኸቕርብ ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ምምሕዳርን ቁፅፅርን ወፃኢ መንግስቲ ሓቲቱ። እቲ ቀዋሚ ኮሚቴ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ትልሚ 6 ኣዋርሕ ቤት ዕዮ ዋና ኦዲተር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ፍርዲ ኣብ መዝገብ ክሲ እኒ ዶክተር ደብረፅዮን ዝተኻተቱ ተኸሰስቲ ብመራኸብቲ ሓፋሽ ንኽፅውዑ ትእዛዝ ሂቡ Gebremariam Weldegerima Apr 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ኣብ መዝገብ ክሲ እኒ ዶክተር ደብረፅዮን ዝተኻተቱ ተኸሰስቲ ብጋዜጣን ብኢትዮጵያ ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬሽን (ኢቢሲ) ፃውዒት ንኽግበረሎም ትእዛዝ ሂቡ። ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ሎሚ መዓልቲ ኣብ ክልል ትግራይ ብዘሎ ነባራዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንኢንዱስትሪ ኮንስትራክሽን ብውፅኢት ሃገር በቆል ምርምር ዓቢዪ ትኹረት ምሃብ ይግባእ – ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ Gebremariam Weldegerima Apr 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ተወዳዳራይነት ኢንዱስትሪ ኮንስትራክሽን ንምድንፋዕ ብውፅኢት ሃገር በቆል ምርምር ዓቢዪ ትኹረት ምሃብ ከምዝግባእ ሚኒስትር ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ወይዘሮ ጫልቱ ሳኒ ገሊፀን። እተን ሚኒስትር ዝዚ ዝበላ፥ “ስራሕቲ ፈጠራን ኮንስትራክሽን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማዕቐብ ፀገም ኣብ ዘጋጠመን ሃገራት ዝነብሩ ዜጋታት ዝጉድእ ኢዩ-ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል Desta Apr 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ማዕቐብ ሰብኣዊ ቅልውላው የበኣእስ፤ ፀገም ኣብ ዘጋጠመን ሃገራት ዝነብሩ ዜጋታት ዝጉድእ ኢዩ ክብል ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ተዛሪቡ። መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ትግራይ ሓገዝ ንምስላጥ ጎንፂ ደው ናይ ምባል ውሳነ ምውሳኑ በእወንታ ከምዝርእዮ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብፀገም ፀፅታን ቀረብ ሓይሊን ስራሕ ዘቋረፁ 2 ሺሕ ዝኾኖኑ ኢንተርፕራይዛት ስራሕ ንምጅማረ ይስራሕ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Apr 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ ብፀገም ፀፅታን ቀረብ ሓይሊን ስራሕ ዘቋረፁ 1 ሺሕ 929 ኢንተርፕራይዛት ስራሕ ንምጅማረ ብምውዳድ እናተሰርሐ ምዃኑ ኢንተርፕራይዝ ልምዓት ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኢንተርፕራይዝ ልምዓት ኢትዮጵያ ኣፈጻፅማ ስራሕ ዝሓለፉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እቲ ሚኒስቴር ኣብ ዋግህምራ ንዝርከቡ ተመዛበልቲን ትካላትን ንምጥያሽ ዝውዕል 23 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Apr 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒሰስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ብኲናት ዝዓነዉ ትካላት ንምጥያሽን ተመዛበልቲ ወገናት ንምሕጋዝን ዝውዕል 23 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ናውቲ ገይሩ። እቲ ሓገዝ ዩኒቨርሲቲ ወሎን ወልድያን ሓዊሱ ኣብ ሰሜን ወሎ ዋግህምራ ንዝርከቡ ትካላትን…