ሕቡራት ኤሜሬትስ ዓረብ ኣብ ኢትዮጵያ ንሰብኣዊ ሓገዝ ዝኸውን ሓገዝ 6 ሚሊየን ዶላር ገይራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕቡራት ኤሜሬትስ ዓረብ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ፀገም ንዝርከቡ ወገናት ዝኸውን ሓገዝ 6 ሚሊየን ዶላር ገይራ።
እቲ ሓገዝ ብዩኒሴፍ ኣቢሉ ብድርቂ ነዝተጎድኡ ኣርባዕተ ክልላት ዝወሃብ ከምዝኾነ ተገሊፁ።
እዚ ድማ በቲ ድርቂ ንሕፅረት ምግቢ ንዝተቓልዑ…