Fana: At a Speed of Life!

ከተማዊ ውፅኢት ፈተና ሻመናይ ክፍሊ ኣዲስ ኣበባ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከተማዊ ውፅኢት ፈተና ሻመናይ ክፍሊ 2014 ዓ.ም ኣዲስ ኣበባ ዕላዊ ኮይኑ። ቢሮ ትምህርቲ እታ ከተማ ከምዝበሎ፥ ንፈተና ካብ መንጎ ዝቐረቡ እቶም 63 ነጥቢ 9 ሚኢታዊት 50ን ካብኡ ንላዕሊን ውፅኢት ኣመዝጊቦም። እዚ ብመንፅር ኣእ ዝሓለፉ…

ሓዳሽ ፕሬዚዳንት ህንዲ ድሮፓዲ ሙርሙ ቃለ ማሕላ ፈፂመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ )ድሕሪ 15 ዓመታት ሓዳሽ ጓ ኣንስተይቲ ፕሬዚዳንት ህንዲ ኮይነን ዝተመረፃ ድሮፓዲ ሙርሙ ቃለ ማሕላ ከምዝፈፀማ ተገሊፁ፡፡ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ርእሰ ከተማ እታ ሃገር ኒው ደልሂ ኣብ ዝርከብ ማእኸላዊ ፓርላማ ኣዳራሽ ቃለ ማሕላ ዝፈፀማ ድሮፓዲ ሙርሙ፥…

ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን ኣብ ክልል ዓፋር ብኲናት ንዝተሃሰዩ ዜጋታት ደገፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን፣ ኣገልግሎት ስተቲክስ ኢትዮጵያ፣ ኢንስቲትዩት መፅናዕቲ ፖሊሲ ኢትዮጵያን በዓል መዚ ሓለዋ ከባቢን ኣብ ክልል ዓፋር ብኲናት ንዝተሃሰዩ ዜጋታት ደገፍ ገይሮም። እቶም ትካላት ሓሙሽቲ ሚሊየን ግምት ዘለዎም ዝተፈላለዩ ደገፋን…

ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ መበል ሳልሳይ ስሩዕ ጉባኤኡ ምክያድ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ መበል ሳልሳይ ስሩዕ ጉባኤኡ ምክያድ ጀሚሩ። ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ዶክተር ይልቃል ከፋለኣፈፃፅማ መደባት 2014 ዓ.ም ኣብቲ ጉባኤ ከቕርቡ ኢዮም ተባሂሉ። ኣብ ምኽባር ሕጊ፣ ህንፀት ዘላቒ ሰላምን ምስ ጎረባብቲ…

ኢትዮጵያ ኣብ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ካብ ዓለም ካልኣይ ደረጃ ብመሓዝ ዛዚማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2014 (2014) ኢትዮጵያ ኣብ ኦሪገን ዝተኻየደ መበል 18 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ካብ ዓለም ካልኣይ ደረጃ ብመሓዝ ዛዚማ። ኣብቲ ውድድር ኣርባዕተ ወርቂ፣ ኣርባዕተ ብሩርን ክልተ ነሓስን ብድምር 10 ሜዳሊያታት ብምርካብ ኢያ ካልአይቲ ክትወፅ ክኢላ። ብማራቶን…

ኣብ መዛዘሚ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ዝተኻየዱ ውድድራት ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ኣይተዓወቱን

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2014 (2014)ሎሚ ወጋሕታ ኣብ ዝተኻየዱ መዛዘሚ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ውድድራት ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓወት ኣይቀንዖምን። ኣብ ናይ ሎሚ ወጋሕታ መዛዘሚ ውድድር ብ5 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ተባዕትዮን ብ800 ሜትሮ ውድድር ደቂ ኣንስትዮን ኢትዮጵያን ኣትሌታት ተሳቲፎም…

ርዕሰ ምምሕዳር ሙስጠፌ ካብ ወፍሪ ሁልሁል ዝተመለሰ ፍሉይ ሓይሊ እቲ ክልል ናብ ዶብ ኣፋኒዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርዕሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ናብ ጣቢያ ሁልሁል ሸሊኹ ዝኣተወ ጉጅለ ኣልሻባብ ንምድምሳስ ዝተመለሰ ፍሉይ ሓይሊ እቲ ክልል ናብ ዶብ ኣፋኒዮም። እቶም ርእሰ ምምሕዳር፥ ብዞባ ኣፍዴር ወረዳ ቆህሌ ጣቢያ ሁልሁል ኣቢሉ ሸሊኹ…

ብዘይሕጋዊ መገዲ ናብ ኣዳማ እናኣተወ ዝነበረ 4 ሺሕን 603 ጠያይቲ ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበገሲኡ መተሃራ ብምግባር ናብ ከተማ ኣዳማ እናኣተወ ዝነበረ 4 ሺሕን 603 ጠይት ምሓዙ ኮሚሽን ጉምሩኽ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። 1 ሺሕን 828 ጠያይቲ ክላሽን 2 ሺሕን 775 ጠያይቲ ብሬንን ብሰራሕተኛታት ኮሚሽን ጉምሩኽን ኣባላት ፖሊስ ፌዴራልን ኢዮም…

ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ጂቡቲን ዘሎ ርክብ ብዝበለፀ ምጥንኻር ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ልዝብ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ጂቡቲ ምባሳደር ብርሃኑ ፀጋዬ ምስ ሚኒስትር ሰራሕተኛ ጂቡቲ ኦማር ኣብዲ ሰይድ ተዛቲዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ክልተኣዊን ዞባዊን ጉዳያት ከምዝዘተዩ ኣምባሳደር ብርሃኑ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ፅሒፎም፡፡…

ሚኒስትር ጉዳያ ወፃኢ ሩሲያ ሰርጌይ ላቭሮቭ ናብ ካይሮ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ሚኒስትር ጉዳያ ወፃኢ ሩሲያ ሰርጌይ ላቭሮቭ ዕላዊ ዑደት ንምግባር ናብ ካይሮ ኣቲዮም፡፡ ኣቐባሊ ቃል ሚኒስትር ጉዳያ ወፃኢ ሩሲያ ማሪያ ዛካሮቫ ከምዝሓበሩዎ፥ ላቭሮቭ ኣብ ካይሮ ፃንሒቶም ምስ ሰብ መዚ ግብፂ ክዝትዩ ኢዮም ዝብል ትፅቢተር ኣሎ፡፡…