ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ውሽጣዊን ደጋዊን ፅዕንቶታት ተፃዊሩ እናተጓዓዘ ምዃኑ ኣይተ ኣህመድ ሺዴ ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ውሽጣዊን ደጋዊን ፅዕንቶታት ተፃዊሩ እናተጓዓዘ ምዃኑ ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣህመድ ሺዴ ገሊፆም።
መበል 19 ዓለም ለኸ ጉባኤ ማሕበር ኢኮኖሚስታት ኢትዮጵያ ይሳለጥ ኣሎ፡፡
ኣይተ ኣህመድ ሽዴ ኣብቲ ጉባኤ ኣብ ዘስምዑዎ…