Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ታኒዛኒያ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ ኢትዮጵያዊያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ታኒዛኒያ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ 66 ኢትዮጵያዊያን ሎሚ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ዓለም ለኸ ዳይሬክተር ትካል ስደተኛታት ታኒዛኒያ ዶክተር ቃሲም ሱፊ፥ እቶም ዜጋታት ኣብ ምምላስ ዓለም ለኸ ትካል ስደተኛታት፣ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብታ ሃገር፣…

ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ልዕሊ ሩሲያ ዘንበሮ ማዕቐብ ንምልሕላሕ ከምዘአንፈተ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ልዕሊ ሩሲያ ዘንበሮ ማዕቐብ ብምልሕላሕ ብብርኪ ዓለም ዘሎ ቅልውላው ነግዲ ዘበናዊ ድኹዕን ምግበን ንምቅልጣፍ ከምዘአንፈተ ተገሊፁ። እቶም መመሓየሺታት ማዕቐብ መፃኢ ዕለተ ረቡዕ ክፀድቁ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ኣሎ። ብፍላይ…

ኣብ ኢትዮጵያ ምምዝባል ንምንካይ የኽእል ዝተብሃለ ፕሮጀክት ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ሰላም ምስ ዓለም ለኸ ትካል ስደተኛታት (ኣይ ኦ ኤም)ን ምስ ትካል ልምዓት ደቡብ ኮሪያው (ኮይካ)ን ብምዃን ኣብ ኢትዮጵያ ምምዝባል ንምንካይ ዘኽእል ፕሮጀክት ብዕሊ ስራሕ ጀሚሩ። እቲ ፕሮጀክት ብተፈጥሮ ሓደጋታት ብጎንፂ ዝተጎድኡ ከባቢታት…

ኣሜሪካ ተወሳኺ ሓገዝ 55 ሚሊየን ዶላር ንኢትዮጵያ ኣበርኪታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ኢትዮጵያ ውሕስና ምግቢ ንምርግጋፅ ትገብሮ ፃዕሪ ንምሕጋዝ ዝውዕል ተወሳኺ 55 ሚሊየን ዶላር ንኢትዮጵያ ኣበርኪታ። እቲ ሓገዝ ብዓለም ለኸ ትካል ተራድኦ ኣሜሪካ ኣቢሉ ከምዝተገበረ ተገሊፁ፡፡ ትካል ዓለም ለኸ ተራድኦ ኣሜሪካ ዝገበሮ…

ኣብ ምትሕብብር ኢኮኖሚ ኢትዮጵያን ህንድዲን ዝጠመተ ልዝብ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ህንዲን ምትሕብባር ኢኮኖሚ ክልተኣዊ ርክብን ብዝበለፀ ንምጥንኃር ዘኽል ልዝብ ኣብ ህንዲ ኒውደልሂ ተኻይዱ። ሚኒስትር ኢንዱስትሪ ኣይተ መላኩ ኣለበልን ሚኒስትር ንግዲን ኢንዱስትሪን ህንዲ ኣኑፕሪያ ፓተልን ኢዮም ተዛቲዮም፡፡…

ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ኣብ ዝቕፅል በጀት ዓመት 60 ሚኢታዊ ልኡኽቱኡ ከምዝፍፅም ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ኢትዮጵያ ኣብ በጀት ዓመት 2015 ዓ.ም 60 ሚኢታዊ ልኡኽቱኡ ከምዝፍፅም ኣፍሊጡ። እቲ ኮሚሽን ካብ ስትራቴጂክ ትልሚ ሰለስተ ዓመት ኣብ በጀት ዓመት 2015 ተግባራዊ ትልሙ ናብ ኮሚቴ መተሓባበሪን ኣማኻን ባይቶ ወለልቲ ህዝቢ…

ስዊድንን ፊንላንድን ናብ ኔቶ እንተተፀምቢረን ንሩሲያ ኣየስጋኣን – ቭላድሜር ፑቲን

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ስዊድንን ፊንላንድን ናብ ትካል ቃል ኪዳን ጦር ሰሜን ኣትላንቲክ (ኔቶ) እንተተፀምቢረን ንሩሲያ ኣየስጋኣን ክብሉ ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሜር ፑቲን ገሊፆም። ፕሬዚዳንት ፑቲን እዚ ዝበሉ፥ ንመራሕቲ ኣባል ሃገራት ኣብ ሞስኮ ናይ ዝርከብ ሓበራዊ…

ኢትዮጵያ ኣብ ንመበል 18 ግዘ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም 2ይ ደረጃ ሒዛ ትርከብ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ኦሪጎን እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መበል 18 ግዘ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም 2ይ ደረጃ ሒዛ ትርከብ። ኢትዮጵያ ኣብቲ ሻምፒዮና ክሳብ ሕዚ 3 ወርቂን ሰለስተ ብሩርን ሜዳሊያታት ብምምፃእ ኢያ ካብ ኣሜሪካ ቀፂላ ኣብ ካልኣይ ደረጃ…

እዚ ምዕራብ ካብ ዝኾነ ይኹን ኣንፈት ዝነፃፀር ሓደጋ ብዘተኣማምን ኩነታት ምምካት ዘኽእል ዓቕሚ ሃኒፅና ኢና- ሌተናል ጀኔራል መሰለ መሰረት

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)እዚ ምዕራብ ካብ ዝኾነ ይኹን ኣንፈት ዝነፃፀር ሓደጋ ብዘተኣማምን ኩነታት ምምካት ዘኽእል ዓቕሚ ሃኒፅና ኢና ዋና ኣዛዚ እቲ እዚን ተሸላሚ ሜዳይ ዓድዋን ሌተናል ጀኔራል መሰለ መሰረት ገሊፆም። ሌተናል ጀኔራል መሰለ ምስ ኣፈፃፅማ ግዳጅ ምዕራብ እዚን…

ሚኒስቴር እቶት ኣብቲ በጀት ዓመት ልዕሊ 336 ቢሊየን ብር ኣታዊ ኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብቲ በጀት ዓመት ልዕሊ 336 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝተረኸበ ሚኒስትር እቶት ኣይ ላቀ ኣያሌው ኣፍሊጦም። እቲ ሚኒስቴር ኣብዚ በጀት ዓመት ክእከብ ካብ ዝተሓሰበ 360 ቢሊየን ብር፥ 336 ቢሊየን 710 ሚሊየን 21 ሺ ሕን 930 ብር ብምእካብ 93…