ዓለም ለኻዊ ዜናታት ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ናብ ማሕበረሰብ ምብራቕ ኣፍሪካ ተሓዊሳ Desta Mar 29, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 20መጋቢት ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ናብ ማሕበረሰብ ምብራቕ ኣፍሪካ ተሓዊሳ። ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ዜጋታት እቲ ቀጣና ብዘይገደብ ብምንቅስቓስ ኣብ ዘካይድዎም ናፃ ምትእስር ዕዳጋን ነግዲን ተረባሒት ክምእትኸውን ተገሊፁ። ኣቦ መንበር ምብራቕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሔራዊ ቦርድ መረፃ ንፓርቲታት ዝህቦ መጠን ሓገዝ ገንዘብ ድጋፍ ዕላዊ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Mar 29, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሔራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ንፓርቲታት ዝህቦ መጠን ሓገዝ ገንዘብ ድጋፍ ዕላዊ ገይሩ። እቲ ቦርድ ሎሚ መዓልቲ ምስ ፓርቲታት ፖለቲካ ዘተ ዘካየደ እንትኸውን፥ ንፓርቲታት ዝወሃብ መጠን ሓገዝ ገንዘብ ዕላዊ ገይሩ ኣሎ። እቲ ሓገዝ ገንዘብ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፕሬዚዳንት ፑቲንን ፕሬዚዳንት ዘለንስኪን ፊት ንፊት ዘተ ንምግባር ኣብ ስምምዕነት ከምዝተበፅሐ ሞስኮ ገሊፃ Gebremariam Weldegerima Mar 29, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያን ዩክሬንን ኣብ ኢስታንቡል ብዘካየደኦ ድርድር ሰላም ፕሬዚዳንት ፑቲንን ፕሬዚዳንት ዘለንስኪን ፊት ንፊት ዘተ ንምግባር ኩነታት ከምዝተመዓራረዩ ሞስኮ ኣፍሊጣ። ድርድር ሰላም ሩሲያን ዩክሬንን ፕሬዚደንት ረጅብ ጣይብ ኤርዶሃን ኣብ ዝተረኸቡሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ኢትዮጵያ ናብ ትግራይ ኣቕርቦት ረድኤት ንምስላጥ ዝተፈላለዩ ስራሕቲ ከምዝፈፀመ ኣፍሊጡ Desta Mar 29, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ትግራይ ሰብኣዊ ሓገዝ ንዘድሊዮም ዜጋታት ዝለኣኽ ኣቕርቦት ረድኤት ንምስላጥ ክብል ጎንፂ ደው ናይ ምባል ውሳነ ምውሳኑ ስዒቡ ረድኤት ናብቲ ክልል ንክኣቱ ዘኽእሉ ዝተፈላለዩ ስራሕቲ ከምዝፈፀመ ኣፍሊጡ። መንግስቲ ኣብ ዘውፅኦ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ርክብ ኢትዮጵያን ቻይናን ፅኑዕን ዘይኽበስን ኢዩ – ዶክተር ኣብረሃም በላይ Desta Mar 29, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ርክብ ኢትዮጵያን ቻይናን ፅኑዕን ዘይኽበስን ኢዩ ክብሉ ሚኒስተር ምክልኻል ፌዴሪኢ ዶክተር ኣብረሃም በላይ ገሊፆም። ሚኒሰሰትር ምክልኻል ዶክተር አብርሃም በላይን ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያን ሚስተር ዣኦ ዢዩኣን ኣብ ከተማ ቢሾፉቱ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ጂቡቲን ዞባዊ ምትሕብባረን ከጠናኽራ ኣብ ዝኽእላሉ ጉዳይ ዘድሃበ መድረኽ ዘተ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Mar 29, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ጂቡቲን ዞባዊ ምትሕብባረን ከጠናኽራ ኣብ ዝኽእላሉ ጉዳይ ዘድሃበ መድረኽ ዘተ ተኻይዱ። እቲ መድረኽ ዘተ፥ ኣብ ሞንጎ ኣቦ መንበር በዓል መዚ ወደባትን ናፃ ቐጠናን ጅቡቲ ኣቡበክር ኦማር ሃዲን ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኢንቭስትመንት ሆልዲንግ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ጂቡቲው ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበሮም ዑደት ስራሕ ዛዚሞም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Mar 29, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ጂቡቲ እስማኤል ኦማር ጌሌ ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበሮም ዑደት ስራሕ ዛዚሞም ተመሊሶም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ኢትዮጵያ ንክልተ መዓልቲ ዝፀንሐ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ምግባሮም ይዝከርል። ኣብ እዋን ዑደቶም ድማ ምስ ቀዳማይ ሚኒትር ኣቢይ…
ስፓርት መበል 16 ሰሙን ቤትኪንግ ፕርሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ፅባሕ ኣብ ከተማ ኣዳማ ክጅመር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Mar 29, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 16 ሰሙን ቤትኪንግ ፕርሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ፅባሕ ኣብ ከተማ ኣዳማ ክጅመር ኢዩ። ኣብ ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዳማ ኣብ ዝግበር ፀወታ÷ ቀትሪ ሰዓት ትሽዓተ ጋንታ ቅዱስ ጊዮርጊስ ምስ ጋንታ ሰበታ ከተማ ከምኡ እውን ምሸት ሰዓት 12…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብኲናት ሩሲያን ዩክሬንን ኣብ ትራንስፖርት በሕሪ ኣተውቲን ወፃእቲን ኣቑሑት ንዝተፈጠረ ፅንቶ ኣማራፂታት እናተኣለሹ ከምዝኾኑ ትካል ኣገልግሎት ትራንስፖርት… Gebremariam Weldegerima Mar 29, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኲናት ሩሲያን ዩክሬንን ኣብ ትራንስፖርት ባሕሪ ኣተውቲን ወፃእቲን ኣቑሑት ኢትዮጵያ ንዝተፈጠረ ፅንቶ ኣማራፂታት እናተኣለሹ ከምዝኾኑ ትካል ኣገልግሎት ትራንስፖርት ባሕሪን ሎጂስቲክስን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ኲናት ካብ ዝጅመር ሓደ ወርሒ ዝሓለፎ…
ቢዝነስ ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ኣብ ምፍራይ ሽምዓ፣ ዘይቲ፣ ሳሙናን ካልሲን ዘሰልጠኖም 110 መናእሰይ ኣመሪቑ Desta Mar 29, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ምስ ትሕብብር ልምዓት ጀርመን(ጂ.አይ. ዜድ) ብምትሕብባር ኣብ ምፍራይ ሽምዓ፣ ዘይቲ፣ ሳሙናን ካልሲን ዘሰልጠኖም 110 መናእሰይ ኣመሪቑ። ሚኒስትር ሙፈሪሃት ካሚል፥ ተምሃሮ ካብ ተካላት ተምህርቲ እንተይወፅኡ ንስራሕ…