ህይወት ደቂ ሰባት ዝቐጥፍ ዘስካሕኽሕ ተግባር ንዕገሶ ኣይኮነን – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ዜጋታት ብዘይሕጋዊ መገዲን ዘይሰሩዕን ሓይሊታት ዝበፅሕ መጠቃዕቲን መመሓደሪ ምዕናውን ተቐባልነት ዘይብሉ ከምዝኾነ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘውፅዎ…