ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣትሚስ ብዝብል ዝተወደበዓቃቢ ሰላም ኢትዮጵያ ቀጣናኡ ተረኪቡ Desta Aug 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ደቡብ ምዕራብ ሶማሊያ ተልእኾ ምዕቃብ ሰላም እንትዋፃእ ዝነበረ ሻድሻይ ዙር ኣሚሶም፥ ብዝብል ሓዱሽ ሽም ንዝተወደበ ኣትሚስ ዓቃቢ ሰላም ሰራዊት ኢትዮጵያ ኣረኪቡ። ኣብቲ ስነስርዓት ርኽክብ ዝተረኸቡ ዋና ኣዛዚ ሴክተር ሰለስተ ብርጋዴር ጄኔራል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሮጀክት መሳለጢ መገዲ ፑሽኪን ጎፋ መዞሪ ተነሪቑ Gebremariam Weldegerima Aug 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሮጀክት መሳለጢ መገዲ ፑሽኪን ጎፋ መዞሪ ሎሚ መዓልቲ ተነሪቑ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምረቓ፥ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ፣ ምክትል ከንቲባ ጃንጥራር ኣባይን ኣፈፃሚ ጉዳይ ኤምባሲ መንግስቲ ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓምለዋይ ኣሰር ሓምለዋይ ባህሊ ብምፍጣር ዕዉት ኮይኑ ኢዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ Gebremariam Weldegerima Aug 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንኣርባዕተተኸታተልቲ ዓመታት ኣብ ኢትዮጵያ እናተኻየደ ዝፀንሐ ወፍሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኣብታ ሃገር ሓምለዋይ ባህሊ ብምፍጣር ዕዉት ከምዝኾነ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ምዝዛም ናይ ኣርባዕቲኡ ዓመታት መርሃ ግብሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ሻሸመኔ ዘይሕጋዊ ገንዘብ ወፃኢ ሃገር ተታሒዙ Gebremariam Weldegerima Aug 14, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ሻሸመኔ ብዘይሕጋዊ መገዲ እናተዘዋወረ ዝተረኸበ ገንዘብ ወፃኢ ሃገር ተታሒዙ። እቲ ገንዘብ ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ሞያሌ ኣብ ትጓዓዝ ተሸከርካሪት ተሓቢኡ ከምዝተረኸበ መምርሒ ፖሊስ ከተማ ሻሽመኔ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ገሊፁ።…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፕሬዚዳንት ማክሮን ፊንላንድን ስዊድንን ናብ ኔቶን ክፀምበራ ፈቒዶም Gebremariam Weldegerima Aug 14, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፊንላንድን ስዊድንን ናብ ኔቶ ንምፅምባፈር ዘቕረበኦ ሕቶ ልዕሊ 20 ብዝኾና ኣባላ ሃገራት ተቐባልነት ከምዝረኸበ ተገሊፁ። ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ንክልቲአን ሃገራት ኖርዲክ እወንታ ዝህብ ክታም ምንባሮም ይዝከር።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዘይተዛዘሙ ፕሮጀክትታት መስኖ ዛዚምካ ኣብ ረብሓ ምውዓል ትኹረት በጀት ሓዱሽ ዓመት ኢዩ ተባሂሉ Gebremariam Weldegerima Aug 14, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ናብ ስራሕ ከይኣተዉ ዝፀንሑ ፕሮጀክትታት መስኖ ዛዚምካ ኣብ ረብሓ ምውዓል ትኹረት በጀት ሓዱሽ ዓመት ከምዝኾነ ሚኒስቴር መስኖን ቆላማ ከባብታትን ገሊፁ። እቲ ሚኒስቴር ትልሚ በጀት ዓመት 2014 ገምጋም ንበጀት ዓመት 2015 ድማ ሓባሪ ትልሚ ምስ ሰብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ናፃ ዞባዊ ንግዲ ድሬዳዋ መሪቖም ከፊቶም Gebremariam Weldegerima Aug 14, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንግዲ ሰደድን ኣታዊን ኢትዮጵያ ብልዑል ኩነታት የሳልጥ እዩ ዝተባህለ ናፃ ዞባዊ ንግዲ ድሬዳዋ ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ተመሪቑ ተኸፊቱ። እቲ ዞባዊ ንግዲ ንወደብ ጅቡቲ ብቀረባ ርሕቐት ዝርከብ ብምዃኑ ፍርያታት ኣታዊ ብቐጥታ ናብ ውሽጢ ዓዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሕርሻ ወሰን ክልል ሶማሌ ዝተረኸበ ፍርያት ዘስድምም እዩ ቀ/ሚ ኣብይ Gebremariam Weldegerima Aug 14, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሕርሻ ወሰን ክልል ሶማሌ ዝተረኸበ ፍርያት ኣዝዩ ዘስድምም እዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚንስተር ኣያ ኣሕመድ ገሊፆም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብ ዞባ ፋፈን፤ ክልል ሶማሌ ብዘመናዊ መንገዲ እናፍረዮ ዘሎ ሕርሻ ስርናይ ኣድሂቦም ዑደት ገይሮም፡፡ እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዕውትነት ሓምለዋይ ኣሰር ሃገርና ዝነኣድ ስራሕ ክትሰርሕ ከምእትኽእል ዓብዪ መርኣያ እዩ – ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ Gebremariam Weldegerima Aug 14, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዕውትነት ሓምለዋይ ኣሰር፤ ሃገርና ዝነኣድ ስራሕ ክትሰርሕ ከምእትኽእል ዓብዪ መርኣያ እዩ ክብል ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ፡፡ ፕሮጀክት ሓምለዋይ ኣሰር ብፍልፍል ሓሳብ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ 2011 ዓ.ም ብዕሊ እንትጅመር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ ፅፈት ብምድሃብ ተጠናኺሩ ክቕፅል እዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Aug 14, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝቕፅሉ ዓመታት ኣብ ፅፈት ብምድሃብ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ ገሊፆም። ናይዚ ዓመት መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ሎሚ መዓልቲ ኣብ ድሬዳዋ ብዝተኻየደ መርሃ ግብሪ ተዛዚሙ። ኣብቲ መርሃ…