ኣብ ክልል ኦሮሚያ ቀረብን ዝርገሐን ሲሚንቶ ኣብ ዘተኣጓጉሉ ዘይሕጋውያን ስጉምቲ እናተወሰደ ከምዝኾነ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ቀረብን ዝርገሐን ሲሚንቶ ዘተኣጓጉሉ ዘይሕጋውያን ኣካላት ንምቁፅፃር ዘኽእል ስጉምቲ እናተወሰደ ከምዝኾነ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ኣወሉ ኣብዲ ኣፍሊጦም።
ኣብታ ሃገር በቢእዋኑ ዋጋ ሲሚንቶ ንኽውስኽ ብፍላይ ፀገም…