ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ኣብ ዝተፈላለዩ ደንብታት ብምምይያጥ ንውሳነ መሪሑ Desta Aug 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ኣብ ዝተፈላለዩ ደንብታት ብምምይያጥ ንውሳነ መሪሑ። እቲ ቤት ምኽሪ ኣዋጅ መጣየሺ ፈንድ ሓለዋ እግሪ ምትካል ብዕንቆት ብምዝታይ ግቡእ ምምዕርራይ ብምግባር ንውሳነ ናብ ቤት ም○ኽሪ እቲ ክልል መሪሑዎ። ብተወሳኺ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓውደ ምርኢት ምግቢን ቱሪዝምንሃላልን ጉባኤን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Aug 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣካል መዛዘሚ መርሃ ግብሪ ካብ ዒድ ክሳብ ዒድ የከዒድ እስከ ዒድ ዝኾነ ዓውደ ምርኢት ምግቢን ቱሪዝምን ጉባኤን ሃላል ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ። ኢንዱስትሪ ሃላል ኣብ ዓለም ለኸ ዕዳጋ ብቢሊየን ዝቑፀር ዶላር ዘንቀሳቕስን ሃገራት ወፃኢ ንግዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ን20 ሺሕ መራሕቲ ስድራ ትግራይ ዘበናዊ ዱኽዒ ኣከፋፊሉ Desta Aug 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ን20 ሺሕ መራሕቲ ስድራ ክልል ትግራይ ዘበናዊ ዱኽዒ ኣከፋፊሉ። ኤን ፒ ኤስ ዘበናዊ ዱኽዒን ዩሪያን ደገፍ ዝተገበረሎም ሓረስቶት ኣብ ዞባ ማእኸል፣ ምብራቕን ደቡብን ተግራይ ንዝርከቡ ከምዝኾነ ተገሊፁ። እቲ ደገፍ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን ኣብ ኣፍሪካ ዝገብሩዎ ዑደት ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Aug 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን ኣብ ኣፍሪካ ዝገብሩዎ ዑደት ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ጀሚሮም። እቲ ዑደት ኣንቶኒ ብሊንከን÷ ሩሲያ ኣብ ኣፍሪካ ዘለዋ ፅዕንቶ ንምድንፋዕ ትገብሮ ፃዕሪ ንምምካት ከምዝኾ ተገሊፁ፡፡ ብምዃኑ ድማ ፈላማይ…
ቢዝነስ 127 ነጥቢ 6 ሚሊየን ብር ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም Desta Aug 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)127 ነጥቢ 6 ሚሊየን ብር ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ከምዝተትሓዙ ኮሚሽን ጉምሩክ ኣፍሊጡ። እቲ ኮሚሽን ካብ 21 ክሳብ 28 ሓምለ 2014 ዓ.ም ብዝገበሮ ወፍሪ እቶም ናውቲታት ዘዘዋውሩ ዝነበሩ 14 ሰባት እውን ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ዝተረኸባሉ ኣብ 60 መዓልቲታ ዝተሰርሑ ሰብ ተኮር ፕሮጀክታት ይምረቑ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Aug 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ዝተረኸባሉ ኣብ 60 መዓልቲታ ዝተሰርሑ ሰብ ተኮር ፕሮጀክታት ስነ-ስርዓት ምረቓ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምረቓ÷ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ሓዊሱ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምክትል ሓላፊ ዞባ ደቡብ ግብረ ራዕዲ ሸኔ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሉ Gebremariam Weldegerima Aug 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብግብረ ራዕዲ ሸኔ ምክትል ሓላፊ ዞባ ደቡብ ዝብል ሓላፍነት ዝተውሃቦ ተጠርጣሪ ብናይ ገዛ መኪና ናብ ማእኸል ሃገር እንትጓዝ ኣብ ዞባ ቦረና ወረዳ ሞያሌ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓለ መምርሒ ፖሊስ እቲ ዞባ ኣፍሊጡ። ሓላፊ ኮሙዩኒኬሽን ሓጋዚ ዲቪዥን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣብ ወፍሪ ቀጠና ግድብ ህዳሰ ሰላም ንምርግጋፅ እናሰርሐ ከምዝርከብ ምክትል ኣዛዚ ክፍለ ጦር ሜካናይዝድ ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Aug 7, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢ ኣብ ወፍሪ ቀጠና ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ሰላም ንምርግጋፅ ለይቲን ቀትሪን እናሰርሐ ከምዝርከብ ምክትል ኣዛዚ ክፍለ ጦር ሜካናይዝድ ገሊፆም። እቶም ምክትል ኣዛዚ ከምዝገለፁዎ÷ እቲ ሜካናይዝድ ሰፋሕቲ ወፍሪታት ብምፍፃም ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ ኣብቲ ዝተዛዘመ በጀት ዓመት 11 ቢሊየን ዝኸውን ኣለቂሑዎ ዝነበረ ገንዘብ ኣኪቡ Gebremariam Weldegerima Aug 7, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ ኣብቲ ዝተዛዘመ በጀት ዓመት 10 ነጥቢ 9 ቢሊየን ዝኸውን ኣለቂሑዎ ካብ ዝነበረ ገንዘብ ክእክብ ከምዝኸኣለ ኣፍሊጡ። እቲ ባንኪ ናይ ክልል ትግራይ ፕሮጀክታት እንተይ ሓወሰ ዝተበላሸወ ደረጃ ልቓሕ ናብ 17 ሚኢታ ከውርድ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፓርላማ ሶማሊያ ሽመት 26 ኣባላት ካቢኔ ኣፅቑ Gebremariam Weldegerima Aug 7, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ሶማሊያ ኮይኖም ካብ ዝሽወሙ 40 መዓልቲ ዝኾኖም ሃምዛ ኣብዲ ባሬ ዘቕረቡዎም 26 ኣባላት ካቢኔ ፓርላማ እታ ሃገር ኣፅቑዎ። እቲ ካቢኔ ምክትል መራሒ ኣልሻባብ ንዝነበረ ሙክታር ሮቦው ኣቡ ማንሱር ከምዘካተተ እውን ሲ ጂ ቲ ኤን…