Fana: At a Speed of Life!

ሸውዓተ ሃገራት ኣፍሪካ  ብሕማም ዓበቕ ህበይ ዝተለኸፉ ኣስታት 1 ሺሕን 400 ሰባት ረኺበን- ውድብ ጥዕና ዓለም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሸውዓተ ሃገራት ኣፍሪካ ካብ መፋርቕ ወርሒ ግንቦት ጀሚሩ ብሕማም ዓበቕ ህበይ ዝተለኸፉ ሰባት ምርካበን ከም ዝሓበራ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣፍሊጡ። እቶም በቲ ቫይረስ ዝተለኸፉ ሰባት ኣስታት 1 ሺሕን 400 እንትኾኑ፥ ካብዚ እቶም 44 ምልካፎም…

ህፁፃት ፀገማት ህዝቢ ንምፍታሕ ካብ ማንም እዋን ንላዕሊ ብቖራፅነት ክንሰርሕ ኢና – ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ህፁፃት ፀገማት ህዝቢ ንምፍታሕ ካብ ማንም እዋን ንላዕሊ ብቖራፅነት ክንሰርሕ ኢና ሰሪሕ እውን ክነረክብ ኢና ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። ወይዘሮ ኣዳነች ኣብ ክፍለ ከተማ ቂርቆስ እናተሃነፁ ዝርከብ ሰብ…

ኣባላት ሕብረት ኣፍሪካን ቤት ምኽሪ ኣውሮፓን ኣብ ጉዳይ ዩክሬን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ሕብረት ኣፍሪካን ቤት ምኽሪ ኣውሮፓን ኣብ ጉዳይ ዩክሬን ተዛቲዮም። ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪካ ፕሬዚዳንት ሴኔጋል ማኪ ሳል፥ እቲ ኣኼባ ብሰንኪ እቲ ኲናት ንዘጋጠመ ሕፅረት ኣቕርቦት ምግቢ ከምዝኾነ ገሊፆም። ማኪ ሳል፥ ዩክሬንን…

ኣፍራዪ መሳርሒታት ሕክምና ዝኾነ ኩባኒያ ሲመንስ 10 ማሽናት ኣልትራ ሳውንድ ንሚኒስቴር ጥዕና ሓገዝ ገይሩ  

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍራዪ መሳርሒታት ሕክምና ዝኾነ ጀርመናዊ ኩባኒያ ሲመንስ 10 ማሽናት ኣልትራ ሳውንድ ንሚኒስቴር ጥዕና ሓገዝ ገይሩ። ኣብ ኮሌጅ ሕክምና ሚሊኒየም ሆስፒታል ቅዱስ ጳውሎስ ኣብ ዝተኻየደ መርሃ ግብሪ ርኽክብ፥ ኣምባሳደር ጀርመን ኣብ ኢትዮጵያ ስቴፋን…

ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ምስ ክልተ ማሕበራት ውዕሊ ስምምዕነት ክራይ መተዓዳደጊ ቦታ መፍረዪ ፋብሪካ ተፈራሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ምስ ክልተ ማሕበራት ውዕሊ ስምምዕነት ክራይ መተዓዳደጊ ቦታ መፍረዪ ፋብሪካ ተፈራሪሙ። እቲ ኮርፖሬሽን ”ምስ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማሕበር ግሪንቢዝ ኢንቨስትመንትን”ን “ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማሕበር…

ኢትዮጵያ ኣብ ዓውደ ርእይ ኣይ ኤም ኤክስ ፍራንክፈርት 2022 ትሳተፍ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዓውደ ርእይ ኣይ ኤም ኤክስ ፍራንክፈርት 2022 ትሳተፍ ኣላ። ብሚኒስትር ቱሪዝም ኣምባሳደር ናሲሴ ጫሊ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኮንቬንሽን ቢሮ ኢትዮጵያ ብብርኪ ዓለም ንምፍላጥን ምትእስሳር ንምፍጣርን ጀርመን ፍራንክፈርት ኣቲዩ።…

ሃገር ለኸ ኮንፈረንስ ከንባታትን ዘፈር ውልቀን ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገር ለኸ ኮንፈረንስ ከንባታትን ዘፈር ውልቀን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። “ማሕለኻታት ዝፃወሩ ትካላት፤ ብኢንተርፕራይዛት ዝተቓነየ ተግባር ንምንቕቓሕን ምዕባለን ከተማታት” ብዝብል መሪሕ ቃል ኢዩ እቲ ሃገር ለኸ ኮንፈረንስ እናተኻየደ…

ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዘጋጠመ ጎንፂ ስዒቡ ዝግበር ዘሎ ምርመራን ደገፍን ብዝምልከት ንዲፕሎማቲክ ማሕበረሰብ መብርሂ ይወሃብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፅሕፈት ገብረ ሓይሊ ሚኒስትራት ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዘጋጠመ ጎንፂ ስዒቡ ዝግበር ዘሎ ምርመራን ደገፍን ብዝምልከት ንዲፕሎማቲክ ማሕበረሰብ መብርሂ ይህብ ኣሎ። ኣካቢ እቲ ቤት ፅሕፈትን ሚኒስትር ፍትሒን ዶክተር ጌዲዮን ጢሞቲዎስ፥ ኣብ ክልላት…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ዋና ፀሓፊ ትካል ምትሕብባር ትምህርቲ ሼክ መንሱር ቢን ሙሳላም ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያ ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ዋና ፀሓፊ ትካል ምትሕብባር ትምህርቲ ሼክ መንሱር ቢን ሙሳላም ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ኢትዮጵያ ፅሬት ትምህርቲ ንምድንፋዕ እናተሳለጡ ዝርከቡ ስራሕቲ ኣብ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብቶጎ ሎሜ ኣቢሉ ናብ ዋሽንግተን ዲሲ በረራ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ በቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብቶጎ ሎሜ ኣቢሉ ናብ ዋሽንግተን ዲሲ ሓዱሽ በረራ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ። እቲ መገዲ ኣየር ቅድመ ሐዚ ናብ ዋሽንግተን ዲሲ ንምብራር ብኣየርላንድ ደብሊን ኣቢሉ በረራ ይገብር ከምዝነበረ ይፍለጥ። ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ…