Fana: At a Speed of Life!

998 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ብሰለስተ ዙር ብዝተገበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስራሕ ብሓፈሻ ቁፅሮም 998 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ናብ ሃገሮም ካብ ሞንጎ ዝተመለሱ 985 ደቂ ተብዕትዮን ሓንቲ ጓል ኣንስተይቲን ከምዝኾኑ ተገሊፁ፡፡…

ኣብ በጀት ዓመት 2014 ዘፈር ፋይናንስ ውፅታዊ ኣፈፃፅማ ከምዝነበሮ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ በጀት ዓመት 2014 ዘፈር ፋይናንስ ውፅታዊ ኣፈፃፅማ ከምዝነበሮ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ብሄራዊ ባንኪ ኣብ ኣፈፃፅማ ዘፈር ዕቤት ባንኪ በጀት ዓመት 2014 ዓ.ም ብምድሃብ ምስ ተወከልቲ ባንኪታት ይዛተ ኣሎ። ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ…

ኣይተ ሙስጠፌ ምስ መናእሰይ ክልል ሶማሌ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ጠሚቶም ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሳሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኣድሂቦም ምስ መናእሰይ እቲ ክልል ዘቲዮም። እቲ መድረኽ ዘተ መናእሰይ እቲ ክል ኣብ እዋናዊ ኩነታት ፀፅታ ኣብ ዝህልዎም ግደን ንመናእሰይ ምስ ወድዓዊ ሃገራዊ ኩነታ ዘለዎ ሓቂ…

ኣብ ቴክኖሎጂ “ቴክስት ሪኮግኒሽን” ብምትሕብባር ንምስራሕ ምስ ዩኒቨርሲቲ ቻይና ስምምዕነት ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢንስቲትዩት ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ ኢትዮጵያ ኣብ ቴክኖሎጂ “ቴክስት ሪኮግኒሽን” ብምትሕብባር ንምስራሕ ዘኽእሎ ሰነድ ስምምዕነት ምስ ዩኒቨርሲቲ ቻይና ዝኾነ ዩኒቨርሲቲ ሁዌዦንግ ተፈራሪሙ፡፡ እቲ ስምምዕነት ኣብ ሪኮግኒሽን ቴክኖሎጂ ቴክስት ኣብ…

ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ፀፅታን ድሕንነትን እዋናዊ ሃገራዊ ኩነታት ብምግምጋም ኣንፈታት ኣቐሚጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ፀፅታን ድሕንነትን ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝገበሮ ኣኼባ እዋናዊ ሃገራዊ ኩነታት ድሕንነት ብምግምጋም ኣንፈታት ኣቐሚጡ። ኣብቲ መድረኽ፥ ቅድም ኢሎም ተለሊዮም ዝነበሩ ሃገራዊ ስግኣታት መሰረት ብምግባር ዝተሰርሑ ስራሕቲን ዘጋጠሙ…

ንክረምታዊ ማእቶት ዝኸውን ዕድጊት ኣግሮ ኬሚካል ንምክያድ ልዕሊ 60 ሚሊየን ዶላር ተሰሊጡ-ሚኒስቴር ሕርሻ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንክረምታዊ ማእቶት 2014/2015 ዓ.ም ዝኸውን ዕድጊት ኣግሮ ኬሚካል ንምክያድ ልዕሊ 60 ሚሊየን ዶላር ተሰሊጡ ክብል ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዴኤታ እቲ ሚኒስቴር ዶክተር ሶፊያ ካሳ ከምዝበልኡ፥ ፍሪያት ሕርሻ ንምስሳን ብፍላይ እታዎታት…

ዘይተፈንጀረ ቦምባ ካልኣይ ኲናት ዓለም ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሓደ ሩባ ኢጣልያ ጥሒሉ ንሓያሎ ዓመታት ከዘይተፈንጀረ ዝፀንሐ ቦምባ ካልኣይ ኲናት ዓለም ከምዝተረኸበ ተገሊፁ። እቲ 450 ኪሎ ግራም ዝምዘን ቦምባ፥ ኣብ ገምገም እቲ ዝተፀንቀቐ ሩባ “ፖ” እዩ ብገፈፍቲ ዓሳ ተረኺቡ ተባሂሉ። ሰፊሕ ክፋላት…

42 ሰብ ሃፍቲን ውልቀ ኣልማዕቲን ናብ  ቡልቡላ ዝተዋደደ ፓርክ ኣግሮ ኢንዱስትሪ ክኣትዉ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)42 ሰብ ሃፍቲን ውልቀ ኣልማዕቲን ናብ  ቡልቡላ ዝተዋደደ ፓርክ ኣግሮ ኢንዱስትሪ ከምዝኣትዉ ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ኣፍሊጡ። እቲ ፓርክ ህንፀቱ ብምዝዛም ሰብ ሃፍቲን ሰብ ውልቀ ኣልማዕቲን ብዝሓሸ ብርኪ ንምጥቃም ሙሉእ ምድላው ምዝዛሙ ተገሊፁ።…

ኣብ ከተማ ሻሸመኔ 122 ኩንታ መዕወኒ ሓሽሽ ከምዝተወገደ ፖሊስ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ምስ ፖሊስ ዞባ ምዕራብ ኣርሲን ካልኦት ኣካላት ፀፅታን ብምውዳድ 122 ኩንታል መዕወኒ ሓሽሽ ከምዘወገደ ገሊፁ። ኣዛዚ ፖሊስ ወረዳ ሻሸመኔ ኮማንደር ሽመልስ ቀናው÷ ኣብታ ወረዳ መዕኒ ሓሽሽ ንምቁፅፃር ተኸታታሊ ትዕዝብቲ…

ኣብ ጣቢያ ኒውክሌር ዝግበር ዝኾነ ይኹን መጥቃዕቲ ተግባር ርእሰ ቅትለት ኢዩ – ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ስግኣት ጎንፂ ኒውክሌር ድሕሪ ብዙሕ ዓማውቲ ዳግም ከምዘንሳዕረረ ዋናፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣንቶኒዮ ጉቴሬዝ ገሊፆም፡፡ መንግስታት ናይ ኒውክሌር ዝተዓጠቓ ሃገራት እቲ ጦር መሳርሒ ቀዳማይ ሕርአን ክገብራ ከምዘይግባእ ሓቲቶም። ኣብ ዩክሬን…