መስተኻኸሊ ድጎማ ነዳዲ ኢኮኖሚያዊን ማሕበራዊን ፅዕንቶ ብዘይፈጥር መልክዑ ከምዝካየድ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግሥት ዝገብሮ መስተኻኸሊ ድጎማ ነዳዲ ኢኮኖሚያዊን ማሕበራዊን ፅዕንቶ ብዘይፈጥር መልክዑ ከምዝካየድ በዓል መዚ ነዳዲን ኢነርጂን ኣፍሊጡ።
መንግሥት ኣብ ዋጋ ነዳዲ ዝገብሮ መስተኻኸሊ ድጎማ፥ ኢትዮጵያ ን132 ቢሊየን ብር ክዙን ዕዳ ክትቃላዕ…