ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ዝቐፅል ዕለተ ሓሙስ ናብ ቼናይ በበራ ክጅምር ኢዩ Desta May 31, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ በቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ዝቐፅል ዕለተ ሓሙስ ናብ ህንዲ፣ ቼናይ በበራ ክጅምር ኢዩ። እቲ በረራ ኣብ ሰሙን ሰለስተ ጊዘ ከመዝካየድ ተገሊፁ። መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ 116 ዓለም ለኸን 23 ናይ ውሽጢ ዓዲን በረራ ከምዝገብር ካብተ መገዲ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፕሬዚዳንት ሬሲፕ ታይፕ ኤርዶሃን ሩሲያን ዩክሬንን ኣብ ቱርኪ ንኽደራደሩ ሓቲቶም Gebremariam Weldegerima May 31, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ቱርኪ ሬሲፕ ታይፕ ኤርዶሃን ሩሲያን ዩክሬንን ኣብ ኢስታምቡል ንምድርዳር ድሉው ከምዝኾኑ ኣፍሊጦም። ኤርዶሃን ክልቲአን ሃገራት ኣብ ክቢ ጠረጴዛ ንኽደራደራ ሕቶ ዘቕረቡ፥ ትማሊ ንፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ብስልኪ ኣብ ዘመሓለለፉዎ…
ቢዝነስ ኣብ ሰበታ ዝተሃንፀ ፋብሪካ ኮካኮላ ተመሪቑ Desta May 31, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰበታ ዝተሃንፀ ፋብሪካ ኮካኮላ ተመሪቑ። ኣብቲ ስነ ስርዓት ምረቓ፥ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ፣ ሚኒስትር ኢንዱስትሪ ኣይተ መላኩ ኣለበል፣ ኣባገዳታትን ኣመራርሓ እቲ ትካልን ተረኺቦም። ብሃብታሙ ተ/ስላሴ
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብኣፀጋሚ ኩነታት ብምሕላፍ ውፅኢታዊ ስራሕቲ ንዝዓመማ ደቂ ኣኒስቲዮ ሰብ ሞያ መራኸብቲ ሓፋሽ ኣፍልጦ ተዋሂቡ Desta May 31, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መራኸብቲ ሓፋኝ ኢትዮጵያ ብኣፀጋሚ ኩነታት ብምሕላፍ ውፅኢታዊ ስራሕቲ ንዝዓመማ ደቂ ኣኒስቲዮ ሰብ ሞያ መራኸብቲ ሓፋሽ ኣፍልጦ ሂቡ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ዝተረኸባ ሚኒስትር ዴኤታ ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኣለሚቱ ኡሙድ፥ ደቂ ኣኒስቲዮ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ዓፋር ከተማ ሰመራ ንዝርከቡ 8 ሺሕ ተመዛበልቲ ሰብኣዊ ሓገዝ ተገይሩ Gebremariam Weldegerima May 31, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ዓፋር ከተማ ሰመራ ንዝርከቡ 8 ሺሕ ተመዛበልቲ ሰብኣዊ ሓገዝ ተገይሩ። እቲ ሓገዝ ኮሚቴ ዓለም ለኸ ቀይሕ መስቀልን ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ውድብ ሕራት መንግስታትን ብሓባር ዝገበሩዎ ኢዩ። ብምዃኑ ድማ ሓገዝ ስርናይ፣ ዘይቲ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 74 ኣባላት ዝሓዘ ጉጅለ ልኡኽ እስራኤል ናብ ከተማ ጎንደር ኣቲዩ Gebremariam Weldegerima May 30, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)74 ኣባላት ዝሓዘ ጉጅለ ልኡኽ እስራኤል ሎሚ መዓልቲ ናብ ከተማ ጎንደር ኣቲዩ። እቲ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ከተማ ጎንደር እንትኣቱ ተቀዳሚ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር እታ ከተማ ኣይ ዘውዱ ማለዳን ላዕለዎት ኣመራርሓታትን ኣብ ዝተረኸቡሉ ኣቀባብላ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በቱር ግዝኣት ኣዳና ዝርከቡ ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ኣብ ኢትዮጵያ መዋእለ ንዋዮም ንኸፍስሱ ፃውዒት ቀሪቡ Gebremariam Weldegerima May 30, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓለፍቲ ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ዘካተተ ጉጅለ ልኡኽ ኢንቨስትመንትን ፕሮሞሽንን ኣብ ቱርኪ ግዝኣት ኣዳና ዑደት ገይሩ። እቲ ጉጅለ ልኡኽ ኣብታ ግዝኣት ዝርከብ ዝተዋደደ ዞባ ኢንዱስትሪ ኣዳና ሃቺ ዝተዓዘበ እንትኸውን፥ ኣብቲ ዞባ ዝርከቡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስምምዕነት መፈልፈሊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ዲቼቶን ጋድን ተቛሪፁ Desta May 30, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ስምምዕነት መፈልፈሊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ዲቼቶን ጋድን ከምዝተቛረፀ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ከምዝበሎ፥ እቲ ስምምዕነት ዝተቛረፀ ኣክዋ ፓወር ዝተብሃለ ኩባንያ ስዑዲ ዓረብ ነቲ ፕሮጀክት ዘድሊ ገንዘብ ምቕራብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ኢትዮጵያ ንሰብኣዊ ሓገዝ ዘርአዮ ተበግሰ ዝነኣድ ኢዩ – ፍልይቲ ልእኽቲ ውሕመ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ Gebremariam Weldegerima May 30, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ናብ ህዝቢ ክልል ትግራይ እናቐረበ ዝርከብ ሰብብኣዊ ሓገዝ ፅቡቕ ዝበሃል ከምዝኾነን መንግስቲ ኢትዮጵያ ንሰብኣዊ ሓገዝ ዘርአዮ ተበግሶ ዝነኣድ ከምዝኾነን ፍልይቲ ልእኽቲ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ቀርኒ ኣፍሪካ ሃና ቴቴክ ገሊፀን። ሚኒስትር ሰላም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ኣብ ቄለም ወለጋ ንዝርከቡ ብጎንፂ ዝተመዛበሉ ልዕሊ 5 ሺሕ መራሕቲ ስድራ ደገፍ ገይሩ Desta May 30, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ኣብ ወረዳ ቄለም ወለጋ፣ ሃዋ ገላንን ስዮን ንዝርከቡ ብኮንፂ ዝተመዛበሉ ልዕሊ 5 ሺሕ መራሕቲ ስድራ ደገፍ ገይሩ። እቲ ደገፍ፥ ስርናይ፣ ዓልቋይን ዓተርን ዘካተተ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ብተወሳኺ ንሕድሕድ ስድራ…