“ኩለ መዳያዊ ዓወት ኢትዮጵያ ዘንፀብራቕ እዩ’’ ብዝብል ርእሲ ዝተዳለወ ዓውደ ርኢይ ፎቶግራፍ ኣብ ከተማ ሃረሪ ተኽፊቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)“ኩለ መዳያዊ ዓወት ኢትዮጵያ ዘንፀብራቕ እዩ’’ ብዝብል ርእሲ ዝተዳለወ ዓውደ ርኢይ ፎቶግራፍ ኣብ ከተማ ሃረሪ ተኽፊቱ።
ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ኣይተ ኦርዲን በድሪ፣ ዋና ዳይሬክተር ሰብመዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኣይተ መሓመድ ኢድሪስ፣ ዋና ስራሕ…