Fana: At a Speed of Life!

መራሒ ኣልቓዒዳ ኣይመን ኣ’ዘዋሂሪ ብመጥቃዕቲ ድሮን ኣሜሪካ ተቐቲሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ኣብ ኣፍጋኒስታን ብዝፈፀመቶ መጥቃዕቲ ድሮን ንመራሒ ኣልቓዒዳ ኣይማን ኣ'ዘዋሂሪ ከም ዝቐተለቶ ፕሬዚዳንት ጆ ባይደን ኣረጋጊፆም። እቲ መራሒ፥ ሲኣይኤ ብሰንበት ኣብ ካቡል ብዘካየዶ ስርሒት ኣንፃር ግብረ ሽበራ ከም ዝተቐትለ ተሓቢሩ።…

ኢትዮጵያ  ምስ ኣንጎላ ዘለዋ ርክብ ብዝበለፀ ንምጥንኻር ጠመተ ሂባ ክትሰርሕ ኢያ-ኣይተ ደመቀ መኮነን

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት ምስ ዘካይደዱ ዘለዉ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣንጎላ ቴቴ አንቶኒዮ ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ ቀጠቀነቀዊን ክልቲኣዊን ትኹረት ዝገበረ ከምዝነበረ ተገሊፁ።…

ቤት ምኽሪ ክልል ሶማሌ  በጀት ልዕሊ 31 ነጥቢ 7 ቢሊየን ብር ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ሶማሌ ንበጀት ዓመት 2015 ዓ.ም ዝኸውን 31 ቢሊየንን 687 ሚሊየንን 160 ሺሕን 384 ብር ብሙእ ድምፂ ኣፅዲቑ።  እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ዘካይዶ ዘሎ ስሩዕ ጉባኤኡ ይቕፅል ኣሎ። ኣብ ናይ ሎሚ መዓልቲ ውዕልኡ ኣብ ዝተረፉ…

1 ሺሕን 33 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ብሰለስተ ዙር ብዝተገበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስራሕ ብሓፈሻ ቁፅሮም 1 ሺሕን 33 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ናብ ሃገሮም ካብ ሞንጎ ዝተመለሱ ዜጋታት 7 ህፃናትን እንትኾኑ፥ 1 ሺሕን 24 ደቂ ተብዕትዮን 2…

ትሕቲ 20 ዓመት ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ሎሚ መዓልቲ ክጅመር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኮሎምቢያ ካሊ ዝጅምር ትሕቲ 20 ዓመት ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብዝተፈላለዩ ውድድራት ክሳተፉ ኢዮም። ብመሰረት እዚ ምሸት ሰዓት 12 መፃረዪ ውድድር ደቂ ተባዕትዮ 1 ሺሕን 500 ሜትሮ ዝግበር…

ግብረ ራዕዲ ሸኔ ዝመሸገሉ ከባቢታት ብመፅናዕቲ ብምፍላይ ስጉምቲ ምድምሳስ ይካየድ ኣሎ-ሓላፊ ወፍሪ ክፍለ ሰራዊት

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ሸኔ ዝመሸገሉ ከባቢታት ብመፅናዕቲ ብምፍላይ ስጉምቲ ምድምሳስ ይካየድ ኣሎ ሓላፊ ኣብቲ ከባቢ ዝተዋፈረ ክፍለ ሰራዊት ገሊፆም። ኣብ ዞባ ቀሌም ወለጋ ኣብ ልዕሊ ግብረ ራዕዲ ሸኔ ዘየዳግም ስጉምቲ ዝወሰድ ዘሎ ክፍለ ሰራዊት፥ ዕጡቓት እቲ…

ኣብ ወርሒ ነሓሰ ዝተጠናኸረ ዝናብ ስለዝህሉ ውሕጅን ምግህማስ መሬትን ክህሉ ይኽእል ኢዩ – ብሄራዊ ኢንስቲትዩት ሚቲዎሮሎጂ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ወርሒ ነሓሰ ዝህሉ ዝተጠናኸረ ተኸታታሊ ዝኾነ ከቢድ ዝናብ ስዒቡ ኣብ ዝተወሰኑ ከባታት ውሕጅን ምምላእ ወሓዝቲን ከምኡ እውን ምግህማስ መሬትን ክህሉ ከምዝኽእል ብሄ ራዊ ኢንስቲትዩት ሚቲዎሮሎጂ ኣገንዚቡ። ብምዃኑ ድማበቢከባቢኡ ሕብረተሰብን…

ኣምባሳደር ነቢል ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ኣብ ክልቲኣዊ ርክብ ዘትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ  ኣብ ደቡብ ሱዳን ነቢል ማሃዲ ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት እታ ሃገርን መተሓባበሪ ክላስተር መሰረታዊ ልምዓትን ታባን ዴንግን ኣብ ክልቲኣዊ ጉዳይ ዝጠመተ ዘተ ኣካይዶም። ኣምባሳደር ነቢል፥ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ውሽጢ ዓዲ ዘላቒ…

ኣብ ቻይና ንፈለማ እዋን ዝተሰርሐት ሲ-919 ናይ መገደኛታት ኣውሮፕላን ፈተነ በረራኣ ዛዚማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቻይና ንፈለማ እዋን ዝተሰርሐት ሲ-919 ንኣገልግሎት ንግዲ ትውዕል ዓባይ ናይ መገደኛታት ኣውሮፕላን ፈተነ በረራኣ ከምዝዛዘመት ኮርፖሬሽን ንግዲ ኣውሮፕላናት ቻይና ኣፍሊጡ። እቲ ኩባኒያ ኣብ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2015 ኣውሮፕላን…

ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ብሌን ግርማቸው ብሃንደበት ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ፋና ኤፍ ኤም ነቀምቴ 96 ነጥቢ 1 ጋዜጠኛ ዝነበረት ወይዘሮ ብሌን ግርማቸው ሎሚ መዓልቲ ብሃንደበት ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊያ። ወይዘሮ ብሌን ካብ 2005 ዓ.ም ጀሚራ ህይታ ክሳብ ዝሓለፈሉ እዋን ኣብ ፋና ኤፍ ኤም…