ሃገራዊ መርሃ ግብሪ ምስግና ኣብ ወንጌላዊት ቤተክርስቲያን መካነኢየሱስ ኣምስት ኪሎ ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገርና ብእትሓልፈሉ ላዕልን ታሕትን ዘለዎ ኩነታት ኣብ ዝመልአን ኣብ ዝጎደለን ምምስጋን ይግባእ ክብሉ ምእመናን ወንጌላዊት ቤተክርስቲያን መካነኢየሱስ ገሊፆም።
እቶም ምእመናን እዚ ዝበሉ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻየደ ሃገራዊ መርሃ ግብሪ ምስግና ኢዩ፡፡…