Fana: At a Speed of Life!

ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ኣብ መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ኣፍሪካ ትገብሮም ፀወታታት ናይ መዓልቲ ለውጢ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ኣብ መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ኣፍሪካ ትገብሮም ፀወታታት ናይ መዓልቲ ለውጢ ከምዝተገበረ ካፍ ኣፍሊጡ። ብኣሳዳእነት ኮትዲቧር ከም ኣቆፃፅራ ኣውፓውያን 2023 ኣብ ዝካየድ ፀወታ ፀዋዕ ኣፍሪካ ተሳታፊ ንምዃን ዝግበሩ መፃረዪ…

ኣብ ቀፃሊ ሰሙን ኣብ መብዛሕቲኦም ከባቢታት ኢትዮጵያ፤ ካብ ቀሊል ክሳብ ማእኸለዋይ መጠን ዘለዎ ዝናብ ትፅቢት ይግበር – ኢንስቲትዩት ሜቲዎሮሎጂ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀፃሊ ሰሙን ኣብ መብዛሕቲኦም ከባቢታት ኢትዮጵያ ካብ ቀሊል ክሳብ ማእኸለዋይ መጠን ዘለዎ ዝናብ ትፅቢት ከምዝግበር ኢንስቲትዩት ሜቲዎሮሎጂ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኣገልግሎት ዜና ኢትዮጵያ ኣብ ዝላኣኾ መግለፂ ከምዘፍለጦ፥ እቲ ኢንስቲትዩት ኣብ…

መናእሰይ ኣፍሪካ ንፀገማት እታ ኣህጉር ብምቅላስ ኣብ መፍትሒኦም ከድህቡ ይግባእ – ኣይተ ደመቀ መኮንን

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መናእሰይ ኣፍሪካ ንፀገማት እታ ኣህጉር ብምቅላስ ኣብ መፍትሒኦም ከድህቡ ከምዝግባእ ምክትል ቀዳማይ ሚኒትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ገሊፆም። ኣኼባ መናእሰይ ፓን ኣፍሪካ 2022 ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሎሚ መዓልቲ ምስላጥ ጀሚሩ፡፡…

ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ንመበል ሓምሻይ ግዘ ሰብኣዊ ሓገዝ ሎሚ መዓልቲ ናብ መቐለ ኣጎዓዒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ንመበል ሓምሻይ ግዘ ሰብኣዊ ሓገዝ ሎሚ መዓልቲ ናብ መቐለ ከምዘጎዓዓዘ ኣፍሊጡ። እቶም ሰብኣዊ ሓገዛት፥ ናውቲታት ሕክምና፣ ሓገዝ ምግቢ፣ እታዎታት መሐከሚ ማይን ናውቲታት ገዛን ኢዮም።

ቻይና ምስ ኣፍሪካ ዘለዋ ዲፕሎማሲ ምትሕብባር ኩሉ እዋን ቅድሚት ከምትህቦ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ኣብ ዲፕሎማሲ ቅድሚት ትህቦ ጉዳይ ምስ ኣፍሪካ ዘለዋ ዲፕሎማሲ ምትሕብባር ከምዝኾነ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ እታ ሃገር ዋንግ ዪ ገሊፆም። ዋንግ ዪ እዚ ዝበሉ፥ ኣብ ቤጂንግ ኣብ ተኸበረ መበል 58 በዓል “መዓልቲ ኣፍሪካ” ኢዩ፡፡…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ናይጀሪያ ኣምሪሖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዝምራሕ ላዕለዎት ጉጅለ ልኡኽ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ናይጀሪያ ኣምሪሑ። ካብ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ብተወሳኺ ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ካልኦት ኣባላት ጉጅለ ልኡኽን ከተማ ኣቡጃ ኣቲዮም።…

ሕብረት ኣፍሪካ ካብ ሎሚ መዓልቲ ህፁፅ ጉባኤኡ ከካይድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ሕብረት ኣፍሪካ ካብ ሎሚ መዓልቲ ህፁፅ ጉባኤኡ ኣብ ኢኳቶርያል ጊኒ ማላቦ ከካይድ ኢዩ። ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 25 ክሳብ 28 ግንቦት ኣብ ዝካየድ ኣኼባ መራሕቲ ኣባል ሃገራት እቲ ሕብረት፥ ኣብ ክልተ ቀንዲ ዛዕባታት ክዝቲ ኢዩ ዝብል…

ኣቴክሳስ ወዲ 18 ዓመት ተጠርጣሪ ብመጅሙዕ ተኹሲ 19 ህፃናት 2 ባፅሓትን ቀቲሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ኣብ ደቡብ ቴክሳስ ኣብ ዝርከብ ሓደ ቀዳማይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ብዝበፅሐ መጥቃዕቲ 19 ህፃናትን ክልተ ባፅሓትን ተቐቲሎም፡፡ ወዲ 18 ዓመት ተጠርጣሪ ብመጅሙዕ ብዝኸፈቶ ተኹሲ፥ ካብ 7 ክሳብ 10 ዓመት ዕድመ ዘለዎም 19 ህፃናት 2…

ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ንመግዝኢ ዘመናዊ ዱኽዒ ዝኸውን ልዕሊ 50 ቢሊየን ብር ወፃኢ ከምዝገበረ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ንዘበነ ፍሪያት 2014/15 ዝኸውን መግዝኢ ዘመናዊ ዱኽዒ ዝኸውን ልዕሊ 50 ቢሊየን ብር ወፃኢ ከምዝገበረ ኣፍሊጡ። ፕሬዚዳንት ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣይተ ኣቤ ሳኖ፥ እቲ ባንኪ ብሰንኪ ሕፅረት ዘመናዊ ዱኽዒ ኣብ ዓውዲ…

ማእኸላይ እዚ ዝኾነ ይኹን ሓይሊ ፀላኢ ንምድምሳስ ዘኽእል ወታደራዊ ዓቕሚ ሃኒፁ ኢዩ – ሌ/ጀነራል ዘውዱ በላይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ማእኸላይ እዚ ሃገር ከርዕድ ዝደሊ ዝኾነ ይኹን ሓይሊ ፀላኢ ንምድምሳስ ዘኽእል ወታደራዊ ዓቕሚ ከምዝሃነፀ ዋና ኣዛዚ እቲ እዚ ሌተናል ጀነራል ዘውዱ በላይ ገሊፆም። ማእኸላይ እዚ ኣብ ዝተፈላለየ ገፅ መሬት ከጋጥም ዝኽእል ፀላኢ ዓወት ንምዕታርን…