ስፓርት ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ መሰታኡ ደቡብ ሱዳን 5 ንባዶ ተዓዊቱ Desta Jul 28, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ምስ ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ደቡብ ሱዳን ኣብ ዝገበሮ መፃረዪ ፀወታ ሻምፒዮና ኣፍሪካ(ቻን) 5 ንባዶ ብምዕዋት ናብ ቀፃሊ ዙር ሓሊፉ። መበል ሻውዓይ ፀወታ ኩዕሶ እግሪ ቻን ኣብ ኣልጀሪያ 2023 ዓ.ም.ፈ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ብፈተናታት ዘይትሰዓር ሃገር ምዃና ብዘበናት ብምርኣይ ህያው ምስክር ኢያ-ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር Desta Jul 28, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ብፈተናታት ዘይትሰዓር ሃገር ምዃና ብዘበናት ብምርኣይ ህያው ምስክር ኢያ ክብሉ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ካቢኔን ኣይተ ተፈሪ ፍቅሬ ተዛሪቦም። ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን እቲ ቤት ፅሕፈት መርሃ ግብሪ “ኢትዮጵያ…
ቢዝነስ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ምስ ኩባኒያ ኣፍረይቲ ኣውሮፕላን ኤርባስ ትእዛዝ ኤርባስ A350-1000 ከቲሙ Desta Jul 28, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ምስ ኩባኒያ ኣፍረይቲ ኣውሮፕላን ኤርባስ ኣብ ኣፍሪካ ፈላማይ ዝገብሮ ትእዛዝ ኤርባስ A350-1000 ከቲሙ። እቲ መገዲ ኣየር፥ ቅድመ ሐዚ 22 ኤርባስ A350-900 ኣውሮፕላን ብምእዛዝ እተን 16 ብምርካብ ኣብ ስራሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ፌዴራል ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዘሎ ፀገም ንምፍታሕ ዝካየድ ዘተ ሰላም ኣብ ዝኾነ ይኹን ቦታን እዋንን ንምክያድ ድልው ከምዝኾነ ገሊፁ Desta Jul 28, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ፌዴራል ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዘሎ ፀገም ንምፍታሕ ዝካየድ ዘተ ሰላም ኣብ ዝኾነ ይኹን ቦታን እዋንን ንምክያድ ድልው ከምዝኾነ ገሊፁ። ኣማኻሪ ብሄራዊ ድሕንነት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣምባሳደር ሬድዋን ሁሴን፥ ምስ ሚኒስትር ፍትሒ ዶክተር ጌዲዮን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰራሕተኛታትን ኣመራርሓን ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት መርሃ ግብሪ ምስግና ኣካይዶም Desta Jul 28, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራሕተኛታትን ኣመራርሓን ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት መርሃ ግብሪ ምስግና ኣካይዶም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ፥ “ክብሪን ምስግናን ንዕዑ ንዝንተ እለት ይኹን፣ ንሓደ ደቒቓ ኣብ ዘዘለናሉ ደው ብምባል ንኣምላኽ ምስግና ነቕርብ” እንትብሉ ፃውዒት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፖሊስ ፌዴራል መርሃ ግብሪ ምስግና ኣካይዱ Desta Jul 28, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ “ሎሚ እውን ከም ትማሊ ፈተናታት ብዓወት ንሳገር፤ ኣእዳውና ንምግና ንዘርግሕ” እንትብሉ ብመሰረት ዘሕለፍዎ መልእኽቲ ፖሊስ ፌዴራል መርሃ ግብሪ ምስግና ኣካይዱ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ዋና ኣዛዚ ላዕለዋይ መምርሒ ሰራዊት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰርጌ ላቭሮቭ ኣብ ኢትዮጵያ ዝገበርዎ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ረብሓ ክልቲአን ሃገራት ዘረጋግፁ ውሳነታት ዝተመሓላለፈሉ ኢዩ-ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ Desta Jul 28, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ረሲያ ሰርጌ ላቭሮቭ ኣብ ኢትዮጵያ ዝገበርዎ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ረብሓ ክልቲአን ሃገራት ዘረጋግፁ ውሳነታት ዝተመሓላለፈሉ ኢዩ ከብል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። ኣፈኛ እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር መለስ ኣለም ሎሚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ዘኹርዕ ዓወት ንዘመዝገቡ ኣትሌታት ክሳብ 2 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ዝበፅሕ ሽልማት ተዋሂቡ Desta Jul 28, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ዘኹርዕ ዓወት ንዘመዝገቡ ኣትሌታት ካብ 50 ክሳብ 2 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ዝበፅሕ ሽልማት ተዋሂቡ። ኣብ ኣሜሪካ ኦሪገን ኣብ ዝተኻየደ መበል 18 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ዘኹርዕ ዓወት ንዘመዝገቡ ኣትሌታት ኣብ ቤተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣትሌታትና ብዝዓተርዎ ዓወት ኢትዮጵያውያን ኣብ ዘዘለናዮ ክሳድና ክነቕነዕ ገይረሙና- ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ Desta Jul 28, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌታትና ብዝዓተርዎ ዓወት ኢትዮጵያውያን ኣብ ዘዘለናዮ ክሳድና ክነቕነዕ ገይረሙና ክብላ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን። ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ኣብ መርሃ ገብሪ ኣቀባብላን ምስጋናን ኣትሌታት ብምርካብ ናይ እንኳዕ አሐጎሰኩም መልእኽቲ…
ስፓርት እዞም ጀጋኑ ኣትሌታት ውፅኢት ቅብብል ትውልዲ ነባር ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ኢዮም-ኮሎኔል ደራርቱ ቱሉ Desta Jul 28, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)እዞም ጀጋኑ ኣትሌታት ውፅኢት ቅብብል ትውልዲ ነባር ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ኢዮም ክብላ ፕሬዚዳንት ኣትሌቲክስ ፌዴሬሽን ኢትዮጵያ ኮሎኔል ደራርቱ ቱሉ ተዛሪበን። ኣብ ቀፃሊ ኣብ ዝግበሩ ውድድራት በዝሒ ሜዳሊያ ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ክብ ንክብል…