ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንምርመራ ናብ ወፃኢ ዝለኣኹ ናሙናታት ዘትርፍ ማሽን ላብራቶሪ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ጅማ ተተኺሉ Gebremariam Weldegerima May 23, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንምርመራ ናብ ወፃኢ ዝለኣኹ ናሙናታት ዘትርፍ ማሽን ላብራቶሪ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ጅማ ማእኸል ጥዕና ተተኺሉ። ብረቲና ፋርማቲካል ኣቢሉ ዝተተኸለ ኮባስ 6800 ማሽን ብሰዓት 834 ናሙናታት ዝቕበል እንትኸውን፥ ናብ ወፃኢ ሃገር ዝለኣኹ ምርመራታት…
ቴክኖሎጂ ስርዓት ምምሕዳር መረዳእታ ኣባይቲ ኣብ ትሽዓተ ከተማታት ክልል ኦሮሚያ ክትግበር ኢዩ Desta May 23, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ስርዓት ምምሕዳር መረዳእታ ኣባይቲ ኣብ ትሽዓተ ከተማታት ክልል ኦሮሚያ ክትግበር ኢዩ። ምስ ምምሕዳርን ኣተሓሕዛን መረዳእታ ኣባይቲ ብዝዛመድ ዝረኣዩ ክፍተታት ንምሙላእ ዓብዪ ኣስተዋፅኦ ከምዝህልዎ ዝተኣመነሉ ትግበራ ሶፍትዌር ስርዓት ምምሕዳር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባርኖስ ኣፍሪካ ኣብ ዞባ ጅማ ተራኢዩ Gebremariam Weldegerima May 23, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባርኖስ ኣፍሪካ ኣብ ዞባ ጅማ ወረዳ ሸቤ ሰምቦ ከምዝተርኣየ ማእኸል ክሊኒክ እፅዋት ጅማ ኣፍሊጡ። ሓላፊ እቲ ማእኸል ኣይተ ቦና ሂርጳ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝገለፁዎ፥ እቲ ባርኖስ ኣብታ ወረዳ ኣብ ዝርከባ ኣርባዕተ ቀበሌታት ተራኢዩ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንዘበነ ምህርቲ 2014/15 ዓ.ም ልዕሊ 755 ሜትሪክ ቶን ዘበናዊ ዱኽዒ ናብ ውሽጢ ሃገር ከምዝኣተወ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima May 23, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዘበነ ምህርቲ 2014/15 ዓ.ም ናብ ሃገር ካብ ዝኣቱ 1 ነጥቢ 28 ሚሊየን ሜትሪክ ቶ ዘበናዊ ዱኽዒ (መዳበርያ) እቲ ልዕሊ 880 ሜትሪክ ቶን ኣብ ወደብ ምብፅሑ ትካል ኣገልግሎት ትራንስፖርት ባሕሪን ሎጂስቲክስን ኢትዮጵያ ገሊፁ። ካብ ሞንጎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ሶማሌ ብሰንኪ ድርቂ ዝተመዛበሉ ዜጋታት መሊስካ እግሪ ንምትካል ፃዕርታት ይግበሩ ኣለዉ Desta May 23, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሶማሌ ብሰንኪ ድርቂ ዝተመዛበሉ ዜጋታት መሊስካ እግሪ ንምትካል ፃዕርታት ይግበሩ ኣለዉ ከብሉ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ሙስጤፌ መሓመድ ገሊፆም። እቶም ረእሰ ምምሕዳር ብአምባሳደር ጀርመን ኣብ ኢትዮጵያ እስቴቨን ኣውርን ተወካሊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ን200 ደቂ ኣንስትዮ መኣዲ ኣካፊሉ Gebremariam Weldegerima May 23, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ካብ ኣዲስ ኣበባ ዓሰርቲአን ክፍለ ከተማታት ንዝተውፃእፃኣ 200 ደቂ ኣንስትዮ መኣዲ ኣካፊሉ። ፈጠራ ብዝተሓወሶ መገዲ ብኸመይ መሰረታዊ ኣትክልቲ ኣብ ገዛና ንምፍራይ ከምዝከኣል ዘርእዩ ኣብቲ ቀፅሪ ዝሳለጡ ስራሕቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቻርልስ ንዴማ ባህሪ ኣብ ጎንፂ ሰሜን ኢትዮጵያ ንዝተፈፀሙ ዓበይቲ ጥሕሰታት ዝምጥን መፍትሒ ንምቕራብ ዝካየድ ዘሎ ምርመራ ንኢዶም Desta May 23, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውሕመ ምክትል ተፀዋዒ ቤት ፅሕፈት ሃገራዊ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ቻርልስ ንዴማ ባህሪ ኣብ ጎንፂ ሰሜን ኢትዮጵያ ንዝተፈፀሙ ዓበይቲ ጥሕሰታት ዝምጥን መፍትሒ ንምቕራብ ዝካየድ ዘሎ ምርመራ ንኢዶም። ፆተ መሰረት ገይሮም ዝተፈፀሙ መጥቃዕቲታት…
ስፓርት ኣብ ፕሪሜርሊግ ጋንታ ሲዳማ ቡና ዓወት ቀኒዑዋ Gebremariam Weldegerima May 23, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቤትኪንግ ፕሪሜር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ሲዳማ ቡና ተዓዊታ። ምስ ጋንታ ባህርዳር ከተማ ዝተራኸበት ጋንታ ሲዳማ ቡና 3 ን 1 ብዝኾነ ውፅኢት ስዒራ። ጊት ጋትኩት፣ ይገዙ ቦጋለን ሃብታሙ ገዛሀኝን ሲዳማ ንኽትዕወት ሽቶታት ኣመዝጊቦም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምስ ምልሻታት ድባጤን በቂዶን ብምትሕብባር ተለኣኣኽቲ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝኾኑ ሸፋቱ ከምዝደምሰሰ ኮማንድ ፖስት መተከል ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima May 23, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ መተከል ወረዳታት ድባጤን በቂዶን ዝርከቡ ኣባላት ምልሻ ምስ ሰራዊት ምክልኻል ብምትሕብባር ተለኣኣኽቲ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝኾኑ ሸፋቱ ከምዝደምሰሰ ኮማንድ ፖስት መተከል ኣፍሊጡ። ተወካሊ ዝተዋደደ ግብረ ሓይሊ ኮማንድ ፖስት ብርጋዴር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ኣምሓራ ልዕሊ 4 ሺሕ ተጠርጠርቲ ኣብ ቁፅፅር ሕጊ ከምዝወዓሉ ተገሊፁ Desta May 23, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ልዕሊ 4 ሺሕ ተጠርጠርቲ ኣብ ቁፅፅር ሕጊ ከምዝወዓሉ ቢሮ ፀፅታን ሰላምን እቲ ክልል ኣፍሊጡ። እቲ ቢሮ እዋናዊ ኩነታ እቲ ክልል ኣመልኪቱ መግለፂ ሂቡ። ሓላፊ እቲ ቢሮ ኣይተ ደሳለኝ ጣሰው ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፥ መንግስቲ…